ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ዜና መዋእል 27
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ንንጉስ ዜገልግሉ ሰበ ስልጣን (1-34)

1 ዜና መዋእል 27:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 18:25፣ ዘዳ 1:15፣ 1ሳሙ 8:11, 12
  • +1ዜና 28:1

1 ዜና መዋእል 27:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 11:11

1 ዜና መዋእል 27:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 26:20, 21

1 ዜና መዋእል 27:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 23:9
  • +1ዜና 8:1, 4

1 ዜና መዋእል 27:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 23:20-23፣ 1ነገ 4:4
  • +1ዜና 12:27

1 ዜና መዋእል 27:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 2:18፣ 23:8, 24
  • +1ዜና 2:15, 16

1 ዜና መዋእል 27:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 23:8, 26
  • +2ዜና 11:5, 6፣ ኣሞ 1:1

1 ዜና መዋእል 27:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 11:10, 27

1 ዜና መዋእል 27:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 21:18
  • +ዘሁ 26:20

1 ዜና መዋእል 27:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 23:8, 27
  • +1ዜና 6:60, 64

1 ዜና መዋእል 27:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 23:8, 28
  • +ዘሁ 26:20

1 ዜና መዋእል 27:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 23:8, 30

1 ዜና መዋእል 27:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 16:1, 6፣ 17:28

1 ዜና መዋእል 27:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 14:50፣ 2ሳሙ 3:27

1 ዜና መዋእል 27:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 15:5

1 ዜና መዋእል 27:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣብ እስራኤል ቍጥዓ ዀነ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 24:2, 15፣ 1ዜና 21:6, 7

1 ዜና መዋእል 27:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መዛግብቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 18:15

1 ዜና መዋእል 27:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 26:9, 10
  • +2ዜና 9:27

1 ዜና መዋእል 27:29

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓሚቝ ጐላጕል።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 35:2

1 ዜና መዋእል 27:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 13:3፣ 21:21
  • +1ዜና 3:1-9

1 ዜና መዋእል 27:33

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣማኒ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 15:12፣ 16:23፣ 17:23
  • +2ሳሙ 15:37፣ 16:16, 17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2017፡ ገጽ 29

1 ዜና መዋእል 27:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 23:20-23፣ 1ነገ 2:35
  • +1ነገ 1:7
  • +1ዜና 11:6

ሓፈሻዊ

1 ዜና 27:1ዘጸ 18:25፣ ዘዳ 1:15፣ 1ሳሙ 8:11, 12
1 ዜና 27:11ዜና 28:1
1 ዜና 27:21ዜና 11:11
1 ዜና 27:3ዘሁ 26:20, 21
1 ዜና 27:42ሳሙ 23:9
1 ዜና 27:41ዜና 8:1, 4
1 ዜና 27:52ሳሙ 23:20-23፣ 1ነገ 4:4
1 ዜና 27:51ዜና 12:27
1 ዜና 27:72ሳሙ 2:18፣ 23:8, 24
1 ዜና 27:71ዜና 2:15, 16
1 ዜና 27:92ሳሙ 23:8, 26
1 ዜና 27:92ዜና 11:5, 6፣ ኣሞ 1:1
1 ዜና 27:101ዜና 11:10, 27
1 ዜና 27:112ሳሙ 21:18
1 ዜና 27:11ዘሁ 26:20
1 ዜና 27:122ሳሙ 23:8, 27
1 ዜና 27:121ዜና 6:60, 64
1 ዜና 27:132ሳሙ 23:8, 28
1 ዜና 27:13ዘሁ 26:20
1 ዜና 27:142ሳሙ 23:8, 30
1 ዜና 27:181ሳሙ 16:1, 6፣ 17:28
1 ዜና 27:211ሳሙ 14:50፣ 2ሳሙ 3:27
1 ዜና 27:23ዘፍ 15:5
1 ዜና 27:242ሳሙ 24:2, 15፣ 1ዜና 21:6, 7
1 ዜና 27:252ነገ 18:15
1 ዜና 27:282ዜና 26:9, 10
1 ዜና 27:282ዜና 9:27
1 ዜና 27:29ኢሳ 35:2
1 ዜና 27:322ሳሙ 13:3፣ 21:21
1 ዜና 27:321ዜና 3:1-9
1 ዜና 27:332ሳሙ 15:12፣ 16:23፣ 17:23
1 ዜና 27:332ሳሙ 15:37፣ 16:16, 17
1 ዜና 27:342ሳሙ 23:20-23፣ 1ነገ 2:35
1 ዜና 27:341ነገ 1:7
1 ዜና 27:341ዜና 11:6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ዜና መዋእል 27:1-34

1 ዜና መዋእል

27 ቍጽሪ እቶም እስራኤላውያን፡ እቶም ርእስታት ማይ ቤታትን ኣሕሉቕ ሽሕን ኣሕሉቕ ሚእትን+ እቶም ኣብ ኵሉ ኣዋርሕ ዓመት ወርሒ ወርሒ እናመጹን እናኸዱን ኣብ ኵሉ ነገር እቲ ኽፍልታት ንንጉስ ዜገልግሉ ዝነበሩ ኣሕሉቖምን እዚ እዩ፣+ ኣብ ከክፍሊ ኸኣ 24,000 ነበሩ።

2 ኣብ ልዕሊ እቲ ቐዳማይ ክፍሊ ናይታ ቐዳመይቲ ወርሒ፡ ያሾበዓም+ ወዲ ዛብዲኤል ነበረ፣ ኣብ ክፍሉ ድማ 24,000 ነበሩ። 3 ካብ ደቂ ፋሬስ፡+ ንሱ ርእሲ ዅሎም ኣሕሉቕ እቶም ኣብታ ቐዳመይቲ ወርሒ ኼገልግሉ እተመደቡ ነበረ። 4 ኣብ ልዕሊ እቲ ኽፍሊ ናይታ ኻልአይቲ ወርሒ፡ ዶዳይ+ እቲ ኣሖሓዊ+ ምስ ክፍሉ ነበረ፣ ሚቅሎት ከኣ መራሒ ነበረ፣ ኣብ ክፍሉ ድማ 24,000 ነበሩ። 5 ሓለቓ እቲ ኣብ ሳልሰይቲ ወርሒ ኼገልግል እተመደበ ሳልሳይ ጕጅለ፡ በናያ+ ወዲ የሆያዳ+ እቲ ሊቀ ኻህናት ነበረ፣ ኣብ ክፍሉ ድማ 24,000 ነበሩ። 6 እዚ በናያ እዚ፡ እቲ ኻብቶም ሰላሳን ኣብ ልዕሊ እቶም ሰላሳን ዝነበረ ጅግና እዩ፣ ኣብ ልዕሊ ኽፍሉ ኸኣ፡ ወዱ ዓሚዛባድ ነበረ። 7 እቲ ራብዓይ ናይታ ራብዐይቲ ወርሒ፡ ዓሳሄል+ ሓው ዮኣብ+ ነበረ፣ ወዱ ዘባድያ ድማ ድሕሪኡ ነበረ፣ ኣብ ክፍሉ ኸኣ 24,000 ነበሩ። 8 እቲ ሓምሻይ ሓለቓ ናይታ ሓምሸይቲ ወርሒ፡ ሻምሁት እቲ ይዝራሓዊ ነበረ፣ ኣብ ክፍሉ ድማ 24,000 ነበሩ። 9 እቲ ሻድሻይ ናይታ ሻድሸይቲ ወርሒ፡ ዒራ+ ወዲ ዒቄሽ እቲ ተቆዓዊ+ ነበረ፣ ኣብ ክፍሉ ኸኣ 24,000 ነበሩ። 10 እቲ ሻውዓይ ናይታ ሻውዐይቲ ወርሒ፡ ሔለጽ+ እቲ ጰሎናዊ ኻብ ኤፍሬማውያን ነበረ፣ ኣብ ክፍሉ ድማ 24,000 ነበሩ። 11 እቲ ሻምናይ ናይታ ሻምነይቲ ወርሒ፡ ሲብካይ+ እቲ ሑሻታዊ ኻብ ዜራሓውያን+ ነበረ፣ ኣብ ክፍሉ ኸኣ 24,000 ነበሩ። 12 እቲ ታሽዓይ ናይታ ታሽዐይቲ ወርሒ፡ ኣቢ-ዔዘር+ እቲ ዓናቶታዊ+ ኻብ ብንያማውያን ነበረ፣ ኣብ ክፍሉ ድማ 24,000 ነበሩ። 13 እቲ ዓስራይ ናይታ ዓስረይቲ ወርሒ፡ ማሃራይ+ እቲ ነጦፋታዊ ኻብ ዜራሓውያን+ ነበረ፣ ኣብ ክፍሉ ኸኣ 24,000 ነበሩ። 14 እቲ መበል ዓሰርተው ሓደ ናይታ መበል 11 ወርሒ፡ በናያ+ እቲ ጲርዓቶናዊ ኻብ ደቂ ኤፍሬም ነበረ፣ ኣብ ክፍሉ ድማ 24,000 ነበሩ። 15 እቲ መበል 12 ናይታ መበል 12 ወርሒ፡ ሔልዳይ እቲ ነጦፋታዊ ኻብ ዖትኒኤል ነበረ፣ ኣብ ክፍሉ ኸኣ 24,000 ነበሩ።

16 መራሕቲ ነገዳት እስራኤል ድማ እዚኣቶም ነበሩ፦ ካብ ሮቤላውያን፡ ኤልዔዘር ወዲ ዚክሪ መራሒ ነበረ፣ ካብ ስምኦናውያን፡ ሸፋጥያ ወዲ ማዓካ፣ 17 ካብ ሌዊ፡ ሓሻብያ ወዲ ቄሙኤል፣ ካብ ኣሮን፡ ጻዶቅ፣ 18 ካብ ይሁዳ፡ ኤሊሁ+ ሓደ ኻብ ኣሕዋት ዳዊት፣ ካብ ይሳኮር፡ ዖምሪ ወዲ ሚካኤል፣ 19 ካብ ዛብሎን፡ ዪሽማዕ ወዲ ኦብድያ፣ ካብ ንፍታሌም፡ የሪሞት ወዲ ዓዝሪኤል፣ 20 ካብ ኤፍሬማውያን፡ ሆሼዓ ወዲ ዓዛዝያ፣ ካብ ፍርቂ ነገድ ምናሴ፡ ዮኤል ወዲ ጰዳያ፣ 21 ካብ ፍርቂ ነገድ ምናሴ ኣብ ጊልዓድ፡ ዒዶ ወዲ ዘካርያስ፣ ካብ ብንያም፡ ያዓሺኤል ወዲ ኣብኔር፣+ 22 ካብ ዳን፡ ዓዛርኤል ወዲ የሮሓም። እዚኣቶም መሳፍንቲ ነገዳት እስራኤል ነበሩ።

23 የሆዋ ንእስራኤል ከም ከዋኽብቲ ሰማያት ከም ዜብዝሖም ኣተስፍይዎም ስለ ዝነበረ፡ ዳዊት ነቶም ደቂ 20 ዓመትን ካብኡ ንታሕትን ዝነበሩ ኣይቈጸሮምን።+ 24 ዮኣብ ወዲ ጽሩያ ኪቘጽር ጀሚሩስ፡ ኣይወድኦን፣ ብሰሪ እዚ ድማ ቍጥዓ ኣምላኽ ኣብ እስራኤል መጸ፣*+ እቲ ቝጽሪ ኸኣ ኣብ ጸብጻብ ታሪኽ ዘመን ንጉስ ዳዊት ኣይኣተወን።

25 ኣብ ልዕሊ መዛግብቲ ንጉስ፡+ ዓዝማዌት ወዲ ዓዲኤል ነበረ። ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ መሮርን ኣብ ከተማታትን ኣብ ኣቝሻትን ኣብ ግምብታትን ዝነበረ ማዕከናት* ድማ፡ ዮናታን ወዲ ዑዝያ ነበረ። 26 ኣብ ልዕሊ እቶም ንምድሪ ዚሓርሱ ሓረስቶት ከኣ፡ ዔዝሪ ወዲ ከሉብ ነበረ። 27 ኣብ ልዕሊ ኣታኽልቲ ወይኒ ድማ፡ ሺምዒ እቲ ራማታዊ ነበረ፣ ኣብ ልዕሊ እቲ ንማዕከናት ወይኒ ዚኸውን እቶት ኣታኽልቲ ወይኒ ኸኣ፡ ዛብዲ እቲ ሺፍማዊ ነበረ። 28 ኣብ ልዕሊ ኣእዋም ኣውልዕን ኣብ ሼፈላ+ ዝነበረ ኣእዋም ሳግላን+ ድማ፡ በዓል-ሓናን እቲ ጌደራዊ ነበረ፣ ኣብ ልዕሊ ማዕከናት ዘይቲ ኸኣ፡ ዮኣስ ነበረ። 29 ኣብ ልዕሊ እተን ኣብ ሳሮን+ ዚበልዓ ዝነበራ ኸብቲ ድማ፡ ሺጥራይ እቲ ሳሮናዊ ነበረ፣ ኣብ ልዕሊ እተን ኣብ ጐላጕል ስንጭሮ* ዝነበራ ኸብቲ ኸኣ፡ ሻፋጥ ወዲ ዓድላይ ነበረ። 30 ኣብ ልዕሊ እተን ኣግማል ድማ፡ ኦቢል እቲ እስማኤላዊ ነበረ፣ ኣብ ልዕሊ እተን ኣእዱግ ከኣ፡ የሕድያ እቲ ሜሮኖታዊ ነበረ። 31 ኣብ ልዕሊ እተን ጤለ በጊዕ ድማ፡ ያዚዝ እቲ ሃግራዊ ነበረ። ኵሎም እዚኣቶም ኣሕሉቕ ጥሪት ንጉስ ዳዊት ነበሩ።

32 ዮናታን+ ወዲ ሓዉ ንዳዊት፡ ኣማኻሪ ነበረ፣ ንሱ ኣእምሮ ዘለዎ ሰብኣይን ጸሓፍን ነበረ፣ የሒኤል ወዲ ሓክሞኒ ኸኣ ንደቂ ንጉስ ይኣሊ ነበረ።+ 33 ኣሒቶፌል+ ድማ ኣማኻሪ ንጉስ ነበረ፣ ሑሻይ+ እቲ ኣርካዊ ኸኣ፡ ፈታው* ንጉስ ነበረ። 34 ድሕሪ ኣሒቶፌል ድማ፡ የሆያዳ ወዲ በናያን+ ኣብያታርን+ ነበሩ፣ ዮኣብ+ ከኣ ሓለቓ ሰራዊት ንጉስ ነበረ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ