ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ዮሃንስ 3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ዮሃንስ—ትሕዝቶ

      • ንሕና ውሉዳት ኣምላኽ ኢና (1-3)

      • ውሉዳት ኣምላኽን ውሉዳት ድያብሎስን (4-12)

        • የሱስ ግብሪ ድያብሎስ ኬጥፍእ እዩ (8)

      • ንሓድሕድኩም ተፋቐሩ (13-18)

      • ኣምላኽ ካብ ልብና ይዓቢ (19-24)

1 ዮሃንስ 3:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 1:12, 13
  • +ዮሃ 3:16
  • +ዮሃ 17:25
  • +ዮሃ 15:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2015፡ ገጽ 18

1 ዮሃንስ 3:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 8:15, 16፣ ኤፌ 1:5
  • +1ቈረ 15:49፣ ፊል 3:20, 21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2020፡ ገጽ 8

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2008፡ ገጽ 27

1 ዮሃንስ 3:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 7:1

1 ዮሃንስ 3:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 16:21, 22፣ ኢሳ 53:11፣ ዮሃ 1:29

1 ዮሃንስ 3:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 6:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 70

1 ዮሃንስ 3:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ካብ ዚጅምር።”

  • *

    ወይ፡ “ኼጥፍእ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 3:14፣ ዮሃ 8:44
  • +ዮሃ 16:33፣ እብ 2:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/1999፡ ገጽ 11

    1/7/1998፡ ገጽ 11-12

1 ዮሃንስ 3:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ኪፈሪ ዚኽእል ዘርኢ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 5:18
  • +1ጴጥ 1:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1998፡ ገጽ 13

1 ዮሃንስ 3:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 4:8

1 ዮሃንስ 3:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 13:34፣ 1ዮሃ 2:7፣ 2ዮሃ 5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መምህር፡ ገጽ 225

1 ዮሃንስ 3:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 4:8
  • +ዘፍ 4:5
  • +ዘፍ 4:4፣ እብ 11:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መምህር፡ ገጽ 225

1 ዮሃንስ 3:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 5:11፣ ዮሃ 15:18፣ 2ጢሞ 3:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2020፡ ገጽ 24

1 ዮሃንስ 3:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 2:10
  • +ዮሃ 5:24፣ ሮሜ 8:2
  • +ዮሃ 3:36

1 ዮሃንስ 3:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 5:21, 22፣ ኤፌ 4:31
  • +ዘፍ 9:6፣ ዘሁ 35:31፣ ራእ 21:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 96

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 82

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2006፡ ገጽ 27

1 ዮሃንስ 3:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሱ።”

  • *

    ወይ፡ “ነፍስና።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 3:16፣ 13:1፣ 15:13
  • +ዮሃ 13:15፣ ሮሜ 16:3, 4፣ 1ተሰ 2:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “ሰዓብየይ፡” ገጽ 177-178

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 18

1 ዮሃንስ 3:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 15:7, 8፣ ሉቃ 3:11፣ ሮሜ 12:13፣ ያእ 2:15, 16፣ 1ዮሃ 4:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2020፡ ገጽ 24

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/1997፡ ገጽ 32

1 ዮሃንስ 3:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ያእ 1:22፣ 2:17
  • +1ጴጥ 1:22
  • +ሮሜ 12:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2017፡ ገጽ 7-11

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/1997፡ ገጽ 32

1 ዮሃንስ 3:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንልብና ኸነእምኖ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 240-249

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2008፡ ገጽ 9

    15/7/2007፡ ገጽ 16-17

    1/5/2000፡ ገጽ 30-31

1 ዮሃንስ 3:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 4:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 175

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 240-249

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2021፡ ገጽ 23-24

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2008፡ ገጽ 9

    15/7/2007፡ ገጽ 16-17

    1/8/2005፡ ገጽ 30

    1/5/2000፡ ገጽ 29-30

1 ዮሃንስ 3:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 4:16፣ 1ዮሃ 5:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2007፡ ገጽ 16-17

1 ዮሃንስ 3:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 34:15፣ ማቴ 7:8፣ 1ጴጥ 3:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2007፡ ገጽ 16-17

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 228

1 ዮሃንስ 3:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 6:29
  • +ዮሃ 13:34

1 ዮሃንስ 3:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 2:24
  • +ዮሃ 14:23

ሓፈሻዊ

1 ዮሃ. 3:1ዮሃ 1:12, 13
1 ዮሃ. 3:1ዮሃ 3:16
1 ዮሃ. 3:1ዮሃ 17:25
1 ዮሃ. 3:1ዮሃ 15:19
1 ዮሃ. 3:2ሮሜ 8:15, 16፣ ኤፌ 1:5
1 ዮሃ. 3:21ቈረ 15:49፣ ፊል 3:20, 21
1 ዮሃ. 3:32ቈረ 7:1
1 ዮሃ. 3:5ዘሌ 16:21, 22፣ ኢሳ 53:11፣ ዮሃ 1:29
1 ዮሃ. 3:6ሮሜ 6:12
1 ዮሃ. 3:8ዘፍ 3:14፣ ዮሃ 8:44
1 ዮሃ. 3:8ዮሃ 16:33፣ እብ 2:14
1 ዮሃ. 3:91ዮሃ 5:18
1 ዮሃ. 3:91ጴጥ 1:23
1 ዮሃ. 3:101ዮሃ 4:8
1 ዮሃ. 3:11ዮሃ 13:34፣ 1ዮሃ 2:7፣ 2ዮሃ 5
1 ዮሃ. 3:12ዘፍ 4:8
1 ዮሃ. 3:12ዘፍ 4:5
1 ዮሃ. 3:12ዘፍ 4:4፣ እብ 11:4
1 ዮሃ. 3:13ማቴ 5:11፣ ዮሃ 15:18፣ 2ጢሞ 3:12
1 ዮሃ. 3:141ዮሃ 2:10
1 ዮሃ. 3:14ዮሃ 5:24፣ ሮሜ 8:2
1 ዮሃ. 3:14ዮሃ 3:36
1 ዮሃ. 3:15ማቴ 5:21, 22፣ ኤፌ 4:31
1 ዮሃ. 3:15ዘፍ 9:6፣ ዘሁ 35:31፣ ራእ 21:8
1 ዮሃ. 3:16ዮሃ 3:16፣ 13:1፣ 15:13
1 ዮሃ. 3:16ዮሃ 13:15፣ ሮሜ 16:3, 4፣ 1ተሰ 2:8
1 ዮሃ. 3:17ዘዳ 15:7, 8፣ ሉቃ 3:11፣ ሮሜ 12:13፣ ያእ 2:15, 16፣ 1ዮሃ 4:20
1 ዮሃ. 3:18ያእ 1:22፣ 2:17
1 ዮሃ. 3:181ጴጥ 1:22
1 ዮሃ. 3:18ሮሜ 12:9
1 ዮሃ. 3:20እብ 4:13
1 ዮሃ. 3:21እብ 4:16፣ 1ዮሃ 5:14
1 ዮሃ. 3:22መዝ 34:15፣ ማቴ 7:8፣ 1ጴጥ 3:12
1 ዮሃ. 3:23ዮሃ 6:29
1 ዮሃ. 3:23ዮሃ 13:34
1 ዮሃ. 3:241ዮሃ 2:24
1 ዮሃ. 3:24ዮሃ 14:23
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ዮሃንስ 3:1-24

1 ዮሃንስ

3 ውሉዳት ኣምላኽ ምእንቲ ኽንብሃል፡+ ኣቦ ኸመይ ዝበለ ፍቕሪ ኸም ዝሃበና እሞ ርኣዩ!+ ከምኡ ድማ ኢና። ስለዚ ኸኣ፡ ዓለም ንዕኡ ስለ ዘይፈለጠቶ፡+ ንዓና እውን ኣይትፈልጠናን እያ።+ 2 ፍቑራተየ፡ ሕጂ ውሉዳት ኣምላኽ ኢና፣+ እንታይ ከም እንኸውን ግና ገና ኣይተጋህደን።+ ንሱ ምስ ተጋህደ፡ ከምታ ዘለዋ ኽንርእዮ ኢና እሞ፡ ንዕኡ ኸም እንመስል ንፈልጥ ኢና። 3 ከምቲ ንሱ ንጹህ ዝዀነ፡ እዛ ተስፋ እዚኣ ኣብኡ ዘላቶ ዘበለ ዅሉ ድማ፡ ንርእሱ የንጽህ እዩ።+

4 ብሓጢኣት ዚመላለስ ዘበለ ዅሉ፡ ብጥሕሰት ሕጊ እዩ ዚመላለስ፣ ሓጢኣት ከኣ ጥሕሰት ሕጊ እዩ። 5 ንሱ ሓጢኣት ኬርሕቕ ኢሉ ኸም እተጋህደ እውን ትፈልጡ ኢኹም፣+ ኣብኡ ድማ ሓጢኣት የልቦን። 6 ምስኡ ብሓድነት ዚነብር ዘበለ ዅሉ፡ ብሓጢኣት ኣይመላለስን እዩ፣+ ብሓጢኣት ዚመላለስ ዘበለ ግና ኣይረኣዮን፡ ኣይፈለጦን እውን። 7 ደቀየ፡ ሓደ እኳ ኣየስሕትኩም፣ ከምቲ ንሱ ጻድቕ ዝዀነ፡ እቲ ብጽድቂ ዚመላለስ ጻድቕ እዩ። 8 ድያብሎስ ካብ መጀመርታ* ኣትሒዙ ሓጢኣት ይገብር ኣሎ እሞ፡ እቲ ብሓጢኣት ዚመላለስ ካብ ድያብሎስ እዩ።+ ወዲ ኣምላኽ ከኣ ግብሪ ድያብሎስ ምእንቲ ኼፍርስ* እዩ እተጋህደ።+

9 ካብ ኣምላኽ እተወልደ ዘበለ ዅሉ፡ ዘርኢ* ኣምላኽ ኣብኡ ይነብር እዩ እሞ፡ ብሓጢኣት ኣይመላለስን እዩ፣+ ካብ ኣምላኽ ስለ እተወልደ እውን፡ ብሓጢኣት ኪመላለስ ኣይክእልን እዩ።+ 10 ውሉዳት ኣምላኽን ውሉዳት ድያብሎስን በዚ እዮም ዚፍለጡ፦ ብጽድቂ ዘይመላለስ ካብ ኣምላኽ ኣይኰነን፣ ንሓዉ ዘየፍቅር እውን ከምኡ እዩ።+ 11 ንሓድሕድና ኽንፋቐር፡ እዚኣ እታ ኻብ መጀመርታ ዝሰማዕኩምዋ መልእኽቲ እያ።+ 12 ከምቲ ኻብቲ እኩይ ዝነበረ፡ ንሓዉ ኸኣ ዝቐተለ ቃየል ኣይንኹን።+ ስለምንታይከ እዩ ዝቐተሎ፧ ግብሩ እከይ፡+ ግብሪ ሓዉ ግና ጽድቂ ስለ ዝነበረ እዩ።+

13 ኣሕዋተየ፡ ዓለም ንዓኻትኩም ብምጽላኣ፡ ኣይትገረሙ።+ 14 ንሕና ንኣሕዋትና ስለ እነፍቅሮም፡+ ካብ ሞት ናብ ህይወት ከም እተሳገርና ንፈልጥ ኢና።+ እቲ ዘየፍቅር፡ ኣብ ሞት ይነብር።+ 15 ንሓዉ ዚጸልእ ዘበለ ዅሉ፡ ቀታል ነፍሲ እዩ፣+ ቀታል ነፍሲ ዘበለ ድማ፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኣብኡ ኸም ዘይትነብር ትፈልጡ ኢኹም።+ 16 ንሱ ህይወቱ* ምእንታና ኣሕሊፉ ስለ ዝሃበ፡ በዚ ንፍቕሪ ፈሊጥናያ ኣለና፣+ ንሕና እውን ምእንቲ ኣሕዋትና ህይወትና* ኣሕሊፍና ኽንህብ ግዴታ ኣሎና።+ 17 ግናኸ፡ ጥሪት እዛ ዓለም ዘለዎ ዘበለ እሞ ሓዉ ተሸጊሩ ኸሎ እናረኣየስ ዘይርሕርሓሉ፡ ፍቕሪ ኣምላኽ ከመይ ኢላ ኣብኡ ትነብር፧+ 18 ደቀየ፡ ብግብርን+ ብሓቅን+ እምበር፡ ብቓልን ብልሳንን ኣይንፋቐር።+

19 ካብ ሓቂ ምዃንና በዚ ኢና ኽንፈልጥ፡ ኣብ ቅድሚኡ ኸኣ ንልብና ምትእምማን ከነሕድረሉ* ኢና፣ 20 ዋላ እኳ ልብና እንተ ዀነነና፡ ኣምላኽ ካብ ልብና ይዓብን ኵሉ ይፈልጥን እዩ።+ 21 ፍቑራተየ፡ ልብና እንተ ዘይኰኒኑና፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ንምዝራብ ትብዓት ኣሎና፣+ 22 ትእዛዛቱ እንሕሉን ኣብ ቅድሚ ኣዒንቱ ባህ ዜብሎ እንገብርን ስለ ዝዀንና፡ እንልምኖ ዘበለ ኻብኡ ንቕበል ኢና።+ 23 ከምቲ ንሱ ዝሃበና ትእዛዝ ጌርና ድማ፡ ብስም ወዱ የሱስ ክርስቶስ ክንኣምን፡+ ንሓድሕድና እውን ክንፋቐር፡+ ትእዛዙ እዚ እዩ። 24 እቲ ትእዛዛቱ ዚሕሉ ኸኣ ምስኡ ብሓድነት ይነብር፡ ንሱ እውን ምስኡ ብሓድነት ይነብር።+ በቲ ንሱ ዝሃበና መንፈስ ከኣ፡ ምሳና ብሓድነት ከም ዚነብር ንፈልጥ ኢና።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ