ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ጢሞቴዎስ 4
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ጢሞቴዎስ—ትሕዝቶ

      • “ኣገልግሎትካ ምሉእ ብምሉእ ፈጽም” (1-5)

        • ብህጹጽ ነቲ ቓል ስበኽ (2)

      • “ሰናይ ገድሊ ተጋዲለ” (6-8)

      • ብሕታዊ ትዕዝብትታት (9-18)

      • ናይ መወዳእታ ሰላምታ (19-22)

2 ጢሞቴዎስ 4:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 5:28, 29፣ ግብ 10:42
  • +ዮሃ 5:22፣ ግብ 17:31፣ 2ቈረ 5:10
  • +1ጢሞ 6:14, 15፣ 1ጴጥ 5:4
  • +ራእ 11:15፣ 12:10

2 ጢሞቴዎስ 4:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ጢሞ 2:15
  • +2ጢሞ 2:24, 25
  • +1ጢሞ 5:20፣ ቲቶ 1:7, 9, 13፣ 2:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 165

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2012፡ ገጽ 15-16

    15/1/2008፡ ገጽ 8-9

    1/1/2003፡ ገጽ 29-30

    15/3/1999፡ ገጽ 10

    ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ገጽ 266

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    2/2000፡ ገጽ 1

2 ጢሞቴዎስ 4:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኪሰምዕዎ ዚደልዩ ዘበለ ዚነግርዎም።”

  • *

    ወይ፡ “ጠቓሚ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 4:1
  • +1ጢሞ 1:9, 10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2012፡ ገጽ 15-16

    1/7/2005፡ ገጽ 5-6

2 ጢሞቴዎስ 4:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2011፡ ገጽ 17

    15/9/2002፡ ገጽ 17-19

2 ጢሞቴዎስ 4:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነቲ ብስራት ብቐጻሊ ስበኽ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ጢሞ 1:8፣ 2:3
  • +ሮሜ 15:19፣ ቈሎ 1:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2019፡ ገጽ 2-7

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2009፡ ገጽ 16-17

    15/3/2004፡ ገጽ 10፡ 15

    1/12/1995፡ ገጽ 8

2 ጢሞቴዎስ 4:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 28:6, 7
  • +ፊል 1:23

2 ጢሞቴዎስ 4:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 9:26፣ 1ጢሞ 6:12
  • +ፊል 3:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ራእይ፡ ገጽ 276-277

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/1999፡ ገጽ 17-18

2 ጢሞቴዎስ 4:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 5:22
  • +1ጴጥ 5:4፣ ራእ 2:10
  • +1ቈረ 9:25፣ ያእ 1:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ራእይ፡ ገጽ 276-277

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 1ተሰ-ራእ፡ ገጽ 9

2 ጢሞቴዎስ 4:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2015፡ ገጽ 15

    15/5/2004፡ ገጽ 19-20

2 ጢሞቴዎስ 4:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መዋእል።” ኣብ ማህደረ ቓላት፡ ኣብ “ስርዓት” ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ቈሎ 4:14፣ ፊሞ 23, 24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 12

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2018፡ ገጽ 10-11

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2015፡ ገጽ 16

    15/11/1998፡ ገጽ 31

2 ጢሞቴዎስ 4:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 118

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2010፡ ገጽ 8-9

    15/11/2007፡ ገጽ 18

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ማቴ-ቈሎ፡ ገጽ 9

2 ጢሞቴዎስ 4:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 6:21፣ ቈሎ 4:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1998፡ ገጽ 8

2 ጢሞቴዎስ 4:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2011፡ ገጽ 18-19

    15/9/2008፡ ገጽ 31

    15/5/2008፡ ገጽ 22

    1/4/1998፡ ገጽ 11

2 ጢሞቴዎስ 4:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 28:4፣ 62:12፣ ምሳ 24:12

2 ጢሞቴዎስ 4:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2015፡ ገጽ 24-25

2 ጢሞቴዎስ 4:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 9:15
  • +መዝ 22:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2015፡ ገጽ 24-26፡ 28

2 ጢሞቴዎስ 4:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ራእ 20:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2015፡ ገጽ 25

2 ጢሞቴዎስ 4:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 16:3
  • +2ጢሞ 1:16

2 ጢሞቴዎስ 4:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 19:22
  • +ግብ 21:29

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2015፡ ገጽ 25

2 ጢሞቴዎስ 4:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2012፡ ገጽ 12-13

    1/2/1994፡ ገጽ 16

ሓፈሻዊ

2 ጢሞ. 4:1ዮሃ 5:28, 29፣ ግብ 10:42
2 ጢሞ. 4:1ዮሃ 5:22፣ ግብ 17:31፣ 2ቈረ 5:10
2 ጢሞ. 4:11ጢሞ 6:14, 15፣ 1ጴጥ 5:4
2 ጢሞ. 4:1ራእ 11:15፣ 12:10
2 ጢሞ. 4:22ጢሞ 2:15
2 ጢሞ. 4:22ጢሞ 2:24, 25
2 ጢሞ. 4:21ጢሞ 5:20፣ ቲቶ 1:7, 9, 13፣ 2:15
2 ጢሞ. 4:31ጢሞ 4:1
2 ጢሞ. 4:31ጢሞ 1:9, 10
2 ጢሞ. 4:52ጢሞ 1:8፣ 2:3
2 ጢሞ. 4:5ሮሜ 15:19፣ ቈሎ 1:25
2 ጢሞ. 4:6ዘሁ 28:6, 7
2 ጢሞ. 4:6ፊል 1:23
2 ጢሞ. 4:71ቈረ 9:26፣ 1ጢሞ 6:12
2 ጢሞ. 4:7ፊል 3:14
2 ጢሞ. 4:8ዮሃ 5:22
2 ጢሞ. 4:81ጴጥ 5:4፣ ራእ 2:10
2 ጢሞ. 4:81ቈረ 9:25፣ ያእ 1:12
2 ጢሞ. 4:10ቈሎ 4:14፣ ፊሞ 23, 24
2 ጢሞ. 4:12ኤፌ 6:21፣ ቈሎ 4:7
2 ጢሞ. 4:14መዝ 28:4፣ 62:12፣ ምሳ 24:12
2 ጢሞ. 4:17ግብ 9:15
2 ጢሞ. 4:17መዝ 22:21
2 ጢሞ. 4:18ራእ 20:4
2 ጢሞ. 4:19ሮሜ 16:3
2 ጢሞ. 4:192ጢሞ 1:16
2 ጢሞ. 4:20ግብ 19:22
2 ጢሞ. 4:20ግብ 21:29
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ጢሞቴዎስ 4:1-22

2 ጢሞቴዎስ

4 ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ኣብ ቅድሚ እቲ ንህያዋንን ንምዉታትን+ ኪፈርድ ዘለዎ+ ክርስቶስ የሱስን ብግህደቱን+ ብመንግስቱን+ እእዝዘካ ኣለኹ፦ 2 ነቲ ቓል ስበኽ፣+ ብእዋን ራህዋን ብእዋን ጸበባን ብህጹጽ ግበሮ፣ ብዅሉ ዓቕልን ጥበብ ኣመሃህራን+ ከኣ ግናሕ፡+ ውቐስ፡ ምዓድ። 3 ከመይሲ፡ ከም ትምኒቶም፡ ኣእዛኖም ዚዅርኵዑሎም* መምህራን ኪእክቡ እምበር፡+ ነቲ ጥዑይ* ትምህርቲ ዘይዕገሱሉ እዋን ኪመጽእ እዩ።+ 4 ንሓቂ ኻብ ምስማዕ ኣእዛኖም ኪመልሱ፡ ናብ ጽውጽዋያት ከኣ ኬቕልቡ እዮም። 5 ንስኻ ግና ብዅሉ ቐልብኻ ሓሉ፡ መከራ ተጻወር፡+ ግብሪ ወንጌላዊ ግበር፡* ኣገልግሎትካ ምሉእ ብምሉእ ፈጽም።+

6 ኣነስ ድሮ ኸም መስዋእቲ መስተ እፈስስ ኣለኹ፣+ እታ ናጻ ዝዀነላ ግዜ+ እውን ቀሪባ እያ። 7 ሰናይ ገድሊ ተጋዲለ፡+ እቲ ጕያ ወዲአ፡+ ነታ እምነት እውን ሓልየያ እየ። 8 ካብ ሕጂ ንደሓር፡ እቲ ጻድቕ ፈራዲ+ ዝዀነ ጐይታ በታ መዓልቲ እቲኣ ኸም ዓስቢ ዚህበኒ+ ኣኽሊል ጽድቂ ተነቢሩለይ ኣሎ፣+ እዚ ግና ነቶም ግህደቱ ዝፈተዉ እውን እምበር፡ ንዓይ ጥራይ ኣይኰነን።

9 ቀልጢፍካ ናባይ ክትመጽእ ጽዓር። 10 ዴማስ+ ነዚ ስርዓት* እዚ ስለ ዝፈተወ፡ ሓዲጉኒ ናብ ተሰሎንቄ ኸይዱ እዩ፣ ክሬስኬስ ናብ ገላትያ፡ ቲቶስ ከኣ ናብ ደልማጥያ ኸይዶም እዮም። 11 ሉቃስ ጥራይ እዩ ምሳይ ዘሎ። ማርቆስ ንኣገልግሎት ይጠቕመኒ እዩ እሞ፡ ተማሊእካዮ ምጻእ። 12 ንትኪቆስ+ ግና ናብ ኤፌሶን ሰዲደዮ ኣለኹ። 13 ክትመጽእ ከለኻ፡ እቲ ኣብ ጥሮኣስ ምስ ቃርጶስ ዝሓደግክዎ ባርኖስን እቲ ጥቕላላት መጻሕፍትን፡ ምናዳ እቲ ብራናታት ተማልኣለይ።

14 እስክንድሮስ እቲ ኣንጠረኛ ነሓሲ ብዙሕ ክፉእ ገይሩኒ እዩ። የሆዋ* ኸም ግብሩ ኺፈድዮ እዩ።+ 15 ንሱ ንመልእኽትና ብዙሕ ተጻሪርዎ እዩ እሞ፡ ንስኻ እውን ካብኡ ተሓሎ።

16 ኣብቲ ቐዳማይ ምጕተይ፡—ኣይተሓዘሎም ደኣ እምበር፡—ሓደ እኳ ኣብ ጐድነይ ኣይነበረን፣ የግዳስ፡ ኵላቶም ሓዲጎምኒ እዮም። 17 እቲ ስብከት ብኣይ ምሉእ ብምሉእ ምእንቲ ኺፍጸምን ኵሎም ኣህዛብ ምእንቲ ኺሰምዕዎን ግና፡+ ጐይታ ኣብ ጐድነይ ቈይሙ ኣበርቲዑኒ እዩ፣ ካብ ኣፍ ኣንበሳ እውን ተናጊፈ እየ።+ 18 ጐይታ ኻብ እኩይ ግብሪ ዘበለ ኼናግፈኒ፡ ናብታ ሰማያዊት መንግስቱ ኽኣቱ እውን ኬድሕነኒ እዩ።+ ንዕኡ ንዘለኣለመ ኣለም ክብሪ ይኹኖ። ኣሜን።

19 ንጵርስካን ንኣኪላስን+ ንቤተ ሰብ ኦኔሲፎሮስን+ ሰላም በለለይ።

20 ኤራስጦስ+ ኣብ ቈረንቶስ ተሪፉ ኣሎ፣ ንጥሮፊሞስ+ ግና ሓሚሙ ኣብ ሚሊጦስ ሓዲገዮ ኣለኹ። 21 ቅድሚ ኽረምቲ ኽትመጽእ ጽዓር።

ኤውቡሎስን ጱደንስን ሊኖስን ቅላውድያን ኵሎም ኣሕዋትን ሰላም ይብሉኻ ኣለዉ።

22 ጐይታ ምስ መንፈስካ ይኹን። ጸጋኡ ምሳኻትኩም ይኹን።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ