ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ግብሪ ሃዋርያት 1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ግብሪ ሃዋርያት—ትሕዝቶ

      • ናብ ቴዎፍሎስ እተጻሕፈ (1-5)

      • ክሳብ ወሰናት ምድሪ መሰኻኽር ክትኰኑኒ ኢኹም (6-8)

      • የሱስ ናብ ሰማይ ዓረገ (9-11)

      • ደቀ መዛሙርቲ ብሓደ ተኣከቡ (12-14)

      • ማትያስ ንይሁዳ ኺትክእ ተሓርየ (15-26)

ግብሪ ሃዋርያት 1:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 1:3፣ 3:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 15

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2007፡ ገጽ 19

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ማቴ-ቈሎ፡ ገጽ 9

ግብሪ ሃዋርያት 1:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 15:16
  • +1ጢሞ 3:16

ግብሪ ሃዋርያት 1:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 24:27
  • +ማቴ 28:9፣ ዮሃ 20:19፣ 1ቈረ 15:4-7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 15-16

ግብሪ ሃዋርያት 1:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 14:16, 17፣ ግብ 2:33
  • +ሉቃ 24:49

ግብሪ ሃዋርያት 1:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮኤ 2:28፣ ማቴ 3:11፣ ማር 1:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 110

ግብሪ ሃዋርያት 1:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 19:11፣ 24:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 16

    የሱስ—መገዲ፡ ገጽ 310

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 35-36

ግብሪ ሃዋርያት 1:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዳን 2:20, 21፣ ማቴ 24:36

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 16

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/1998፡ ገጽ 17-18

    15/9/1998፡ ገጽ 10

ግብሪ ሃዋርያት 1:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 4:33
  • +ግብ 5:27, 28
  • +ግብ 8:14
  • +ቈሎ 1:23
  • +ኢሳ 43:10፣ ሉቃ 24:48፣ ዮሃ 15:26, 27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 2፡ 16-17፡ 85፡ 218-220

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 21

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2014፡ ገጽ 29-30

    15/1/2011፡ ገጽ 22

    15/4/2010፡ ገጽ 11

    1/2/2010፡ ገጽ 30

    15/5/2008፡ ገጽ 31

    1/7/2005፡ ገጽ 25

    1/4/2001፡ ገጽ 9፡ 13-14

    1/4/2000፡ ገጽ 10-11

    15/11/1998፡ ገጽ 17-18

    1/5/1995፡ ገጽ 18

    ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ገጽ 275-278

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ማቴ-ቈሎ፡ ገጽ 17

ግብሪ ሃዋርያት 1:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 24:51፣ ዮሃ 6:62

ግብሪ ሃዋርያት 1:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 28:2, 3

ግብሪ ሃዋርያት 1:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 17-18

    የሱስ—መገዲ፡ ገጽ 310

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2005፡ ገጽ 14-15

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 145

ግብሪ ሃዋርያት 1:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 24:52

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2008፡ ገጽ 11

ግብሪ ሃዋርያት 1:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 10:2-4፣ ማር 3:16-19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 18

ግብሪ ሃዋርያት 1:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 23:49
  • +ማቴ 13:55፣ ዮሃ 7:5፣ ገላ 1:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 18

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2015፡ ገጽ 30

ግብሪ ሃዋርያት 1:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 22:47፣ ዮሃ 18:3
  • +መዝ 41:9፣ 55:12፣ ዮሃ 13:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ማቴ-ቈሎ፡ ገጽ 15

ግብሪ ሃዋርያት 1:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 10:2, 4፣ ሉቃ 6:12-16፣ ዮሃ 6:70, 71

ግብሪ ሃዋርያት 1:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘካ 11:12፣ ማቴ 26:14, 15
  • +ማቴ 27:5-8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    የሱስ—መገዲ፡ ገጽ 290

ግብሪ ሃዋርያት 1:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሓላፍነቱ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 69:25
  • +መዝ 109:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 19

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ማቴ-ቈሎ፡ ገጽ 15

ግብሪ ሃዋርያት 1:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ይኣቱን ይወጽእን ኣብ ዝነበረሉ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 19

ግብሪ ሃዋርያት 1:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 3:13
  • +ሉቃ 24:51፣ ግብ 1:9
  • +ማቴ 28:5, 6፣ ማር 16:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 19

ግብሪ ሃዋርያት 1:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 16:7፣ 1ዜና 28:9፣ ኤር 11:20

ግብሪ ሃዋርያት 1:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 6:70

ግብሪ ሃዋርያት 1:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 16:33

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 19

    የሱስ—መገዲ፡ ገጽ 311

ሓፈሻዊ

ግብ. 1:1ሉቃ 1:3፣ 3:23
ግብ. 1:2ዮሃ 15:16
ግብ. 1:21ጢሞ 3:16
ግብ. 1:3ሉቃ 24:27
ግብ. 1:3ማቴ 28:9፣ ዮሃ 20:19፣ 1ቈረ 15:4-7
ግብ. 1:4ዮሃ 14:16, 17፣ ግብ 2:33
ግብ. 1:4ሉቃ 24:49
ግብ. 1:5ዮኤ 2:28፣ ማቴ 3:11፣ ማር 1:8
ግብ. 1:6ሉቃ 19:11፣ 24:21
ግብ. 1:7ዳን 2:20, 21፣ ማቴ 24:36
ግብ. 1:8ግብ 4:33
ግብ. 1:8ግብ 5:27, 28
ግብ. 1:8ግብ 8:14
ግብ. 1:8ቈሎ 1:23
ግብ. 1:8ኢሳ 43:10፣ ሉቃ 24:48፣ ዮሃ 15:26, 27
ግብ. 1:9ሉቃ 24:51፣ ዮሃ 6:62
ግብ. 1:10ማቴ 28:2, 3
ግብ. 1:12ሉቃ 24:52
ግብ. 1:13ማቴ 10:2-4፣ ማር 3:16-19
ግብ. 1:14ሉቃ 23:49
ግብ. 1:14ማቴ 13:55፣ ዮሃ 7:5፣ ገላ 1:19
ግብ. 1:16ሉቃ 22:47፣ ዮሃ 18:3
ግብ. 1:16መዝ 41:9፣ 55:12፣ ዮሃ 13:18
ግብ. 1:17ማቴ 10:2, 4፣ ሉቃ 6:12-16፣ ዮሃ 6:70, 71
ግብ. 1:18ዘካ 11:12፣ ማቴ 26:14, 15
ግብ. 1:18ማቴ 27:5-8
ግብ. 1:20መዝ 69:25
ግብ. 1:20መዝ 109:8
ግብ. 1:22ማቴ 3:13
ግብ. 1:22ሉቃ 24:51፣ ግብ 1:9
ግብ. 1:22ማቴ 28:5, 6፣ ማር 16:6
ግብ. 1:241ሳሙ 16:7፣ 1ዜና 28:9፣ ኤር 11:20
ግብ. 1:25ዮሃ 6:70
ግብ. 1:26ምሳ 16:33
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ግብሪ ሃዋርያት 1:1-26

ግብሪ ሃዋርያት

1 ኦ ቴዎፍሎስ፡ ኣብቲ ቐዳማይ ዛንታ፡ ካብቲ የሱስ ኪገብርን ኪምህርን ዝጀመረሉ ግዜ ኣትሒዙ፡+ 2 ክሳዕ እታ ነቶም ዝሓረዮም+ ሃዋርያት ብመንፈስ ቅዱስ ትእዛዝ ምስ ሃበ ዝዓረገላ+ መዓልቲ ጽሒፈልካ እየ። 3 መከራ ድሕሪ ምጽጋቡ፡ 40 መዓልቲ እናተራእዮምን ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ እናነገሮምን፡+ ብብዙሕ ዜእምን መርትዖታት፡ ህያው ከም ዝዀነ ገዛእ ርእሱ ኣርኣዮም።+ 4 ምሳታቶም ኪራኸብ ከሎ ኸኣ፡ ከምዚ ኢሉ ኣዘዞም፦ “ነቲ ኻባይ ዝሰማዕኩምዎ ኣቦ ዘተስፈዎ ተስፋ ደኣ ተጸበዩ እምበር፡+ ካብ የሩሳሌም ኣይትውጽኡ፣+ 5 ዮሃንስሲ ብማይ እዩ ኣጥሚቑ፣ ንስኻትኩም ግና ድሕሪ ሒደት መዓልትታት ብመንፈስ ቅዱስ ክትጥመቑ ኢኹም።”+

6 ምስ ተኣከቡ ኸኣ፡ “ጐይታይ፡ ኣብዚ ግዜ እዚዶ ናብ እስራኤል መንግስቲ ኽትመልስ ኢኻ፧” ኢሎም ሓተትዎ።+ 7 ንሱ ድማ፡ “ነቲ ኣቦ ኣብ ትሕቲ ስልጣኑ ዝመደቦ ግዜያት ወይ እዋናት ክትፈልጡ ናታትኩም ኣይኰነን።+ 8 መንፈስ ቅዱስ ናባኻትኩም ምስ ወረደ ግና፡ ሓይሊ ኽትቅበሉ እሞ፡+ ኣብ የሩሳሌምን+ ኣብ ኵላ ይሁዳን ኣብ ሰማርያን+ ክሳብ ወሰናት ምድርን+ መሰኻኽር ክትኰኑኒ ኢኹም”+ በሎም። 9 እዚ ምስ በለ፡ እናረኣዩ ዓረገ፣ ደበና ኸኣ ካብ ኣዒንቶም ሰወሮ።+ 10 ንሱ ኺዓርግ ከሎ፡ ንሳቶም ከኣ ናብ ሰማይ ኪጥምቱ ኸለዉ፡ ጻዕዳ ኽዳውንቲ እተኸድኑ ኽልተ ሰብኡት+ ብሃንደበት ኣብ ጥቓኦም ደው በሉ፣ 11 “ኣቱም ሰብ ገሊላ፡ ስለምንታይ ደው ኢልኩም ናብ ሰማይ ትጥምቱ ኣለኹም፧ እዚ ኻባኻትኩም ናብ ሰማይ ዝዓረገ የሱስ፡ ከምቲ ናብ ሰማይ ኪኸይድ ከሎ ዝረኣኹምዎ፡ ከምኡ ገይሩ ኸኣ ኪመጽእ እዩ” ድማ በልዎም።

12 ሽዑ፡ ካብቲ መገዲ ሰንበት ጥራይ ርሒቑ ዚርከብ ጥቓ የሩሳሌም ዘሎ ደብረ ዘይቲ ዚብሃል ከረን ናብ የሩሳሌም ተመልሱ።+ 13 ምስ በጽሑ ኸኣ፡ ናብታ ዝቐነዩላ ደርቢ ደየቡ። ኣብኣ ድማ ጴጥሮስን ዮሃንስን ያእቆብን እንድርያስን ፊልጶስን ቶማስን በርተሎሜዎስን ማቴዎስን ያእቆብ ወዲ እልፍዮስን ስምኦን እቲ ቐናእን ይሁዳ ወዲ ያእቆብን ነበሩ።+ 14 ኵሎም እዚኣቶም፡ ምስ ገሊአን ኣንስትን+ ምስ ማርያም ኣደ የሱስን ምስ ኣሕዋቱን+ ኰይኖም፡ ሓቢሮም ጸሎት የዘውትሩ ነበሩ።

15 በተን መዓልትታት እቲአን፡ 120 ዚኣኽሉ ሰባት ተኣኪቦም ከለዉ፡ ጴጥሮስ ኣብ ማእከል እቶም ኣሕዋት ተንሲኡ ኸምዚ በለ፦ 16 “ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ኣሕዋተይ፡ እቲ መንፈስ ቅዱስ ብዳዊት ኣቢሉ ብዛዕባ እቲ ነቶም ንየሱስ ዝሓዝዎ ዝመርሖም+ ይሁዳ+ ብትንቢት እተዛረቦ ቕዱስ ጽሑፍ ኪፍጸም ነይርዎ። 17 ንሱስ ምሳና ተቘጺሩ ነይሩ፣+ ኣብዚ ኣገልግሎት እዚ ድማ ግደ ነይርዎ። 18 (እምበኣር፡ ንሱ በቲ ዓስቢ ዓመጻ፡ ግራት ዓዲጉ፣+ ቍልቁል ርእሱ ወዲቑ፡ ከብዱ ተተርቲሩ፡ ኵሉ ኣምዑቱ እውን ወጺኡ።+ 19 እዚ እውን፡ ኣብ ኵሎም እቶም ኣብ የሩሳሌም ዚነብሩ ስለ እተፈልጠ፡ እታ መሬት ብቛንቋኦም ኣከልደማ፡ ማለት “መሬት ደም” ተባሂላ ኣላ።) 20 ኣብ መጽሓፍ መዝሙርሲ፡ ‘መንበሪኡ ትባድም፡ ሓደ እኳ ኣብኣ ኣይንበር’+ ድማ ‘ሓላውነቱ* ኻልእ ይውሰዶ’ ዚብል ተጻሒፉ ኣሎ።+ 21 ስለዚ፡ ካብዞም ጐይታና የሱስ ኣብ መንጎና ተግባራቱ ይገብር ኣብ ዝነበረሉ* ዅሉ እዋን ምሳና ዝነበሩ ሰብኡት፡ 22 ማለት ካብዞም ካብታ ብዮሃንስ እተጠምቀላ ግዜ ኣትሒዙ+ ኽሳዕ እታ ኻባና ዝዓረገላ መዓልቲ+ ምሳና ዝነበሩ ሰብኡት፡ ሓደ ኻብዚኣቶም ብዛዕባ ትንሳኤኡ ምሳና ምስክር ኪኸውን ይግባእ እዩ።”+

23 ንኽልተ ኸኣ፡ ማለት ነቲ በርሰባስ ዚብሃል፡ ዮስጦስ እውን ዝሰመይዎ ዮሴፍን ንማትያስን ኣቕረቡ። 24 ከምዚ ኢሎም ከኣ ጸለዩ፦ “ኦ ልቢ ዅሉ እትፈልጥ የሆዋ፡*+ ካብዞም ክልተ ሰብኡት ኣየናይ ከም ዝሓረኻ ኣርኢ፣ 25 ንሱ ነዛ ይሁዳ ናብ ቦታኡ ምእንቲ ኪኸይድ ዝሓደጋ ቦታ ኣገልግሎትን ሃዋርያነትን ኪቕበል እዩ።”+ 26 ዕጫ ኸኣ ኣውደቑሎም፣+ እታ ዕጫ ድማ ኣብ ማትያስ በጽሐት፣ ምስቶም 11 ሃዋርያት እውን ተቘጽረ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ