ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ዜና መዋእል 8
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ደቂ ብንያም (1-40)

        • መስመር ወለዶ ሳኦል (33-40)

1 ዜና መዋእል 8:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 35:16, 18
  • +1ዜና 7:6
  • +ዘፍ 46:21

1 ዜና መዋእል 8:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 46:21

1 ዜና መዋእል 8:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 21:8, 17፣ 1ሳሙ 13:16

1 ዜና መዋእል 8:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “መሮር።”

  • *

    ወይ፡ “ሸሓራዪም ንሑሺምን ንባዓራን ኣንስቱ ምስ ኣሰናበተን፡ ኣብ ምድሪ ሞኣብ ደቂ ወለደ” ኪኸውን ይኽእል።

1 ዜና መዋእል 8:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ነህ 6:2
  • +እዝ 2:1, 33

1 ዜና መዋእል 8:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 19:42, 48፣ 21:8, 24

1 ዜና መዋእል 8:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 9:15, 17፣ 21:8, 17፣ 1ዜና 21:29
  • +1ዜና 9:35-38

1 ዜና መዋእል 8:33

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኢሽ-ቦሸት ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 14:50
  • +1ሳሙ 9:1, 2፣ 11:15
  • +1ሳሙ 14:45
  • +1ሳሙ 14:49
  • +1ሳሙ 31:2
  • +2ሳሙ 2:8፣ 1ዜና 9:39-44

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2017፡ ገጽ 32

1 ዜና መዋእል 8:34

እግረ ጽሑፋት

  • *

    መፊቦሸት ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 4:4
  • +2ሳሙ 9:12

1 ዜና መዋእል 8:40

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ቀስቲ ዚረግጹ።”

ሓፈሻዊ

1 ዜና 8:1ዘፍ 35:16, 18
1 ዜና 8:11ዜና 7:6
1 ዜና 8:1ዘፍ 46:21
1 ዜና 8:3ዘፍ 46:21
1 ዜና 8:6እያ 21:8, 17፣ 1ሳሙ 13:16
1 ዜና 8:12ነህ 6:2
1 ዜና 8:12እዝ 2:1, 33
1 ዜና 8:13እያ 19:42, 48፣ 21:8, 24
1 ዜና 8:29እያ 9:15, 17፣ 21:8, 17፣ 1ዜና 21:29
1 ዜና 8:291ዜና 9:35-38
1 ዜና 8:331ሳሙ 14:50
1 ዜና 8:331ሳሙ 9:1, 2፣ 11:15
1 ዜና 8:331ሳሙ 14:45
1 ዜና 8:331ሳሙ 14:49
1 ዜና 8:331ሳሙ 31:2
1 ዜና 8:332ሳሙ 2:8፣ 1ዜና 9:39-44
1 ዜና 8:342ሳሙ 4:4
1 ዜና 8:342ሳሙ 9:12
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ዜና መዋእል 8:1-40

1 ዜና መዋእል

8 ብንያም+ ንበዅሩ ቤላዕ፡+ ንኻልኣይ ኣሽቤል፡+ ንሳልሳይ ኣሕራሕ፡ 2 ንራብዓይ ኖሓ፡ ንሓምሻይ ራፋ ወለደ። 3 ደቂ ቤላዕ፡ ኣዳርን ጌራን+ ኣቢሁድን 4 ኣቢሹዓን ንእማንን ኣሖኣሕን 5 ጌራን ሸፉፋንን ሑራምን እዮም። 6 እዚኣቶም ደቂ ኤሁድ፡ ርእስታት ማይ ቤታት ነበርቲ ጌባዕ፡+ ናብ ማናሓት ተማሪኾም እተወስዱ እዮም፦ 7 ንእማን፡ ኣሒያ፡ ጌራ፡—ንሱ እቲ ናብ ምርኮ ዝወሰዶም እዩ፣ ንሱ ድማ ንዑዛን ንኣሒሁድን ወለደ። 8 ሸሓራዪም ምስ ኣሰናበቶም፡ ኣብ ምድሪ* ሞኣብ ደቂ ወለደ። ሑሺምን ባዓራን ኣንስቱ ነበራ።* 9 ካብ ሖደሽ ሰበይቱ ኸኣ፡ ንዮባብን ንጺብያን ንሜሻን ንማልካምን 10 ንየዑጽን ንሳኽያን ንሚርማን ወለደ። እዚኣቶም ደቁ፡ ርእስታት ማይ ቤታት ነበሩ።

11 ካብ ሑሺም ድማ፡ ኣቢጡብን ኤልጳዓልን ወለደ። 12 ደቂ ኤልጳዓል ከኣ፡ ዔበርን ሚሽዓምን ሻመድን (ንሱ ንኦኖን+ ንሎድን+ ዓድታታን ዝሰርሐ) 13 በሪዓን ሸማዕን እዮም። እዚኣቶም ርእስታት ማይ ቤታት ነበርቲ ኣያሎን+ ነበሩ። እዚኣቶም ንነበርቲ ጋት ሰጐጕዎም። 14 ኣሕዮን ሻሻቅን የሬሞትን 15 ዘባድያን ዓራድን ዔደርን 16 ሚካኤልን ዪሽጳን ዮሓን ከኣ ደቂ በሪዓ፡ 17 ዘባድያን መሹላምን ሒዝቂን ሔበርን 18 ዪሽመራይን ዪዝሊያን ዮባብን ድማ ደቂ ኤልጳዓል፡ 19 ያቂምን ዚክሪን ዛብዲን 20 ኤልዔናይን ጺልታይን ኤሊኤልን 21 ዓዳያን በራያን ሺምራትን ከኣ ደቂ ሺምዒ፡ 22 ዪሽጳንን ዔበርን ኤሊኤልን 23 ዓብዶንን ዚክሪን ሓናንን 24 ሓናንያን ዔላምን ዓንቶቲያን 25 ዪፍድያን ጰኑኤልን ድማ ደቂ ሻሻቅ፡ 26 ሻምሸራይን ሸሓርያን ዓታልያን 27 የዓረሽያን ኤልያስን ዚክሪን ከኣ ደቂ የሮሓም እዮም። 28 እዚኣቶም በብትውልዶም ርእስታት ማይ ቤታት ነበሩ። እዞም ርእስታት እዚኦም ኣብ የሩሳሌም ይቕመጡ ነበሩ።

29 ኣቦ ጊብዖን፡ የዒኤል፡ ኣብ ጊብዖን+ ይቕመጥ ነበረ። ስም ሰበይቱ ማዓካ እዩ።+ 30 በዅሪ ወዱ ድማ ዓብዶን እዩ፣ ድሕሪኡ ኸኣ ጹርን ቂስን በዓልን ናዳብን 31 ገዶርን ኣሕዮን ዜክርን። 32 ሚቅሎት ንሺምኣ ወለደ። ኵላቶም ከኣ ኣብ ጥቓ ኣሕዋቶም ኣብ የሩሳሌም ምስ ካልኦት ኣሕዋቶም ይቕመጡ ነበሩ።

33 ኔር+ ንቂስ ወለደ፣ ቂስ ንሳኦል+ ወለደ፣ ሳኦል ንዮናታንን+ ንማልኪ-ሹዓን+ ንኣቢናዳብን+ ንኤሽበዓልን*+ ወለደ። 34 ወዲ ዮናታን ድማ፡ መሪብ-በዓል*+ እዩ። መሪብ-በዓል ንሚካ+ ወለደ። 35 ደቂ ሚካ ኸኣ፡ ጲቶንን ሜሌክን ታእረዓን ኣሓዝን እዮም። 36 ኣሓዝ ንየሆዓዳ ወለደ፣ የሆዓዳ ንዓለመትን ንዓዝማዌትን ንዚምሪን ወለደ። ዚምሪ ንሞጻ ወለደ። 37 ሞጻ ንቢንዓ ወለደ፡ ራፋ ወዱ፡ ኤልዓሳ ወዱ፡ ኣጼል ወዱ። 38 ኣጼል ድማ ሽዱሽተ ደቂ ነበርዎ፣ ስማቶም ከኣ እዚ እዩ፦ ዓዝሪቃም፡ ቦክሩ፡ እስማኤል፡ ሸዓርያ፡ ኦብድያ፡ ሓናን። ኵሎም እዚኣቶም ደቂ ኣጼል እዮም። 39 ደቂ ዔሼቅ ሓዉ ድማ፡ በዅሩ ኡላም፡ ካልኣይ የዑሽ፡ ሳልሳይ ከኣ ኤሊፈለጥ እዮም። 40 ደቂ ኡላም ድማ ቀስቲ ኺጥቀሙ ዚኽእሉ* ሓያላት ጀጋኑ ነበሩ፣ ብዙሓት ደቅን ደቂ ደቅን፡ 150 ከኣ ነበርዎም። ኵሎም እዚኣቶም ካብ ደቂ ብንያም እዮም።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ