ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ዜና መዋእል 5
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ደቂ ሮቤል (1-10)

      • ደቂ ጋድ (11-17)

      • ሃግራውያን ተሳዕሩ (18-22)

      • ፍርቂ ነገድ ምናሴ (23-26)

1 ዜና መዋእል 5:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 29:32፣ 49:3, 4
  • +ዘፍ 35:22
  • +ዘፍ 49:22, 26፣ እያ 14:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2005፡ ገጽ 9

1 ዜና መዋእል 5:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 49:8, 10፣ ዘሁ 2:3፣ 10:14፣ መሳ 1:1, 2፣ መዝ 60:7
  • +ማቴ 2:6፣ እብ 7:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2005፡ ገጽ 9

1 ዜና መዋእል 5:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 46:9፣ ዘጸ 6:14

1 ዜና መዋእል 5:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 16:7

1 ዜና መዋእል 5:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 2:36
  • +ዘሁ 32:34, 38፣ እያ 13:15, 17፣ ህዝ 25:9, 10

1 ዜና መዋእል 5:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 22:9
  • +ዘፍ 15:18፣ ዘዳ 1:7፣ እያ 1:4፣ 2ሳሙ 8:3

1 ዜና መዋእል 5:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 3:8, 10፣ እያ 12:4, 5

1 ዜና መዋእል 5:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 32:1
  • +ዘዳ 3:3, 13፣ 32:14

1 ዜና መዋእል 5:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ዳግማይ የሮብዓም።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 15:32፣ 2ዜና 27:1፣ ኢሳ 1:1፣ ሆሴ 1:1፣ ሚክ 1:1
  • +2ነገ 14:16, 28

1 ዜና መዋእል 5:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ቀስቲ ድማ ዚረግጹ።”

1 ዜና መዋእል 5:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 5:10
  • +ዘፍ 25:13, 15፣ 1ዜና 1:31

1 ዜና መዋእል 5:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 20:7፣ 22:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2005፡ ገጽ 9

1 ዜና መዋእል 5:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሳት ሰብ።”

1 ዜና መዋእል 5:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 10:42፣ 1ሳሙ 17:45, 47፣ 2ዜና 20:15
  • +2ነገ 15:29፣ 17:6

1 ዜና መዋእል 5:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 13:29, 30
  • +ዘዳ 4:47, 48

1 ዜና መዋእል 5:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 5:7-9፣ መሳ 2:17፣ 8:33፣ 2ነገ 17:10, 11

1 ዜና መዋእል 5:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዝ 1:1፣ ምሳ 21:1
  • +2ነገ 15:19, 29
  • +2ነገ 17:6፣ 18:11

ሓፈሻዊ

1 ዜና 5:1ዘፍ 29:32፣ 49:3, 4
1 ዜና 5:1ዘፍ 35:22
1 ዜና 5:1ዘፍ 49:22, 26፣ እያ 14:4
1 ዜና 5:2ዘፍ 49:8, 10፣ ዘሁ 2:3፣ 10:14፣ መሳ 1:1, 2፣ መዝ 60:7
1 ዜና 5:2ማቴ 2:6፣ እብ 7:14
1 ዜና 5:3ዘፍ 46:9፣ ዘጸ 6:14
1 ዜና 5:62ነገ 16:7
1 ዜና 5:8ዘዳ 2:36
1 ዜና 5:8ዘሁ 32:34, 38፣ እያ 13:15, 17፣ ህዝ 25:9, 10
1 ዜና 5:9እያ 22:9
1 ዜና 5:9ዘፍ 15:18፣ ዘዳ 1:7፣ እያ 1:4፣ 2ሳሙ 8:3
1 ዜና 5:11ዘዳ 3:8, 10፣ እያ 12:4, 5
1 ዜና 5:16ዘሁ 32:1
1 ዜና 5:16ዘዳ 3:3, 13፣ 32:14
1 ዜና 5:172ነገ 15:32፣ 2ዜና 27:1፣ ኢሳ 1:1፣ ሆሴ 1:1፣ ሚክ 1:1
1 ዜና 5:172ነገ 14:16, 28
1 ዜና 5:191ዜና 5:10
1 ዜና 5:19ዘፍ 25:13, 15፣ 1ዜና 1:31
1 ዜና 5:20መዝ 20:7፣ 22:4
1 ዜና 5:22እያ 10:42፣ 1ሳሙ 17:45, 47፣ 2ዜና 20:15
1 ዜና 5:222ነገ 15:29፣ 17:6
1 ዜና 5:23እያ 13:29, 30
1 ዜና 5:23ዘዳ 4:47, 48
1 ዜና 5:25ዘዳ 5:7-9፣ መሳ 2:17፣ 8:33፣ 2ነገ 17:10, 11
1 ዜና 5:26እዝ 1:1፣ ምሳ 21:1
1 ዜና 5:262ነገ 15:19, 29
1 ዜና 5:262ነገ 17:6፣ 18:11
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ዜና መዋእል 5:1-26

1 ዜና መዋእል

5 ደቂ ሮቤል+ በዅሪ እስራኤል እዚኣቶም እዮም። ንሱ በዅሪ ነበረ፣ መደቀሲ ኣቦኡ ስለ ዘርከሰ ግና፡+ ብዅርናኡ ንደቂ ዮሴፍ ወዲ እስራኤል ተዋህበ፣+ ብዅርና ሒዙ ድማ ኣብ ወለዶ ኣይተመዝገበን። 2 ይሁዳ+ ኻብ ኣሕዋቱ እኳ እንተ በለጸ፡ መራሒ እውን ካብኡ እኳ እንተ መጸ፡+ ብዅርና ግና ናይ ዮሴፍ ኰነ። 3 ደቂ ሮቤል በዅሪ እስራኤል፡ ሓኖክን ፋሉን ሔጽሮንን ካርሚን እዮም።+ 4 ደቂ ዮኤል፡ ሸማዕያ ወዱ፡ ጎግ ወዱ፡ ሺምዒ ወዱ፡ 5 ሚካ ወዱ፡ ረኣያ ወዱ፡ በዓል ወዱ፡ 6 እቲ ቲልጋት-ጲልነሰር+ ንጉስ ኣሶር ዝማረኾ ብኤራ ወዱ፣ ንሱ ሹም ሮቤላውያን ነበረ። 7 ኣሕዋቱ በብዓሌታቶም ኣብ ወለዶኦም እተመዝገቡ በብትውልዶም፡ የዒኤል እቲ ርእስን ዘካርያስን 8 ቤላዕ ወዲ ዓዛዝ ወዲ ሸማዕ ወዲ ዮኤልን እዮም፣ ንሱ ኣብ ዓሮዔር+ ክሳብ ኔቦን በዓል-ሜዖንን+ ይነብር ነበረ። 9 ማሎም ኣብ ምድሪ ጊልዓድ+ በዚሐን ነበራ እሞ፡ ብምብራቕ ክሳብ እቲ ኣብ ፈለግ ኤፍራጥስ+ ዘሎ መጀመርታ እቲ በረኻ ይቕመጥ ነበረ። 10 ብዘመን ሳኦል ከኣ ምስ ሃግራውያን ተዋግኡ፣ ንሳቶም ድማ ኣብ ቅድሚኦም ተሳዕሩ፣ ኣብ ኵላ እታ ብምብራቕ ጊልዓድ ዘላ ምድሪ ኸኣ፡ ኣብ ድንኳናቶም ተቐመጡ።

11 ደቂ ጋድ ድማ፡ ኣብ መንጽሮም ኣብ ምድሪ ባሳን ክሳብ ሳልካ+ ተቐመጡ። 12 ዮኤል ርእሲ ነበረ፣ ሻፋም ከኣ ካልኣይ፡ ያዕናይን ሻፋጥን ድማ ኣብ ባሳን። 13 ኣሕዋቶም በብማይ ቤታቶም ከኣ፡ ሚካኤልን መሹላምን ሳባን ዮራይን ያዕካንን ዚዓን ዔበርን፡ ብድምር ሸውዓተ እዮም። 14 እዚኣቶም ደቂ ኣቢሓይል ወዲ ሑሪ ወዲ ያሮዓሕ ወዲ ጊልዓድ ወዲ ሚካኤል ወዲ የሺሻይ ወዲ ያሕዶ ወዲ ቡዝ እዮም። 15 ኣሒ ወዲ ዓብዲኤል ወዲ ጉኒ፡ ርእሲ ማይ ቤቶም ነበረ። 16 ንሳቶም ኣብ ጊልዓድን+ ኣብ ባሳንን+ ዓድታታን ኣብቲ መጓሰዪታት ሳሮን ክሳብ እቲ እተዘርግሑሉን ይነብሩ ነበሩ። 17 ብዘመን ዮታም+ ንጉስ ይሁዳን ብዘመን የሮብዓም*+ ንጉስ እስራኤልን፡ ኵላቶም ኣብ ወለዶ ተመዝገቡ።

18 ሮቤላውያንን ጋዳውያንን ፍርቂ ነገድ ምናሴን፡ ኣብ ሰራዊቶም ዋላቱን ኣስያፍን ዚጾሩ፡ ቀስቲ ድማ እተዓጥቁ* 44,760 ሓያላት ጀጋኑ ነበርዎም፣ ንውግእ ዝሰልጠኑ ኸኣ ነበሩ። 19 ንሳቶም ድማ ምስ ሃግራውያንን+ ምስ የጡርን ምስ ናፊሽን+ ምስ ኖዳብን ተዋግኡ። 20 ኪዋግእዎም ከለዉ እውን ዚረድኦም ረኸቡ፣ ሃግራውያንን ኵሎም እቶም ምሳታቶም ዝነበሩን ከኣ ኣብ ኢዶም ተዋህቡ፣ ከመይሲ፡ ኣምላኽ ኣብ ውግእ ኪረድኦም ተማህሊሎም ነበሩ፣ ንሱ ድማ ብእኡ ስለ እተኣመኑ ንልማኖኦም መለሰሎም።+ 21 ማሎም ከኣ ማረኹ፡—50,000 ገመልን 250,000 በጊዕን 2,000 ኣድግን፡—ከምኡ እውን 100,000 ሰባት።* 22 እቲ ውግእ ካብቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ስለ ዝነበረ፡ ብዙሓት ተቐቲሎም ወደቑ።+ እቲኣቶም ድማ ክሳዕ ዘመን ምርኮ፡ ኣብ ቦታኦም ተቐመጡ።+

23 ፍርቂ ነገድ ደቂ ምናሴ፡+ ኣብታ ኻብ ባሳን ክሳብ በዓል-ሄርሞንን ሰኒርን ከረን ሄርሞንን+ ዘላ ምድሪ ተቐመጡ። ንሳቶም ከኣ በዝሑ። 24 ርእስታት ማይ ቤታቶም እዚኣቶም እዮም፦ ዔፌርን ዪሺዒን ኤሊኤልን ዓዝሪኤልን ኤርምያስን ሆዳውያን ያሕዲኤልን፣ ንሳቶም ሓያላት ጀጋኑን ስሙያትን ርእስታት ማይ ቤታቶምን ነበሩ። 25 ግናኸ፡ ንኣምላኽ ኣቦታቶም ጠሊሞም፡ ምስ ኣማልኽቲ እቶም ኣምላኽ ካብ ቅድሚኦም ዘጥፍኦም ህዝብታት እታ ምድሪ መንዘሩ።+ 26 ኣምላኽ እስራኤል ድማ ንመንፈስ ጱል ንጉስ ኣሶር፡+ (ንሱ ቲልጋት-ጲልነሰር+ ንጉስ ኣሶር) ኣለዓዓሎ፣ ንሱ ኸኣ ነቶም ካብ ሮቤላውያንን ጋዳውያንን ፍርቂ ነገድ ምናሴን ዘበሉ ማሪኹ ወሰዶም፡ ናብቲ ኽሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ዘለውዎ ሓላሕን ሓቦርን ሃራእን ፈለግ ጎዛን ድማ ኣምጽኦም።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ