ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ተሰሎንቄ 5
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ተሰሎንቄ—ትሕዝቶ

      • ምምጻእ መዓልቲ የሆዋ (1-5)

        • “ሰላምን ደሓንን!” (3)

      • ንቕሑ፡ ተጠንቀቑ (6-11)

      • ምዕዶታት (12-24)

      • ናይ መወዳእታ ሰላምታ (25-28)

1 ተሰሎንቄ 5:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ጸፎ 1:14
  • +ማቴ 24:36፣ 2ጴጥ 3:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    6/2023፡ ገጽ 8-9

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2019፡ ገጽ 8-9

    9/2019፡ ገጽ 9

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 222

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2012፡ ገጽ 3-4

    15/7/2010፡ ገጽ 5

    1/5/2009፡ ገጽ 14

    15/5/2008፡ ገጽ 15-16

1 ተሰሎንቄ 5:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 37:10፣ ኤር 8:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2023፡ ገጽ 21

    6/2023፡ ገጽ 9፡ 13

    2/2023፡ ገጽ 16

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2019፡ ገጽ 8-9

    9/2019፡ ገጽ 9-10

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 222-223

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2013፡ ገጽ 12-13

    1/1/2013፡ ገጽ 7

    15/9/2012፡ ገጽ 3-5

    15/7/2010፡ ገጽ 5

    15/5/2008፡ ገጽ 15-16

    1/2/2004፡ ገጽ 20-21

    1/6/1997፡ ገጽ 9-10

    1/4/1995፡ ገጽ 31

    ራእይ፡ ገጽ 250-251

    ንኣምላኽ ኣምልኽ፡ ገጽ 182

    ኣምላኽ ይግደስ፧፡ ገጽ 21

    ዕላማ ህይወት፡ ገጽ 28

1 ተሰሎንቄ 5:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    6/2023፡ ገጽ 9

1 ተሰሎንቄ 5:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 12:36፣ ሮሜ 13:12፣ ኤፌ 5:8
  • +ዮሃ 8:12፣ ቈሎ 1:13፣ 1ጴጥ 2:9

1 ተሰሎንቄ 5:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 24:42
  • +1ጴጥ 5:8
  • +ሮሜ 13:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    6/2023፡ ገጽ 10

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2019፡ ገጽ 9

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2012፡ ገጽ 10-11

    1/1/2003፡ ገጽ 11

1 ተሰሎንቄ 5:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 13:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    6/2023፡ ገጽ 10

1 ተሰሎንቄ 5:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 6:14-17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    6/2023፡ ገጽ 10-12

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2022፡ ገጽ 25-26

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 232

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 203

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2013፡ ገጽ 11

    15/12/2008፡ ገጽ 6-7

    1/10/2006፡ ገጽ 29

    1/1/2003፡ ገጽ 20-22

    1/6/2000፡ ገጽ 9-10

    ንቕሑ!፡

    22/4/2004፡

1 ተሰሎንቄ 5:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ተሰ 2:13

1 ተሰሎንቄ 5:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሞይትና።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ተሰ 4:16, 17
  • +ሮሜ 5:8

1 ተሰሎንቄ 5:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተጸናንዑን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 1:11, 12፣ 15:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    6/2023፡ ገጽ 11-12

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    8/2022፡ ገጽ 20-25

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 48

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    9/2005፡ ገጽ 1

1 ተሰሎንቄ 5:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2011፡ ገጽ 24-28

    1/6/1999፡ ገጽ 18

1 ተሰሎንቄ 5:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ፊል 2:29, 30፣ 1ጢሞ 5:17፣ እብ 13:7
  • +ማር 9:50፣ 2ቈረ 13:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/1999፡ ገጽ 18-19

1 ተሰሎንቄ 5:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ምዓድዎም።”

  • *

    ወይ፡ “ተስፋ ንዝቘረጹ፣ ሕልናኦም ንዝዓረቦም።” ቃ.ቃ.፡ “ንእሽቶ ንዝነፍሶም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 19:17፣ 2ጢሞ 4:2
  • +1ቈረ 13:4፣ ገላ 5:22፣ ኤፌ 4:1, 2፣ ቈሎ 3:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 1 2023፡ ገጽ 14-15

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 102-103፡ 166-167

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2017፡ ገጽ 10

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2015፡ ገጽ 9

    15/8/2013፡ ገጽ 22

    15/6/2010፡ ገጽ 12-13

    1/5/2004፡ ገጽ 21

    1/11/2001፡ ገጽ 17-18

    1/10/1995፡ ገጽ 15-16

    ንቕሑ!፡

    10/2013፡ ገጽ 14

    ሓጐስ ስድራ ቤት፡ ገጽ 36-37

1 ተሰሎንቄ 5:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 5:39
  • +ሮሜ 12:17, 19

1 ተሰሎንቄ 5:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 6:4, 10፣ ፊል 4:4

1 ተሰሎንቄ 5:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 18:1፣ ሮሜ 12:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2010፡ ገጽ 9

    15/9/2003፡ ገጽ 15-20

1 ተሰሎንቄ 5:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 5:20፣ ቈሎ 3:17

1 ተሰሎንቄ 5:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 4:30

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    6/2023፡ ገጽ 12-13

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2000፡ ገጽ 10

1 ተሰሎንቄ 5:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 14:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    6/2023፡ ገጽ 12-13

1 ተሰሎንቄ 5:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 4:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    6/2023፡ ገጽ 13

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/1996፡ ገጽ 17

1 ተሰሎንቄ 5:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 2:3

1 ተሰሎንቄ 5:23

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ህይወትኩምን።” ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 1:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2008፡ ገጽ 29

1 ተሰሎንቄ 5:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 15:30

1 ተሰሎንቄ 5:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 5/2019፡ ገጽ 6

1 ተሰሎንቄ 5:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ቈሎ 4:16

ሓፈሻዊ

1 ተሰ. 5:2ጸፎ 1:14
1 ተሰ. 5:2ማቴ 24:36፣ 2ጴጥ 3:10
1 ተሰ. 5:3መዝ 37:10፣ ኤር 8:11
1 ተሰ. 5:5ዮሃ 12:36፣ ሮሜ 13:12፣ ኤፌ 5:8
1 ተሰ. 5:5ዮሃ 8:12፣ ቈሎ 1:13፣ 1ጴጥ 2:9
1 ተሰ. 5:6ማቴ 24:42
1 ተሰ. 5:61ጴጥ 5:8
1 ተሰ. 5:6ሮሜ 13:11
1 ተሰ. 5:7ሮሜ 13:13
1 ተሰ. 5:8ኤፌ 6:14-17
1 ተሰ. 5:92ተሰ 2:13
1 ተሰ. 5:101ተሰ 4:16, 17
1 ተሰ. 5:10ሮሜ 5:8
1 ተሰ. 5:11ሮሜ 1:11, 12፣ 15:2
1 ተሰ. 5:13ፊል 2:29, 30፣ 1ጢሞ 5:17፣ እብ 13:7
1 ተሰ. 5:13ማር 9:50፣ 2ቈረ 13:11
1 ተሰ. 5:14ዘሌ 19:17፣ 2ጢሞ 4:2
1 ተሰ. 5:141ቈረ 13:4፣ ገላ 5:22፣ ኤፌ 4:1, 2፣ ቈሎ 3:13
1 ተሰ. 5:15ማቴ 5:39
1 ተሰ. 5:15ሮሜ 12:17, 19
1 ተሰ. 5:162ቈረ 6:4, 10፣ ፊል 4:4
1 ተሰ. 5:17ሉቃ 18:1፣ ሮሜ 12:12
1 ተሰ. 5:18ኤፌ 5:20፣ ቈሎ 3:17
1 ተሰ. 5:19ኤፌ 4:30
1 ተሰ. 5:201ቈረ 14:1
1 ተሰ. 5:211ዮሃ 4:1
1 ተሰ. 5:22እዮ 2:3
1 ተሰ. 5:231ቈረ 1:8
1 ተሰ. 5:25ሮሜ 15:30
1 ተሰ. 5:27ቈሎ 4:16
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ተሰሎንቄ 5:1-28

1 ተሰሎንቄ

5 ኣሕዋተየ፡ ብዛዕባ ግዜያትን እዋናትን ኪጽሓፈልኩም ኣየድልን እዩ። 2 ከመይሲ፡ መዓልቲ የሆዋ*+ ኸምቲ ሰራቒ ብለይቲ ዚመጾ ዀይና ኸም እትመጽእ፡ ንስኻትኩም ባዕላትኩም ኣጸቢቕኩም ትፈልጡ ኢኹም።+ 3 “ሰላምን ደሓንን!” ኪብሉ ኸለዉ፡ ንጥንስቲ ቕልውላው ከም ዚሕዛ፡ ሽዑ ሃንደበታዊ ጥፍኣት ብድንገት ይመጾም፣+ ከቶ እውን ኣይኬምልጡን እዮም። 4 ንስኻትኩም ግና፡ ኣሕዋተየ፡ እታ መዓልቲ እቲኣ ኸም ንሰረቕቲ ኸይትመጸኩምሲ፡ ኣብ ጸልማት ኣይኰንኩምን፣ 5 ከመይሲ፡ ኵላትኩም ደቂ ብርሃንን ደቂ መዓልትን ኢኹም።+ ንሕናስ ናይ ለይትን ናይ ጸልማትን ኣይኰንናን።+

6 እምበኣር፡ ንንቃሕን+ ቀልብና ንሓሉን+ እምበር፡ ከም ካልኦት ኣይንደቅስ።+ 7 እቶም ዚድቅሱስ ብለይቲ እዮም ዚድቅሱ፣ እቶም ዚሰኽሩ እውን ብለይቲ እዮም ዚሰኽሩ።+ 8 ንሕና ግና ናይ መዓልቲ ኻብ ኰንናስ፡ ድርዒ እምነትን ፍቕርን ለቢስና፡ ተስፋ ድሕነት እውን ከም ቍራዕ ርእሲ ጌርና ቐልብና ንሓሉ፣+ 9 ከመይሲ፡ ኣምላኽ፡ ብጐይታና የሱስ ክርስቶስ ድሕነት ክንረክብ እምበር፡+ ንቝጥዓ ኣይመደበናን። 10 የሱስ፡ እንተ ነቒሕና ወይስ እንተ ደቂስና፡* ምስኡ ሓቢርና ብህይወት ምእንቲ ኽንነብር ኢሉ፡+ ምእንታና ሞይቱ እዩ።+ 11 ስለዚ፡ ከምቲ እትገብርዎ ዘለኹም፡ ንሓድሕድኩም ተተባብዑን* ተሃናነጹን።+

12 ኣቱም ኣሕዋትና፡ ነቶም ኣብ መንጎኹም ዚጽዕሩን ብጐይታ ዚመርሑኹምን ዚምዕዱኹምን ከተኽብርዎም ንልምነኩም ኣለና፣ 13 ስለቲ ዕዮኦም፡ ብፍቕሪ ኣብሊጽኩም ኣኽብርዎም።+ ንሓድሕድኩም እውን ብሰላም ንበሩ።+ 14 ኣቱም ኣሕዋትና፡ ብዘይ ስርዓት ንዚመላለሱ ኣጠንቅቕዎም፡*+ ንእተጨነቑ* ኣጸናንዕዎም፡ ንድኹማት ደግፍዎም፡ ንዅሎም ተዓገስዎም ኢልና ንምሕጸነኩም ኣለና።+ 15 ሓደ እኳ ንኻልእ ክፉእ ኣብ ክንዲ ኽፉእ ከይፈድዮ ተጠንቀቑ፣+ ግናኸ፡ ኵሉ ሳዕ ንሓድሕድኩምን ንዅሉን ሰናይ ክትገብሩ ተጋደሉ።+

16 ኵሉ ሳዕ ተሓጐሱ።+ 17 ከየቋረጽኩም ጸልዩ።+ 18 ብዅሉ ኣመስግኑ።+ ኣምላኽ ብክርስቶስ የሱስ ብዛዕባኹም ዘለዎ ፍቓድ እዚ እዩ። 19 ሓዊ መንፈስ ኣይተጥፍኡ።+ 20 ትንቢት ኣይትንዓቑ።+ 21 ንዅሉ መርምርዎ፣+ ነቲ ሰናይ ኣጽኒዕኩም ሓዝዎ። 22 ካብ እከይ ዘበለ ዅሉ ርሓቑ።+

23 ኣምላኽ ሰላም ባዕሉ ምሉእ ብምሉእ ይቐድስኩም። ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ኣብዚ ኣብ ዚህልወሉ እዋን መንፈስኩምን ነፍስኹምን* ሰብነትኩምን ብምሉኡ ጥዑይ ኰይኑ ብዘይ መንቅብ ይተሓሎ።+ 24 እቲ ዚጽውዓኩም ዘሎ እሙን እዩ፣ ንሱ እውን ኪገብሮ እዩ።

25 ኣቱም ኣሕዋትና፡ ምእንታና ብቐጻሊ ጸልዩ።+

26 ንዅሎም ኣሕዋት ብቕዱስ ምስዓም ሰላም በልዎም።

27 እዛ ደብዳበ እዚኣ ንዅሎም ኣሕዋት ክትንበብ፡ ብጐይታ እምሕጸነኩም ኣለኹ።+

28 ጸጋ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ምሳኻትኩም ይኹን።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ