ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ነገስት 19
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ነገስት—ትሕዝቶ

      • ኤልያስ ብሰሪ ቝጥዓ ኢዛቤል ሃደመ (1-8)

      • የሆዋ ንኤልያስ ኣብ ከረን ሆሬብ ተራእዮ (9-14)

      • ኤልያስ ንሓዛኤልን ንየሁን ንኤልሳእን ኪቐብኦም ተነግሮ (15-18)

      • ኤልሳእ ንኤልያስ ኪትክኦ ተሸመ (19-21)

1 ነገስት 19:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 16:29፣ 21:25
  • +1ነገ 18:40
  • +1ነገ 16:31

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 101

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2011፡ ገጽ 18-19

1 ነገስት 19:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍስኻ ኸም ነፍሲ ሓደ ኻባታቶም እንተ ዘይገይረያስ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 101

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2011፡ ገጽ 19

1 ነገስት 19:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሱ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 2:15፣ 1ሳሙ 27:1
  • +ዘፍ 21:31
  • +እያ 15:21, 28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 101-102

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2011፡ ገጽ 19-20

1 ነገስት 19:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍሰይ።”

  • *

    ወይ፡ “ነፍሱ ኽትመውት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 11:15፣ እዮ 3:21፣ ዮና 4:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 158

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    6/2019፡ ገጽ 15-16

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2014፡ ገጽ 15

    1/7/2011፡ ገጽ 19-20

    15/5/1997፡ ገጽ 13

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 102-103

1 ነገስት 19:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዳን 10:8-10፣ ግብ 12:7
  • +መዝ 34:7፣ እብ 1:7, 14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 103

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2011፡ ገጽ 20

1 ነገስት 19:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 103

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2011፡ ገጽ 20

1 ነገስት 19:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 103

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2011፡ ገጽ 20

1 ነገስት 19:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 3:1፣ 19:18፣ ሚል 4:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 103-104

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2011፡ ገጽ 20-21

1 ነገስት 19:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 11:32, 38

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 104

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2011፡ ገጽ 21

1 ነገስት 19:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍሰይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 29:24, 25፣ መሳ 2:20፣ 1ነገ 8:9፣ 2ነገ 17:15
  • +1ነገ 18:4
  • +ዘጸ 20:4, 5፣ ዘሁ 25:11፣ መዝ 69:9
  • +1ነገ 19:2፣ ሮሜ 11:2, 3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 104

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2011፡ ገጽ 21

1 ነገስት 19:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 33:22
  • +መዝ 50:3፣ ኢሳ 29:6
  • +1ሳሙ 14:15፣ እዮ 9:6፣ መዝ 68:8፣ ናሆ 1:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 37-38፡ 43

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 104-106

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2011፡ ገጽ 21-22

1 ነገስት 19:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 4:11
  • +ዘጸ 34:5, 6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 37-38፡ 43

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 104-106

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2011፡ ገጽ 21-22

    15/5/1997፡ ገጽ 13

1 ነገስት 19:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 3:6

1 ነገስት 19:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍሰይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 31:20፣ መዝ 78:37፣ ኢሳ 1:4፣ ኤር 22:9
  • +ሮሜ 11:2, 3

1 ነገስት 19:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 8:7, 8፣ ኣሞ 1:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 106

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2011፡ ገጽ 22

    15/5/1997፡ ገጽ 13

1 ነገስት 19:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ትርጉሙ፡ “ኣምላኽ ድሕነት እዩ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 9:1-3, 30-33
  • +2ነገ 2:9, 15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/1997፡ ገጽ 13

1 ነገስት 19:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 8:12፣ 10:32፣ 13:3
  • +2ነገ 9:14, 24፣ 10:6, 7, 23, 25
  • +2ነገ 2:23, 24

1 ነገስት 19:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 20:5
  • +ሆሴ 13:2
  • +ሮሜ 11:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ገጽ 106-107

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2011፡ ገጽ 22

1 ነገስት 19:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 2:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2014፡ ገጽ 12

    1/11/1997፡ ገጽ 30-31

1 ነገስት 19:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/1997፡ ገጽ 30-31

1 ነገስት 19:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 24:13፣ 2ነገ 2:3፣ 3:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/1997፡ ገጽ 30-31

ሓፈሻዊ

1 ነገ. 19:11ነገ 16:29፣ 21:25
1 ነገ. 19:11ነገ 18:40
1 ነገ. 19:11ነገ 16:31
1 ነገ. 19:3ዘጸ 2:15፣ 1ሳሙ 27:1
1 ነገ. 19:3ዘፍ 21:31
1 ነገ. 19:3እያ 15:21, 28
1 ነገ. 19:4ዘሁ 11:15፣ እዮ 3:21፣ ዮና 4:3
1 ነገ. 19:5ዳን 10:8-10፣ ግብ 12:7
1 ነገ. 19:5መዝ 34:7፣ እብ 1:7, 14
1 ነገ. 19:8ዘጸ 3:1፣ 19:18፣ ሚል 4:4
1 ነገ. 19:9እብ 11:32, 38
1 ነገ. 19:10ዘዳ 29:24, 25፣ መሳ 2:20፣ 1ነገ 8:9፣ 2ነገ 17:15
1 ነገ. 19:101ነገ 18:4
1 ነገ. 19:10ዘጸ 20:4, 5፣ ዘሁ 25:11፣ መዝ 69:9
1 ነገ. 19:101ነገ 19:2፣ ሮሜ 11:2, 3
1 ነገ. 19:11ዘጸ 33:22
1 ነገ. 19:11መዝ 50:3፣ ኢሳ 29:6
1 ነገ. 19:111ሳሙ 14:15፣ እዮ 9:6፣ መዝ 68:8፣ ናሆ 1:5
1 ነገ. 19:12ዘዳ 4:11
1 ነገ. 19:12ዘጸ 34:5, 6
1 ነገ. 19:13ዘጸ 3:6
1 ነገ. 19:14ዘዳ 31:20፣ መዝ 78:37፣ ኢሳ 1:4፣ ኤር 22:9
1 ነገ. 19:14ሮሜ 11:2, 3
1 ነገ. 19:152ነገ 8:7, 8፣ ኣሞ 1:4
1 ነገ. 19:162ነገ 9:1-3, 30-33
1 ነገ. 19:162ነገ 2:9, 15
1 ነገ. 19:172ነገ 8:12፣ 10:32፣ 13:3
1 ነገ. 19:172ነገ 9:14, 24፣ 10:6, 7, 23, 25
1 ነገ. 19:172ነገ 2:23, 24
1 ነገ. 19:18ዘጸ 20:5
1 ነገ. 19:18ሆሴ 13:2
1 ነገ. 19:18ሮሜ 11:4
1 ነገ. 19:192ነገ 2:8
1 ነገ. 19:21ዘጸ 24:13፣ 2ነገ 2:3፣ 3:11
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ነገስት 19:1-21

1 ነገስት

19 ኣከኣብ+ ከኣ ኵሉ እቲ ኤልያስ ዝገበሮን ንዅሎም ነብያት ብሰይፊ ኸም ዝቐተሎምን+ ንኢዛቤል+ ነገራ። 2 ሽዑ፡ ኢዛቤል ናብ ኤልያስ ልኡኽ ልኢኻ፡ “ጽባሕ ከምዛ ግዜ እዚኣ ንዓኻ ኸም ሓደ ኻባታቶም እንተ ዘይገይረካስ፡* ኣማልኽቲ ኸምዚ ይግበሩኒ፡ ከምዚ እውን ይወስኹሉ” በለት። 3 ንሱ ድማ ፈርሀ፡ ምእንቲ ህይወቱ* ኸኣ ተንሲኡ ሃደመ።+ ናብ ብኤር-ሸባዕ+ ናይ ይሁዳ+ ድማ መጸ፣ ነቲ ጊልያኡ ኸኣ ኣብኣ ሓደጎ። 4 መገዲ መዓልቲ ናብ በረኻ ኸይዱ ድማ ናብ ትሕቲ ቘጥቋጥ ሮተም መጺኡ ኾፍ በለ። “ኦ የሆዋ፡ ኣነስ ካብ ኣቦታተይ ኣይበልጽን እየ እሞ፡ ይኣኽለኒ፡ ሕጅስ ንህይወተይ* ኣጥፍኣያ”+ ኢሉ ኸኣ ኪመውት* ለመነ።

5 ኣብ ትሕቲ እቲ ቘጥቋጥ ሮተም ድማ በጥ ኢሉ ደቀሰ። ብሃንደበት ግና ሓደ መልኣኽ ተንክዩ፡+ “ተንሲእካ ብላዕ” በሎ።+ 6 ምስ ጠመተ ኸኣ፡ እንሆ ኣብ ትርኣሱ፡ ቅጫ ኣብ ርሱን ኣእማን፡ ማይ እውን ኣብ ኳዳ ነበረ። በሊዑን ሰትዩን ድማ መሊሱ በጥ በለ። 7 እቲ መልኣኽ የሆዋ ኸኣ ካልኣይ ሳዕ ተንክዩ፡ “መገዲ ኺነውሓካ እዩ እሞ፡ ተንሲእካ ብላዕ” በሎ። 8 ንሱ ድማ ተንሲኡ በልዐን ሰተየን፣ ብሓይሊ እቲ ብልዒ ኸኣ ክሳብ ሆሬብ፡ እቲ ኸረን ናይ ሓቂ ኣምላኽ፡+ 40 መዓልትን 40 ለይትን ተጓዕዘ።

9 ኣብኡ ድማ ናብ በዓቲ ኣተወ፡+ ኣብኡ እውን ሓደረ፣ እንሆ ኸኣ፡ ቃል የሆዋ ናብኡ መጺኡ፡ “ኤልያስ፡ ኣብዚ እንታይ ትገብር ኣለኻ፧” በሎ። 10 ንሱ ኸኣ፡ “ህዝቢ እስራኤል ኪዳንካ ሓዲጎም፡+ መሰውኢታትካ ኸኣ ኣፍሪሶም፡ ንነብያትካ እውን ብሰይፊ ቐቲሎምዎም እዮም እሞ፡+ ምእንቲ የሆዋ ኣምላኽ ሰራዊት ኣዝየ ቐኒአ፣+ ኣነ በይነይ ከኣ እየ ተሪፈ። ሕጂ ድማ ንህይወተይ* ኬጥፍእዋ ይደልይዋ ኣለዉ” በለ።+ 11 ንሱ ኸኣ፡ “ውጻእ እሞ ኣብቲ ኸረን ኣብ ቅድሚ የሆዋ ደው በል” በለ። እንሆ ድማ፡ የሆዋ ይሓልፍ ነበረ፣+ ቀቅድሚ የሆዋ ኸኣ ብርቱዕን ሓያልን ንፋስ፡ ኣኽራን ይጨድድን ኣኻውሕ ይሰብርን ነበረ፣+ የሆዋ ግና ኣብቲ ንፋስ ኣይነበረን። ድሕሪ እቲ ንፋስ ድማ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዀነ፣+ የሆዋ ግና ኣብቲ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣይነበረን። 12 ድሕሪ እቲ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኸኣ ሓዊ ዀነ፣+ የሆዋ ግና ኣብቲ ሓዊ ኣይነበረን። ድሕሪ እቲ ሓዊ ድማ ህዱእ ትሑት ደሃይ ኰነ።+ 13 ኤልያስ እዚ ምስ ሰምዐ፡ ገጹ ብባርኖሱ ኸደነ፣+ ወጺኡ ኸኣ ኣብ ኣፍ እቲ በዓቲ ደው በለ። ሓደ ድምጺ ድማ፡ “ኤልያስ፡ ኣብዚ እንታይ ትገብር ኣለኻ፧” ኢሉ ሓተቶ። 14 ንሱ ኸኣ፡ “ህዝቢ እስራኤል ኪዳንካ ሓዲጎም፡+ መሰውኢታትካ ኸኣ ኣፍሪሶም፡ ንነብያትካ እውን ብሰይፊ ቐቲሎምዎም እዮም እሞ፡ ምእንቲ የሆዋ ኣምላኽ ሰራዊት ኣዝየ ቐኒአ፣ ኣነ በይነይ ከኣ እየ ተሪፈ። ሕጂ ድማ ንህይወተይ* ኬጥፍእዋ ይደልይዋ ኣለዉ” በለ።+

15 የሆዋ ኸኣ ከምዚ በሎ፦ “ተመሊስካ ናብ በረኻ ደማስቆ ኺድ። ኣብኡ ምስ በጻሕካ፡ ንሓዛኤል+ ኣብ ልዕሊ ሶርያ ኺነግስ ቅብኣዮ። 16 ንየሁ+ ወዲ ወዱ ንኒምሺ ድማ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ኪነግስ ቅብኣዮ። ንኤልሳእ* ወዲ ሻፋጥ ብዓል ኣቤል-መሖላ ኸኣ ኣብ ክንዳኻ ነብዪ ኪኸውን ቅብኣዮ።+ 17 ነቲ ኻብ ሰይፊ ሓዛኤል ዜምልጥ፡+ የሁ ኪቐትሎ እዩ፣+ ነቲ ኻብ ሰይፊ የሁ ዜምልጥ እውን፡ ኤልሳእ ኪቐትሎ እዩ።+ 18 ኣነ ድማ ኣብራኾም ንበዓል ዘይተምበርከኻሉን+ ኣፎም ዘይሰዓሞን+ ዘበሉ፡ ኣብ እስራኤል ገና 7,000 ንዓይ ኣትሪፈ ኣለኹ።”+

19 ካብኡ ኸይዱ ኸኣ ንኤልሳእ ወዲ ሻፋጥ፡ ቀቅድሚኡ 12 ጽምዲ ብዕራይ ገይሩ ኼሕርስ ከሎ ረኸቦ፡ ንሱ እውን ምስቲ መበል 12 ጽምዲ ነበረ። ኤልያስ ድማ ናብኡ ሓሊፉ ባርኖሱ+ ኣብ ልዕሊኡ ደርበየሉ። 20 ንሱ ኸኣ ነቶም ኣብዑር ሓዲጉ፡ ደድሕሪ ኤልያስ ጐይዩ፡ “በጃኻ፡ ንኣቦይን ንኣደይን ክስዕሞም። ድሕሪኡ፡ ክስዕበካ እየ” በሎ። ንሱ ድማ፡ “ኪድ ተመለስ፣ እንታይዶ ገይረካ እየ፧” ኢሉ መለሰሉ። 21 ንሱ ኸኣ ተመሊሱ፡ ጽምዲ ብዕራይ ወሲዱ ሰውኦም፣ በቲ ናውቲ ማሕረስ ገይሩ ነቲ ስጋ ኣብዑር ኣብሲሉ ድማ፡ ነቶም ህዝቢ ሃቦም፡ በልዑ እውን። ድሕሪኡ፡ ተንሲኡ ንኤልያስ ሰዓቦ፡ የገልግሎ እውን ነበረ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ