ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 66
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • ናይ ሓቂ ኣምልኾን ናይ ሓሶትን (1-6)

      • ጽዮንን ደቃን (7-17)

      • ህዝቢ ኣብ የሩሳሌም ንኣምልኾ ኺእከቡ እዮም (18-24)

ኢሳይያስ 66:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 5:34, 35
  • +2ዜና 6:18፣ ግብ 17:24
  • +1ዜና 28:2፣ ግብ 7:48-50

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 49

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/1998፡ ገጽ 12

ኢሳይያስ 66:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዚጭነቕን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 40:26
  • +2ነገ 22:18, 19፣ ሉቃ 18:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 49

ኢሳይያስ 66:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንጣኦት ዚውድስ” ኪኸውን ይኽእል።

  • *

    ወይ፡ “ነፍሶም ደስ ይብላ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 1:11
  • +ዘሌ 11:27
  • +ዘዳ 14:8
  • +ዘሌ 2:1, 2
  • +ኢሳ 1:13

ኢሳይያስ 66:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:15
  • +ኤር 7:13
  • +2ነገ 21:9፣ ኢሳ 65:3

ኢሳይያስ 66:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እትጭነቑ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 5:18, 19፣ 29:13
  • +ኢሳ 65:13, 14፣ ኤር 17:13, 18

ኢሳይያስ 66:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 54:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/1995፡ ገጽ 11

ኢሳይያስ 66:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2014፡ ገጽ 26

    1/11/2010፡ ገጽ 27-28

    1/1/1996፡ ገጽ 10

    1/7/1995፡ ገጽ 14-15

    1/1/1995፡ ገጽ 11

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 233

    ራእይ፡ ገጽ 184

ኢሳይያስ 66:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 137:6፣ ኢሳ 44:23

ኢሳይያስ 66:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 9:7
  • +ኢሳ 60:3፣ ሃጌ 2:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2018፡ ገጽ 14

ኢሳይያስ 66:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 51:3
  • +ኢሳ 44:28፣ 65:18, 19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2018፡ ገጽ 14

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/1996፡ ገጽ 22

ኢሳይያስ 66:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 59:18

ኢሳይያስ 66:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ተሰ 1:7, 8
  • +ዘዳ 4:24
  • +መዝ 50:3፣ ኤር 25:32, 33

ኢሳይያስ 66:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰብ።”

ኢሳይያስ 66:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ንኣምልኾ ጣኦት ዜገልግል ፍሉይ ስፍራ ኣታኽልቲ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 1:29፣ 65:3
  • +ዘሌ 11:7, 8፣ ኢሳ 65:4
  • +ዘሌ 11:29

ኢሳይያስ 66:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 10:4
  • +ዘፍ 10:6, 13
  • +ዘፍ 10:2፣ ህዝ 27:12, 13
  • +ኢሳ 60:3፣ ሚል 1:11

ኢሳይያስ 66:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 30:1-3፣ ኢሳ 11:16፣ 43:6፣ 60:4, 9

ኢሳይያስ 66:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 65:17, 18፣ 2ጴጥ 3:13፣ ራእ 21:1
  • +ኢሳ 65:23፣ ኤር 31:35, 36

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2008፡ ገጽ 8

    15/4/2000፡ ገጽ 14-15

    1/7/1995፡ ገጽ 9

    ራእይ፡ ገጽ 301

ኢሳይያስ 66:23

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰብ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 86:9፣ ዘካ 14:16፣ ሚል 1:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2006፡ ገጽ 31

    15/4/2000፡ ገጽ 14-15

ኢሳይያስ 66:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ንዅሉ ስጋ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 34:10፣ ማቴ 25:41፣ ማር 9:47, 48፣ 2ተሰ 1:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2008፡ ገጽ 27

    15/4/2000፡ ገጽ 14፡ 15-16

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 66:1ማቴ 5:34, 35
ኢሳ. 66:12ዜና 6:18፣ ግብ 17:24
ኢሳ. 66:11ዜና 28:2፣ ግብ 7:48-50
ኢሳ. 66:2ኢሳ 40:26
ኢሳ. 66:22ነገ 22:18, 19፣ ሉቃ 18:14
ኢሳ. 66:3ኢሳ 1:11
ኢሳ. 66:3ዘሌ 11:27
ኢሳ. 66:3ዘዳ 14:8
ኢሳ. 66:3ዘሌ 2:1, 2
ኢሳ. 66:3ኢሳ 1:13
ኢሳ. 66:4ዘዳ 28:15
ኢሳ. 66:4ኤር 7:13
ኢሳ. 66:42ነገ 21:9፣ ኢሳ 65:3
ኢሳ. 66:5ኢሳ 5:18, 19፣ 29:13
ኢሳ. 66:5ኢሳ 65:13, 14፣ ኤር 17:13, 18
ኢሳ. 66:7ኢሳ 54:1
ኢሳ. 66:10መዝ 137:6፣ ኢሳ 44:23
ኢሳ. 66:12ኢሳ 9:7
ኢሳ. 66:12ኢሳ 60:3፣ ሃጌ 2:7
ኢሳ. 66:13ኢሳ 51:3
ኢሳ. 66:13ኢሳ 44:28፣ 65:18, 19
ኢሳ. 66:14ኢሳ 59:18
ኢሳ. 66:152ተሰ 1:7, 8
ኢሳ. 66:15ዘዳ 4:24
ኢሳ. 66:15መዝ 50:3፣ ኤር 25:32, 33
ኢሳ. 66:17ኢሳ 1:29፣ 65:3
ኢሳ. 66:17ዘሌ 11:7, 8፣ ኢሳ 65:4
ኢሳ. 66:17ዘሌ 11:29
ኢሳ. 66:19ዘፍ 10:4
ኢሳ. 66:19ዘፍ 10:6, 13
ኢሳ. 66:19ዘፍ 10:2፣ ህዝ 27:12, 13
ኢሳ. 66:19ኢሳ 60:3፣ ሚል 1:11
ኢሳ. 66:20ዘዳ 30:1-3፣ ኢሳ 11:16፣ 43:6፣ 60:4, 9
ኢሳ. 66:22ኢሳ 65:17, 18፣ 2ጴጥ 3:13፣ ራእ 21:1
ኢሳ. 66:22ኢሳ 65:23፣ ኤር 31:35, 36
ኢሳ. 66:23መዝ 86:9፣ ዘካ 14:16፣ ሚል 1:11
ኢሳ. 66:24ኢሳ 34:10፣ ማቴ 25:41፣ ማር 9:47, 48፣ 2ተሰ 1:9
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 66:1-24

ኢሳይያስ

66 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

“ሰማያት ዝፋነይ እዩ፣ ምድሪ ኸኣ ድኳ እግረይ እያ።+

እታ ኽትሃንጹለይ እትኽእሉ ቤት ደኣ ኣበይ ኣላ፧+

እታ ዝዓርፈላ ቦታኸ ኣበይ ኣላ፧”+

 2 “ኢደይ እያ ነዚ ዅሉ ዝገበረቶ፣

በዚ ኸምዚ ድማ እዩ እዚ ዅሉ ዀይኑ” ይብል የሆዋ።+

“ግናኸ፡ ናብዚ፡

ናብዚ ትሑትን ስቡር ዝመንፈሱን ብቓለይ ራዕራዕ ዚብልን* ክጥምት እየ።+

 3 እቲ ብዕራይ ዚሓርድ፡ ከምቲ ንሰብ ዚቐትል እዩ።+

እቲ በጊዕ ዚስውእ፡ ከምቲ ኽሳድ ከልቢ ዚሰብር እዩ።+

እቲ መባእ ዜቕርብ፡ ከምቲ ደም ሓሰማ ዜቕርብ እዩ።+

እቲ ንመዘከርታ ጻዕዳ ዕጣን ዜቕርብ፡+ ከምቲ ብስሒራዊ ቓላት ዚባርኽ* እዩ።+

መገድታት ርእሶም ሓርዮም፣

ብጽያፍ ከኣ ደስ ይብሎም።*

 4 ስለዚ፡ ንዓታቶም ዝቐጽዓሉ መገድታት ክሓሪ እየ፣+

እቲ ዚፈርህዎ ድማ ከውርደሎም እየ።

ጸዊዐስ፡ ሓደ እኳ ኣይመለሰለይን፣

ተዛሪበስ፡ ዝሰምዓኒ ኣይነበረን።+

ኣብ ቅድሚ ኣዒንተይ ክፉእ ዘበለ ገይሮም፣

ባህ ዘየብለኒ ኸኣ ሓርዮም።”+

 5 ኣቱም ብቓሉ ራዕራዕ እትብሉ፡* ቃል የሆዋ ስምዑ፦

“እቶም ዚጸልኡኹምን ስለ ስመይ ዜግልሉኹምን ኣሕዋትኩም፡ ‘የሆዋ ይከበር!’ በሉ፣+

ንሱ ግና ኪርአን ሓጐስ ኬምጽኣልኩምን እዩ፣

ንሳቶም ድማ ኪሓፍሩ እዮም።”+

 6 ካብ ከተማ ደሃይ ያዕያዕታ፡ ካብ ቤተ መቕደስ ደሃይ ይስማዕ ኣሎ!

ደሃይ እቲ የሆዋ ንጸላእቱ ዚግብኦም ኪፈድዮም ከሎ ዚስማዕ እዩ።

 7 ቅልውላው ከይሓዛ፡ ወሊዳ።+

ከይተጻዕረት፡ ተባዕታይ ሕጻን ወሊዳ።

 8 ከምዚ ዝበለ መን ሰሚዑ ይፈልጥ፧

ከምዚ ዝበለኸ መን ርእዩ ይፈልጥ፧

ሃገርዶ ብሓንቲ መዓልቲ ትውለድ እያ፧

ህዝቢዶኸ ብሓንሳእ ይውለድ እዩ፧

ግናኸ፡ ጽዮን ቅልውላው ምስ ሓዛ፡ ብኡብኡ ደቃ ወሊዳ።

 9 “ኣነ ኽሳዕ ምውላድ ኣብጺሐስ፡ ከም ዚውለድ ኣይገብርንዶ፧” ይብል የሆዋ።

“ኣነ ኸም ዚውለድ ገይረስ፡ ንማሕጸን እዓጹዶ፧” ይብል ኣምላኽኪ።

10 ኣቱም እትፈትውዋ፡ ምስ የሩሳሌም ተሓጐሱ፡ ምስኣ እውን ባህ ይበልኩም።+

ኣቱም ብእኣ እትሓዝኑ ዅላትኩም፡ ምስኣ ኣዚኹም ተፈስሁ፣

11 ክትጠብዉን ካብ ኣጥባት መጸናንዒኣ ኽትጸግቡን ኢኹም፣

ኣጸቢቕኩም ክትሰትዩ ኢኹም፣ ብብዝሒ ኽብራ ድማ ደስ ኪብለኩም እዩ።

12 የሆዋስ ከምዚ ይብል፦

“እንሆ፡ ሰላም ከም ፈለግ፡+

ክብሪ ኣህዛብ ድማ ከም ውሒዝ እህባ ኣለኹ።+

ንስኻትኩም ከኣ ክትጠብዉ፡ ኣብ ጐድኒ ኽትሕቈፉ፡

ኣብ ኣብራኽ ድማ ክትሰራሰሩ ኢኹም።

13 ከምቲ ኣደ ንውሉዳ እተጸናንዕ፡

ከምኡ ኣነ ኸጸናንዓኩም እየ፣+

ብየሩሳሌም ከኣ ክትጸናንዑ ኢኹም።+

14 እዚ ኽትርእዩ፡ ልብኹም ድማ ኪሕጐስ፡

ኣዕጽምትኹም እውን ከም ለምለም ሳዕሪ ኺጥጥዕ እዩ።

ኢድ የሆዋ ንገላዉኡ ኽትፍለጥ እያ፣

ንጸላእቱ ግና ኪዅንኖም እዩ።”+

15 “ነድሪ ቝጥዓኡ ኺፈዲ፡

ብሃልሃልታ ሓዊ ኸኣ ኪገንሕሲ፡+

የሆዋ ኸም ሓዊ ኺመጽእ እዩ፣+

ሰረገላታቱ ድማ ከም ህቦብላ ንፋስ እዩ።+

16 የሆዋስ ብሓዊ ፍርዲ ኺፍጽም፡

እወ፡ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ስጋ* ብሰይፉ ኸምኡ ኺገብር እዩ፣

እቶም ቅቱላት የሆዋ ኸኣ ብዙሓት ኪዀኑ እዮም።

17 “እቶም ነቲ ኣብ ማእከል ዘሎ ስዒቦም ናብ ስፍራ ኣታኽልቲ* ኺኣትዉ ዚቕደሱን ዚጸርዩን፡+ እቶም ስጋ ሓሰማን+ ፍንፉን ነገርን ኣንጭዋን+ ዚበልዑ፡ ኵላቶም ብሓደ ኺውድኡ እዮም” ይብል የሆዋ። 18 “ኣነ ብዛዕባ ግብርታቶምን ሓሳባቶምን ስለ ዝፈልጥ፡ ካብ ኵሎም ኣህዛብን ቋንቋታትን ክእክብ እመጽእ ኣለኹ፣ መጺኦም ድማ ክብረይ ኪርእዩ እዮም።”

19 “ኣብ መንጎኦም ትእምርቲ ኽገብር እየ፣ ገለ ኻብቶም ዜምልጡ ድማ ናብቶም ብዛዕባይ ወረ ዘይሰምዑ፡ ክብረይ እውን ዘይረኣዩ ኣህዛብ፡—ናብ ተርሲስን+ ጱልን ሉድን+ ናብቶም ቀስቲ ዚግትሩን ናብ ቱባልን ያዋንን+ ናብ ርሑቓት ደሴታትን፡—ክሰድድ እየ፣ ክብረይ ከኣ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ኪእውጁ እዮም።+ 20 ከምቲ ህዝቢ እስራኤል ንመባኦም ኣብ ጽሩይ ኣቕሑ ገይሮም ናብ ቤት የሆዋ ዜምጽእዎ፡ ንዅሎም ኣሕዋትኩም ብኣፍራስን ብሰረገላታትን ብሽፉናት ሰረገላታትን ብኣባቕልን ብፈጣናት ኣግማልን ካብ ኵሎም ኣህዛብ ክሳብ እቲ ቕዱስ ከረነይ የሩሳሌም ንየሆዋ መባእ ገይሮም ኬምጽእዎም እዮም”+ ይብል የሆዋ።

21 “ካህናትን ሌዋውያንን ዚዀኑ ኸኣ ካባታቶም ክወስድ እየ” ይብል የሆዋ።

22 “ከምቲ እቲ ኣነ ዝገብሮ ዘለኹ ሓድሽ ሰማያትን ሓዳስ ምድርን+ ኣብ ቅድመይ ቈይሙ ዚነብር፡” ይብል የሆዋ፡ “ከምኡ ድማ ዘርእኹምን ስምኩምን ኪነብር እዩ።”+

23 “ካብ ሰርቂ ወርሒ ኽሳዕ ሰርቂ ወርሒ፡ ካብ ሰንበት ክሳዕ ሰንበት፡

ኵሉ ስጋ* ኣብ ቅድመይ ኪሰግድ ኪመጽእ እዩ”+ ይብል የሆዋ።

24 “ወጺኦም ከኣ ሬሳታት እቶም ካባይ ዝዓለዉ ኺርእዩ እዮም፣

ሓሰኻኦምሲ ኣይኪመውትን፡

ሓዎም ድማ ኣይኪጠፍእን እዩ፣+

ንዅሉ ሰብ* እውን ዜስገድግዱ ኪዀኑ እዮም።”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ