ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • እብራውያን 4
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

እብራውያን—ትሕዝቶ

      • ናብ ዕረፍቲ ኣምላኽ ዘይምእታው ዘለዎ ሓደጋ (1-10)

      • ናብ ዕረፍቲ ኣምላኽ ኪኣትዉ እተዋህበ ምዕዶ (11-13)

        • ቃል ኣምላኽ ህያው እዩ (12)

      • የሱስ፡ እቲ ዓብዪ ሊቀ ኻህናት (14-16)

እብራውያን 4:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 3:12, 13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2011፡ ገጽ 27

    15/7/1998፡ ገጽ 17

እብራውያን 4:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 4:23፣ ግብ 15:7፣ ቈሎ 1:23

እብራውያን 4:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 31:17
  • +መዝ 95:11፣ እብ 3:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1998፡ ገጽ 17

እብራውያን 4:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 2:2, 3

እብራውያን 4:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 95:11

እብራውያን 4:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 14:30፣ ዘዳ 31:27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1998፡ ገጽ 17-18

እብራውያን 4:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 95:7, 8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1998፡ ገጽ 17-18

እብራውያን 4:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 24:13፣ ዘዳ 1:38

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2011፡ ገጽ 26-27

    15/7/1998፡ ገጽ 18

እብራውያን 4:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማር 2:28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2011፡ ገጽ 26-27

    1/10/2001፡ ገጽ 30

    15/7/1998፡ ገጽ 18

    1/2/1998፡ ገጽ 19

እብራውያን 4:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 2:2, 3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2011፡ ገጽ 27

    15/10/2008፡ ገጽ 32

    1/10/2001፡ ገጽ 30-31

    15/7/1998፡ ገጽ 18

    1/2/1998፡ ገጽ 19

እብራውያን 4:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 95:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    8/2019፡ ገጽ 7

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2011፡ ገጽ 25

    1/10/2001፡ ገጽ 30-31

    15/7/1998፡ ገጽ 18

እብራውያን 4:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሓያልን።”

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 23:29፣ 1ተሰ 2:13
  • +ኤፌ 6:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 42፡ 185-186

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 12

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2017፡ ገጽ 23-27

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    9/2016፡ ገጽ 13

    ይምህረና፡ ገጽ 26

    መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፡ ገጽ 25-26

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2013፡ ገጽ 22-23

    15/12/2012፡ ገጽ 3

    15/7/2011፡ ገጽ 29፡ 32

    15/2/2010፡ ገጽ 10-11

    1/6/2009፡ ገጽ 6

    15/5/2009፡ ገጽ 10

    15/11/2008፡ ገጽ 4

    15/7/2005፡ ገጽ 22

    15/11/2003፡ ገጽ 11

    1/5/2000፡ ገጽ 14-15

    15/7/1998፡ ገጽ 18-19

    ንኣምላኽ ኣምልኽ፡ ገጽ 23-24

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    5/2001፡ ገጽ 1

እብራውያን 4:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 17:31፣ ሮሜ 2:16፣ 14:12
  • +መዝ 7:9፣ 90:8፣ ምሳ 15:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 36

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2001፡ ገጽ 21-22

እብራውያን 4:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማር 1:11
  • +እብ 10:23

እብራውያን 4:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 7:26፣ 1ጴጥ 2:22
  • +ኢሳ 53:4፣ እብ 2:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 31

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2000፡ ገጽ 11-12

እብራውያን 4:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 3:11, 12፣ እብ 10:19-22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    7/2016፡ ገጽ 23-24

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2000፡ ገጽ 7

    15/1/1999፡ ገጽ 16-17

ሓፈሻዊ

እብ. 4:1እብ 3:12, 13
እብ. 4:2ማቴ 4:23፣ ግብ 15:7፣ ቈሎ 1:23
እብ. 4:3ዘጸ 31:17
እብ. 4:3መዝ 95:11፣ እብ 3:11
እብ. 4:4ዘፍ 2:2, 3
እብ. 4:5መዝ 95:11
እብ. 4:6ዘሁ 14:30፣ ዘዳ 31:27
እብ. 4:7መዝ 95:7, 8
እብ. 4:8ዘጸ 24:13፣ ዘዳ 1:38
እብ. 4:9ማር 2:28
እብ. 4:10ዘፍ 2:2, 3
እብ. 4:11መዝ 95:11
እብ. 4:12ኤር 23:29፣ 1ተሰ 2:13
እብ. 4:12ኤፌ 6:17
እብ. 4:13ግብ 17:31፣ ሮሜ 2:16፣ 14:12
እብ. 4:13መዝ 7:9፣ 90:8፣ ምሳ 15:11
እብ. 4:14ማር 1:11
እብ. 4:14እብ 10:23
እብ. 4:15እብ 7:26፣ 1ጴጥ 2:22
እብ. 4:15ኢሳ 53:4፣ እብ 2:17
እብ. 4:16ኤፌ 3:11, 12፣ እብ 10:19-22
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
እብራውያን 4:1-16

እብራውያን

4 እምበኣር፡ ናብ ዕረፍቱ ንምእታው ተስፋ ኻብ ዚተርፈልና፡ ሓደ ኻባኻትኩም ዘይበቅዕ መሲሉ ኸይህሉ ንፍራህ።+ 2 ንዓና እውን፡ ከምቲ ንዓታቶም፡ ብስራት ተሰቢኹልና እዩ፣+ ንሳቶም ከምቲ ናይቶም ዝሰምዑ ዓይነት እምነት ስለ ዘይነበሮም ግና፡ እቲ ዝሰምዕዎ ቓል ኣይጠቐሞምን። 3 ግብሩ ኻብ ምስራት ዓለም ተወዲኡ ኽነሱ፡+ ከምቲ፡ “ስለዚ፡ ብቝጥዓይ፡ ‘ናብ ዕረፍተይ ኣይኪኣትዉን እዮም’ ኢለ ምሒለ” ዝበለ፡+ ንሕና እንኣምንሲ ናብ ዕረፍቱ ንኣቱ ኢና። 4 ብዛዕባ እታ ሻውዐይቲ መዓልቲ፡ ኣብ ሓደ ቦታ፡ “ኣምላኽ ድማ ኣብታ ሻውዐይቲ መዓልቲ ኻብ ኵሉ እቲ ግብሩ ዓረፈ” ይብል፣+ 5 ኣብዚ ኸኣ መሊሱ፡ “ናብ ዕረፍተይ ኣይኪኣትዉን እዮም” ይብል።+

6 እምበኣር፡ ገሊኦም ዚኣትውዋ ተሪፋ ስለ ዘላ፡ እቶም ቅድም እተበሰሩ ድማ ብሰሪ ዘይተኣዛዝነት ካብ ዘይኣትውዋ፡+ 7 ድሕሪ ነዊሕ ግዜ፡ ኣብ መዝሙር ዳዊት፡ “ሎሚ” ብምባሉ፡ ከም ብሓድሽ ሓንቲ መዓልቲ መዲቡ ኣሎ፣ እዚ ኸኣ ከምቲ ኣቐዲምካ፡ “ሎሚ ድምጹ እንተ ሰሚዕኩም፡ ልብኹም ኣይተትርሩ” እተባህለ እዩ።+ 8 እያሱ+ ናብ መዕረፊ መሪሕዎም እንተ ዚኸውንሲ፡ ኣምላኽ ድሕሪኡ ብዛዕባ ኻልእ መዓልቲ ኣይምተዛረበን ነይሩ። 9 እምበኣር፡ ንህዝቢ ኣምላኽ ዕረፍቲ ሰንበት ተሪፋትሎም ኣላ።+ 10 እቲ ኣብ ዕረፍቱ ዝኣተወስ፡ ከምቲ ኣምላኽ ካብ ግብሩ ዝዓረፈ፡ ንሱ እውን ካብ ግብሩ ዓሪፉ ኣሎ።+

11 እምበኣር፡ ሓደ እኳ ኣርኣያ እቲ ዘይተኣዛዝነት ስዒቡ ምእንቲ ኸይወድቕ፡ ናብታ ዕረፍቲ እቲኣ ኽንኣቱ ንጽዓር።+ 12 ቃል ኣምላኽ ህያውን ዚዓይን* እዩ፡+ ካብ ክልተ ዝኣፉ ሰይፊ እውን ዚበልሕ እዩ፣+ ነፍስን* መንፈስን፡* መላግቦን ኣንጕዕን ክሳዕ ዚፈላሊ ዚስንጥቕ፡ ልቢ ዚሓስቦን ዚሕልኖን ከኣ ዚመሚ እዩ። 13 ኵሉ ኣብ ቅድሚ ዓይኒ እቲ ጸብጻብ እንህቦ ቕሉዕን ግሁድን እዩ እምበር፡+ ኣብ ቅድሚኡ ዚሕባእ ፍጥረት የልቦን።+

14 እምበኣር፡ ብሰማያት ዝሓለፈ ዓብዪ ሊቀ ኻህናት፡ ንሱ ድማ የሱስ ወዲ ኣምላኽ፡+ ካብ ዚህልወና፡ ነቲ ብዛዕባኡ እንእመኖ ኣጽኒዕና ንሓዞ።+ 15 ከመይሲ፡ ብዘይ ሓጢኣት፡+ ከማና ብዅሉ እተፈተነ እዩ እምበር፡ ብድኻምና ኺድንግጸልና ዘይክእል ሊቀ ኻህናት የብልናን።+ 16 እምበኣር፡ ምሕረት ምእንቲ ኽንቅበልን ብግዜኡ ዚረድኣና ጸጋ ምእንቲ ኽንረክብን፡ በቲ ንምዝራብ ዘሎና ትብዓት ናብ ዝፋን ጸጋ ንቕረብ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ