ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ጴጥሮስ 2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ጴጥሮስ—ትሕዝቶ

      • ናይ ሓሶት መምህራን ኪህልዉ እዮም (1-3)

      • ኣብ ልዕሊ ናይ ሓሶት መምህራን ዚወርድ ፍርዲ ርግጽ እዩ (4-10ሀ)

        • መላእኽቲ ናብ ጦርጦስ ተደርበዩ (4)

        • ማይ ኣይሂ፣ ሶዶምን ጎሞራን (5-7)

      • መለለዪ ናይ ሓሶት መምህራን (10ለ-22)

2 ጴጥሮስ 2:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 24:24፣ 1ጢሞ 4:1
  • +1ቈረ 6:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2011፡ ገጽ 15-16

    1/3/2006፡ ገጽ 6

    1/9/2004፡ ገጽ 15

    1/9/1997፡ ገጽ 13-14

2 ጴጥሮስ 2:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሕንኪ ኣልቦነቶም።” ብግሪኽኛ ኣሰልጌያ (ብብዙሕ)። ኣብ ማህደረ ቓላት፡ ኣብ “ንውርምና” ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ይሁ 4
  • +ኢሳ 52:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/1997፡ ገጽ 14

2 ጴጥሮስ 2:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ይሁ 4
  • +2ጴጥ 3:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2011፡ ገጽ 15-16

    1/9/2004፡ ገጽ 15

    1/9/1997፡ ገጽ 14-15

2 ጴጥሮስ 2:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ናብ ጕድጓድ ድቕድቕ ጸልማት ኣእትይዎም እዩ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 6:4፣ ኤፌ 6:12
  • +1ጴጥ 3:19, 20
  • +ይሁ 6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 1523-1524

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2008፡ ገጽ 22

    15/1/2006፡ ገጽ 7

    15/12/2003፡ ገጽ 28

    1/9/1997፡ ገጽ 15

2 ጴጥሮስ 2:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 7:23
  • +2ጴጥ 3:6
  • +ዘፍ 6:9፣ እብ 11:7
  • +ዘፍ 8:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2021፡ ገጽ 26-27

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    5/2018፡ ገጽ 19

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2017፡ ገጽ 9

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    10/2016፡ ገጽ 27-28

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2013፡ ገጽ 14

    1/6/2008፡ ገጽ 6

    15/12/2003፡ ገጽ 18

    1/10/2003፡ ገጽ 20-21

    15/11/2001፡ ገጽ 30

    15/12/1998፡ ገጽ 10-11

    15/10/1997፡ ገጽ 28-29

    1/9/1997፡ ገጽ 15

    1/2/1995፡ ገጽ 23

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 20

2 ጴጥሮስ 2:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 19:24, 25
  • +ይሁ 7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2003፡ ገጽ 20-21

    1/9/1997፡ ገጽ 15

2 ጴጥሮስ 2:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብሕንኪ ኣልቦነት።” ብግሪኽኛ ኣሰልጌያ። ኣብ ማህደረ ቓላት፡ ኣብ “ንውርምና” ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 19:15, 16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 1515

2 ጴጥሮስ 2:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

2 ጴጥሮስ 2:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኪቝረጹ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 34:19፣ 1ቈረ 10:13፣ 2ጢሞ 4:18፣ ራእ 3:10
  • +ሮሜ 2:5፣ 2ጴጥ 3:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2012፡ ገጽ 22-26

2 ጴጥሮስ 2:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ይሁ 7
  • +ዘጸ 22:28፣ ይሁ 8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2008፡ ገጽ 22

    15/6/2000፡ ገጽ 16

    1/9/1997፡ ገጽ 15-16

2 ጴጥሮስ 2:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ኣብ ቅድሚ የሆዋ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ይሁ 9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2009፡ ገጽ 23

    15/6/2000፡ ገጽ 16

    1/9/1997፡ ገጽ 16

2 ጴጥሮስ 2:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ይሁ 10

2 ጴጥሮስ 2:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቀይዲ ዘይብሉ ደስታ ዚረኽቡ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 13:13
  • +ይሁ 12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/1997፡ ገጽ 16-17

2 ጴጥሮስ 2:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንዘይጸንዓ ነፍሳት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 5:28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/1997፡ ገጽ 17

2 ጴጥሮስ 2:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 22:7፣ ነህ 13:2
  • +ዘሁ 22:5, 6፣ ይሁ 11፣ ራእ 2:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/1997፡ ገጽ 17

2 ጴጥሮስ 2:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 22:31, 34፣ 31:8
  • +ዘሁ 22:28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 3/2021፡ ገጽ 8-9

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/1997፡ ገጽ 17

2 ጴጥሮስ 2:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ይሁ 12, 13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/1997፡ ገጽ 18

2 ጴጥሮስ 2:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብሕንኪ ኣልቦነትን።” ብግሪኽኛ ኣሰልጌያ (ብብዙሕ)። ኣብ ማህደረ ቓላት፡ ኣብ “ንውርምና” ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ይሁ 16
  • +2ጴጥ 2:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/1997፡ ገጽ 18

2 ጴጥሮስ 2:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 6:16
  • +1ጴጥ 2:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/1997፡ ገጽ 18

2 ጴጥሮስ 2:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ጴጥ 1:4
  • +እብ 6:4-6፣ 10:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2006፡ ገጽ 31

    1/9/1997፡ ገጽ 18

2 ጴጥሮስ 2:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 12:47፣ ዮሃ 15:22

2 ጴጥሮስ 2:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 26:11

ሓፈሻዊ

2 ጴጥ. 2:1ማቴ 24:24፣ 1ጢሞ 4:1
2 ጴጥ. 2:11ቈረ 6:20
2 ጴጥ. 2:2ይሁ 4
2 ጴጥ. 2:2ኢሳ 52:5
2 ጴጥ. 2:3ይሁ 4
2 ጴጥ. 2:32ጴጥ 3:9
2 ጴጥ. 2:4ዘፍ 6:4፣ ኤፌ 6:12
2 ጴጥ. 2:41ጴጥ 3:19, 20
2 ጴጥ. 2:4ይሁ 6
2 ጴጥ. 2:5ዘፍ 7:23
2 ጴጥ. 2:52ጴጥ 3:6
2 ጴጥ. 2:5ዘፍ 6:9፣ እብ 11:7
2 ጴጥ. 2:5ዘፍ 8:18
2 ጴጥ. 2:6ዘፍ 19:24, 25
2 ጴጥ. 2:6ይሁ 7
2 ጴጥ. 2:7ዘፍ 19:15, 16
2 ጴጥ. 2:9መዝ 34:19፣ 1ቈረ 10:13፣ 2ጢሞ 4:18፣ ራእ 3:10
2 ጴጥ. 2:9ሮሜ 2:5፣ 2ጴጥ 3:7
2 ጴጥ. 2:10ይሁ 7
2 ጴጥ. 2:10ዘጸ 22:28፣ ይሁ 8
2 ጴጥ. 2:11ይሁ 9
2 ጴጥ. 2:12ይሁ 10
2 ጴጥ. 2:13ሮሜ 13:13
2 ጴጥ. 2:13ይሁ 12
2 ጴጥ. 2:14ማቴ 5:28
2 ጴጥ. 2:15ዘሁ 22:7፣ ነህ 13:2
2 ጴጥ. 2:15ዘሁ 22:5, 6፣ ይሁ 11፣ ራእ 2:14
2 ጴጥ. 2:16ዘሁ 22:31, 34፣ 31:8
2 ጴጥ. 2:16ዘሁ 22:28
2 ጴጥ. 2:17ይሁ 12, 13
2 ጴጥ. 2:18ይሁ 16
2 ጴጥ. 2:182ጴጥ 2:14
2 ጴጥ. 2:19ሮሜ 6:16
2 ጴጥ. 2:191ጴጥ 2:16
2 ጴጥ. 2:202ጴጥ 1:4
2 ጴጥ. 2:20እብ 6:4-6፣ 10:26
2 ጴጥ. 2:21ሉቃ 12:47፣ ዮሃ 15:22
2 ጴጥ. 2:22ምሳ 26:11
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ጴጥሮስ 2:1-22

2 ጴጥሮስ

2 ግናኸ፡ ከምቲ ናይ ሓሶት ነብያት ኣብ መንጎ እቲ ህዝቢ ዝነበሩ፡ ከምኡ ኸኣ ኣብ መንጎኹም ናይ ሓሶት መምህራን ኪህልዉ እዮም።+ ንሳቶም ዜጥፍእ ኑፋቐ ሰላሕ ኣቢሎም ኬእትዉን ነቲ ዝዓደጎም ዋና እኳ ኪኽሕድዎን እዮም፣+ ኣብ ርእሶም እውን ቅልጡፍ ጥፍኣት ኬምጽኡ እዮም። 2 ብዙሓት ድማ ነቲ ንውርምናኦም* ኪስዕብዎ እዮም፣+ ብሰሮም እውን መገዲ ሓቂ ኽትጽረፍ እያ።+ 3 ብቓል ጥበራ ገይሮም ከኣ፡ ብስስዐ ኺምዝምዙኹም እዮም። እቲ ቐደም እተወሰነ ፍርዶም+ ግና ኣይድንጕን፡ ጥፍኣቶም እውን ኣይድቅስን እዩ።+

4 ኣምላኽ ነቶም ዝሓጥኡ መላእኽቲ እኳ ኣይነሓፎምን፣+ የግዳስ፡ ናብ ጦርጦስ* ደርብዩ፡+ ንፍርዲ ኺዕቈሩ ብመቝሕ ድቕድቕ ጸልማት ኣሲርዎም እዩ።*+ 5 ነታ ጥንታዊት ዓለም እውን ኣይነሓፋን፣+ የግዳስ፡ ኣብታ ፍርሃት ኣምላኽ ናይ ዘይብሎም ዓለም ማይ ኣይሂ ምስ ኣውረደ፡+ ንኖህ እቲ ሰባኽ ጽድቂ+ ሻምናይ ርእሱ+ ሓልይዎ እዩ። 6 ንኸተማታት ሶዶምን ጎሞራን ሓምዅሽቲ ብምግባር ድማ፡ ኰኒንወን እዩ፣+ ነቶም ፍርሃት ኣምላኽ ዘይብሎም ብዛዕባ ዚመጾም ነገር ከኣ፡ መሰክሒ ዀይነን ኣለዋ።+ 7 ነቲ ብንውርምና* እቶም ጠሓስቲ ሕጊ ኣመና ዚጕሂ ዝነበረ ጻድቕ ሎጥ ግና ኣናጊፍዎ እዩ፣+— 8 መዓልቲ መዓልትስ፡ በቲ እቲ ጻድቕ ኣብ መንጎኦም ኪነብር ከሎ ዚርእዮን ዚሰምዖን ዝነበረ ግብርታት ጥሕሰት ሕጊ፡ እታ ጻድቕ ነፍሱ* ትስቀ ነይራ እያ። 9 እምበኣር፡ የሆዋ* ነቶም ንኣምላኽ ተወፋይነት ዘለዎም ሰባት ከመይ ገይሩ ኻብ ፈተና ኸም ዜናግፎም ይፈልጥ እዩ፣+ ንዓመጽቲ ግና ብመዓልቲ ፍርዲ ምእንቲ ኺጠፍኡ* ኸመይ ገይሩ ኸም ዚዓቝሮም ይፈልጥ እዩ፣+ 10 ምናዳ ኸኣ ነቶም ንስጋ ኻልኦት ኬርክሱ ዚደልዩን+ ንስልጣን ዚንዕቁን።+

ንሳቶም ደፋራት፡ ብርእሶም ዚምክሑ፡ ንኽቡራት ኪጸርፉ ዘይፈርሁ እዮም፣ 11 መላእኽቲ ግና ብሓይልን ብስልጣንን ዚበልጹ ኽነሶምሲ፡ ንየሆዋ* ኻብ ዘለዎም ኣኽብሮት እተላዕለ፡* ብጸርፊ ኣይከሰስዎምን።+ 12 እዚኣቶም ግና ከምቶም ኪትሓዙን ኪጠፍኡን እተፈጥሩ ዘይሓስቡ እንስሳታት ብምዃኖም፡ ብዛዕባ ዘይፈልጥዎ ነገራት ይጻረፉ ኣለዉ።+ በቲ ባዕሎም ዜምጽእዎ መገዲ ጥፍኣት ኪጠፍኡ እዮም፣ 13 ከም ዓስቢ ዓመጻኦም እውን፡ ኪዕመጹ እዮም።

ብቐትሪ እኳ ምሕንቃቕ ከም ተድላ ገይሮም ይርእይዎ እዮም።+ ምሳኻትኩም ኣብ መኣዲ እናበልዑ፡ ብዜታልል ትምህርቶም ዚፍንጥዙ* ርስሓትን ኣበርን እዮም።+ 14 ዝሙት ዝመልኣን+ ካብ ሓጢኣት ዘየቋርጻን ኣዒንቲ ኣለዋኦም፣ ንዘይጸንዑ* ኸኣ ይሓብሉ እዮም። ስስዐ ዝለመደ ልቢ ኣለዎም። ርጉማት ደቂ እዮም። 15 ነታ ቕንዕቲ መገዲ ሓዲጎም ስሒቶም እዮም። መገዲ እቲ ዓስቢ ዓመጻ ዝፈተወ+ በላዓም+ ወዲ ቤዖር ስዒቦም እዮም፣ 16 ንሱ ግና ቅኑዕ ዝዀነ ብምጥሓሱ፡ መግናሕቲ ተቐቢሉ እዩ።+ ዓባስ መጽዓኛ ብድምጺ ሰብ ተዛሪባስ ንጽላለ እቲ ነብዪ ዓጊታቶ እያ።+

17 እዚኣቶም ማይ ዘይብሉ ዓይኒ ማያትን ብህቦብላ ዚኽብከብ ግመን እዮም፣ ግብ ዝበለ ጸልማት ከኣ ተዓቚሩሎም ኣሎ።+ 18 ከንቱ ዝዀነ ዘረባ ትዕቢት ይዛረቡ እዮም። ነቶም ካብቶም ብስሕተት ዚነብሩ ሕጂ ንቝሩብ ዘምለጡ ሰባት፡ ብትምኒት ስጋን+ ብንውርምናን* ይሓብሉ እዮም።+ 19 እተሳዕረ ነቲ ዝሰዓሮ ባርያኡ ይዀኖ እዩ እሞ፡+ ንሳቶም ንርእሶም ባሮት ብልሽውና ኽነሶም፡+ ሓርነት የተስፍውዎም ኣለዉ። 20 ብልክዕ ፍልጠት ጐይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ካብ ርኽሰት ዓለም ድሕሪ ምምላጦም፡+ ከም ብሓድሽ ብእኡ እንተ ተጠላሊፎምን እንተ ተሳዒሮምን፡ ካብ ቀዳማዮምሲ ዳሕራዮም ዝገደደ እዩ ዚኸውን።+ 21 ነታ መገዲ ጽድቂ ብልክዕ ፈሊጦም ካብቲ ቕዱስ ትእዛዝ ካብ ዚርሕቁ፡ እንተ ዘይፈልጥዋ ምሓሾም ነይሩ።+ 22 ከምቲ እቲ ምስላ ሓቂ፡ “ከልቢ ናብ ትፋኡ ተመልሰ፣ ሓሰማ እውን ተሓጺባስ ኣብ ጸብሪ ኣንገርገረት” ዚብሎ በጺሕዎም ኣሎ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ