ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ሳሙኤል 17
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ሳሙኤል—ትሕዝቶ

      • ዳዊት ንጐልያድ ሰዓሮ (1-58)

        • ጐልያድ ንእስራኤል ኣባጨወሉ (8-10)

        • ዳዊት ነቲ ብድሆ ተቐበሎ (32-37)

        • ዳዊት ብስም የሆዋ ኺዋጋእ ቀረበ (45-47)

1 ሳሙኤል 17:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ሰፈራቶም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 3:1, 3፣ 1ሳሙ 9:16፣ 14:52
  • +2ዜና 28:18
  • +እያ 15:20, 35፣ ኤር 34:7
  • +1ዜና 11:12, 13

1 ሳሙኤል 17:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓሚቝ ስንጭሮ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 21:9

1 ሳሙኤል 17:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቍመቱ ኣስታት 2.9 ሜ. ነበረ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 11:22፣ 2ሳሙ 21:20, 21
  • +1ሳሙ 17:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 5 2016፡ ገጽ 9፡ 10-13

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2006፡ ገጽ 9

1 ሳሙኤል 17:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣስታት 57 ኪ.ግ.። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:38, 39፣ 1ነገ 22:34

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2006፡ ገጽ 9

1 ሳሙኤል 17:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:45

1 ሳሙኤል 17:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣስታት 6.84 ኪ.ግ.። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 20:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2006፡ ገጽ 9

1 ሳሙኤል 17:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 33:55

1 ሳሙኤል 17:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እብድሆም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:26፣ 2ነገ 19:22

1 ሳሙኤል 17:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሩት 4:22
  • +1ዜና 2:13-15
  • +ዘፍ 35:16, 19፣ ሩት 1:2
  • +1ሳሙ 17:58፣ ሚክ 5:2፣ ማቴ 2:6

1 ሳሙኤል 17:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 1:3
  • +1ሳሙ 16:6
  • +1ሳሙ 16:8
  • +1ሳሙ 16:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2011፡ ገጽ 29

1 ሳሙኤል 17:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 2:13, 15

1 ሳሙኤል 17:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 16:11, 19

1 ሳሙኤል 17:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣስታት 22 ሊ.። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

1 ሳሙኤል 17:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ጸባ።”

1 ሳሙኤል 17:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓሚቝ ጐልጐል።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:2፣ 21:9
  • +1ሳሙ 9:16, 17

1 ሳሙኤል 17:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:17, 18

1 ሳሙኤል 17:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:4
  • +1ሳሙ 17:10

1 ሳሙኤል 17:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:11

1 ሳሙኤል 17:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኪብድሆ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:10
  • +እያ 15:16፣ 1ሳሙ 14:49፣ 18:17, 21

1 ሳሙኤል 17:26

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዚብድሆምሲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:10፣ ኤር 10:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 5 2016፡ ገጽ 10

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2006፡ ገጽ 8

1 ሳሙኤል 17:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 16:6, 7፣ 1ዜና 2:13
  • +1ሳሙ 17:20

1 ሳሙኤል 17:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:26
  • +1ሳሙ 17:25

1 ሳሙኤል 17:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 16:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 5 2016፡ ገጽ 10-11

1 ሳሙኤል 17:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:42

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 5 2016፡ ገጽ 11

1 ሳሙኤል 17:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 31:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2011፡ ገጽ 27

1 ሳሙኤል 17:35

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብምንጋጋኡ።” ቃ.ቃ.፡ “ብጭሕሙ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 5 2016፡ ገጽ 9-10

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2011፡ ገጽ 27

1 ሳሙኤል 17:36

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “በዲህዎ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:10፣ ኤር 10:10

1 ሳሙኤል 17:37

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 7:21፣ 2ነገ 6:16፣ እብ 11:32-34

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 5 2016፡ ገጽ 11

1 ሳሙኤል 17:38

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 5 2016፡ ገጽ 11

1 ሳሙኤል 17:39

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 5 2016፡ ገጽ 11

1 ሳሙኤል 17:40

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 20:15, 16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 5 2016፡ ገጽ 11

1 ሳሙኤል 17:41

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 5 2016፡ ገጽ 12

1 ሳሙኤል 17:42

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 16:12፣ 17:33

1 ሳሙኤል 17:43

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 24:14፣ 2ሳሙ 16:9፣ 2ነገ 8:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 5 2016፡ ገጽ 11

1 ሳሙኤል 17:45

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዝበዳህካዮ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:4, 6
  • +2ሳሙ 5:10፣ እብ 11:32-34
  • +1ሳሙ 17:10፣ 2ነገ 19:22

1 ሳሙኤል 17:46

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 9:1-3፣ እያ 10:8
  • +ዘጸ 9:16፣ ዘዳ 28:10፣ 1ነገ 8:43፣ 2ነገ 19:19፣ ዳን 3:29

1 ሳሙኤል 17:47

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኵሉ እዚ ጉባኤ እዚ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 20:15፣ ምሳ 21:31
  • +መዝ 44:6, 7፣ ዘካ 4:6
  • +ዘዳ 20:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 5 2016፡ ገጽ 12

1 ሳሙኤል 17:49

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:37፣ 2ሳሙ 21:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 5 2016፡ ገጽ 12

1 ሳሙኤል 17:50

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 3:31፣ 15:15, 16፣ 1ሳሙ 17:47

1 ሳሙኤል 17:51

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 21:9
  • +ዘዳ 28:7፣ እያ 23:10፣ እብ 11:32-34

1 ሳሙኤል 17:52

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:2, 19
  • +እያ 15:20, 45
  • +እያ 15:20, 36

1 ሳሙኤል 17:54

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 21:9

1 ሳሙኤል 17:55

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብህይወት ነፍስኻ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 14:50
  • +1ሳሙ 16:19, 21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2005፡ ገጽ 24

1 ሳሙኤል 17:57

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:54

1 ሳሙኤል 17:58

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሩት 4:22፣ 1ሳሙ 16:1፣ 1ዜና 2:13, 15፣ ማቴ 1:6፣ ሉቃ 3:23, 32፣ ግብ 13:22
  • +1ሳሙ 17:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2007፡ ገጽ 19

    1/8/2007፡ ገጽ 31

ሓፈሻዊ

1 ሳሙ. 17:1መሳ 3:1, 3፣ 1ሳሙ 9:16፣ 14:52
1 ሳሙ. 17:12ዜና 28:18
1 ሳሙ. 17:1እያ 15:20, 35፣ ኤር 34:7
1 ሳሙ. 17:11ዜና 11:12, 13
1 ሳሙ. 17:21ሳሙ 21:9
1 ሳሙ. 17:4እያ 11:22፣ 2ሳሙ 21:20, 21
1 ሳሙ. 17:41ሳሙ 17:23
1 ሳሙ. 17:51ሳሙ 17:38, 39፣ 1ነገ 22:34
1 ሳሙ. 17:61ሳሙ 17:45
1 ሳሙ. 17:71ዜና 20:5
1 ሳሙ. 17:8ዘሁ 33:55
1 ሳሙ. 17:101ሳሙ 17:26፣ 2ነገ 19:22
1 ሳሙ. 17:12ሩት 4:22
1 ሳሙ. 17:121ዜና 2:13-15
1 ሳሙ. 17:12ዘፍ 35:16, 19፣ ሩት 1:2
1 ሳሙ. 17:121ሳሙ 17:58፣ ሚክ 5:2፣ ማቴ 2:6
1 ሳሙ. 17:13ዘሁ 1:3
1 ሳሙ. 17:131ሳሙ 16:6
1 ሳሙ. 17:131ሳሙ 16:8
1 ሳሙ. 17:131ሳሙ 16:9
1 ሳሙ. 17:141ዜና 2:13, 15
1 ሳሙ. 17:151ሳሙ 16:11, 19
1 ሳሙ. 17:191ሳሙ 17:2፣ 21:9
1 ሳሙ. 17:191ሳሙ 9:16, 17
1 ሳሙ. 17:221ሳሙ 17:17, 18
1 ሳሙ. 17:231ሳሙ 17:4
1 ሳሙ. 17:231ሳሙ 17:10
1 ሳሙ. 17:241ሳሙ 17:11
1 ሳሙ. 17:251ሳሙ 17:10
1 ሳሙ. 17:25እያ 15:16፣ 1ሳሙ 14:49፣ 18:17, 21
1 ሳሙ. 17:261ሳሙ 17:10፣ ኤር 10:10
1 ሳሙ. 17:281ሳሙ 16:6, 7፣ 1ዜና 2:13
1 ሳሙ. 17:281ሳሙ 17:20
1 ሳሙ. 17:301ሳሙ 17:26
1 ሳሙ. 17:301ሳሙ 17:25
1 ሳሙ. 17:321ሳሙ 16:18
1 ሳሙ. 17:331ሳሙ 17:42
1 ሳሙ. 17:34ኢሳ 31:4
1 ሳሙ. 17:361ሳሙ 17:10፣ ኤር 10:10
1 ሳሙ. 17:37ዘዳ 7:21፣ 2ነገ 6:16፣ እብ 11:32-34
1 ሳሙ. 17:40መሳ 20:15, 16
1 ሳሙ. 17:421ሳሙ 16:12፣ 17:33
1 ሳሙ. 17:431ሳሙ 24:14፣ 2ሳሙ 16:9፣ 2ነገ 8:13
1 ሳሙ. 17:451ሳሙ 17:4, 6
1 ሳሙ. 17:452ሳሙ 5:10፣ እብ 11:32-34
1 ሳሙ. 17:451ሳሙ 17:10፣ 2ነገ 19:22
1 ሳሙ. 17:46ዘዳ 9:1-3፣ እያ 10:8
1 ሳሙ. 17:46ዘጸ 9:16፣ ዘዳ 28:10፣ 1ነገ 8:43፣ 2ነገ 19:19፣ ዳን 3:29
1 ሳሙ. 17:472ዜና 20:15፣ ምሳ 21:31
1 ሳሙ. 17:47መዝ 44:6, 7፣ ዘካ 4:6
1 ሳሙ. 17:47ዘዳ 20:4
1 ሳሙ. 17:491ሳሙ 17:37፣ 2ሳሙ 21:22
1 ሳሙ. 17:50መሳ 3:31፣ 15:15, 16፣ 1ሳሙ 17:47
1 ሳሙ. 17:511ሳሙ 21:9
1 ሳሙ. 17:51ዘዳ 28:7፣ እያ 23:10፣ እብ 11:32-34
1 ሳሙ. 17:521ሳሙ 17:2, 19
1 ሳሙ. 17:52እያ 15:20, 45
1 ሳሙ. 17:52እያ 15:20, 36
1 ሳሙ. 17:541ሳሙ 21:9
1 ሳሙ. 17:551ሳሙ 14:50
1 ሳሙ. 17:551ሳሙ 16:19, 21
1 ሳሙ. 17:571ሳሙ 17:54
1 ሳሙ. 17:58ሩት 4:22፣ 1ሳሙ 16:1፣ 1ዜና 2:13, 15፣ ማቴ 1:6፣ ሉቃ 3:23, 32፣ ግብ 13:22
1 ሳሙ. 17:581ሳሙ 17:12
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
  • 41
  • 42
  • 43
  • 44
  • 45
  • 46
  • 47
  • 48
  • 49
  • 50
  • 51
  • 52
  • 53
  • 54
  • 55
  • 56
  • 57
  • 58
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ሳሙኤል 17:1-58

1 ሳሙኤል

17 ፍልስጥኤማውያን+ ድማ ኪዋግኡ ሰራዊቶም* ኣኽተቱ። ኣብ ሶኮ+ ናይ ይሁዳ ኸኣ ተኣከቡ፣ ኣብ መንጎ ሶኮን ዓዜቃን፡+ ኣብ ኤፌስ-ዳሚም ድማ ሰፈሩ።+ 2 ሳኦልን ሰብ እስራኤልን ከኣ ከቲቶም ኣብ ስንጭሮ* ኤላህ ሰፈሩ፣+ ንፍልስጥኤማውያን ኪቀባበልዎም ድማ ንውግእ ተሰለፉ። 3 ፍልስጥኤማውያን ከኣ ነቲ ኸረን ብሓደ ወገኑ ሓዙ፡ እስራኤላውያን ድማ ነቲ ኸረን ብኻልእ ወገኑ ሓዙ፣ ኣብ መንጎኦም እውን እቲ ስንጭሮ ነበረ።

4 ካብ ሰፈር ፍልስጥኤማውያን ከኣ ካብ ጋት+ ዝዀነ ጐልያድ ዝስሙ ጐብለል ወጸ፣+ ቍመቱ ድማ ሽዱሽተ እመትን ስድርን* ነበረ። 5 ኣብ ርእሱ ኸኣ ቍራዕ ርእሲ ነሓሲ ነበሮ፣ ከም ዚደራረብ ቅርፍቲ ዝበለ ድርዒ ድማ ተኸዲኑ ነበረ። ሚዛን እቲ ድርዒ ነሓሲ እውን፡+ 5,000 ሲቃል* ነበረ። 6 ካብ ነሓሲ እተገብረ መከላኸሊ በራቒቶኡ ኸኣ ኣብ ኣእጋሩ ነበረ፣ መዝረቕ+ ነሓሲ እውን ኣብ መንጎ መናኵቡ ተንጠልጢሉ ነበረ። 7 ዛብያ ዂናቱ ድማ ክንዲ ወንደረሽ ኣላማይ ነበረ፣+ እቲ ኻብ ሓጺን እተገብረ ብልሒ ዂናቱ ኸኣ 600 ሲቃል* ይምዘን ነበረ፣ እቲ ጸዋር ዋልታኡ ድማ ቀቅድሚኡ ይኸይድ ነበረ። 8 ተንሲኡ ኸኣ ነቶም ሰልፈኛታት እስራኤል ጸዊዑ፡+ ከምዚ በሎም፦ “ስለምንታይ ክትስለፉ ወጺእኩም፧ ኣነስ ፍልስጥኤማዊ ደይኰንኩን፧ ንስኻትኩምከ ገላዉ ሳኦል ደይኰንኩምን፧ ንስኻትኩም ሓደ ሰብኣይ ሕረዩ እሞ፡ ናባይ ይውረድ። 9 ምሳይ ተዋጊኡ ኪቐትለኒ እንተ ኽኢሉ፡ ንሕና ገላዉኹም ክንከውን ኢና። ኣነ ኣሰኒፈ እንተ ቐቲለዮ ግና፡ ንስኻትኩም ገላዉና ዄንኩም ክትግዝኡና ኢኹም።” 10 እቲ ፍልስጥኤማዊ ድማ፡ “ኣነ በዛ መዓልቲ እዚኣ ንሰልፈኛታት እስራኤል ኣባጭየሎም* ኣለኹ።+ ሓደ ሰብኣይ ሃቡኒ እሞ፡ ንሓድሕድና ንዋጋእ!” በለ።

11 ሳኦልን ኵሎም እስራኤልን እዚ ዘረባ እቲ ፍልስጥኤማዊ ምስ ሰምዑ፡ ተሸበሩ፡ ኣዝዮም እውን ፈርሁ።

12 ዳዊት ከኣ ወዲ እቲ እሴይ+ ዝስሙ ሸሞንተ ኣወዳት ዝነበርዎ፡+ ብዘመን ሳኦል ድማ ኣረጊት ሰብኣይ ዝነበረ ኤፍራታዊ+ ብዓል ቤት-ልሄም+ ናይ ይሁዳ ነበረ። 13 እቶም ሰለስተ ዓበይቲ ደቂ እሴይ ንሳኦል ስዒቦም ናብቲ ውግእ ከይዶም ነበሩ።+ ስማት እቶም ናብቲ ውግእ ዝኸዱ ሰለስቲኦም ኣወዳት ከኣ፡ እቲ በዅሪ ኤልያብ፡+ እቲ ኻልኣይ ኣቢናዳብ፡+ እቲ ሳልሳይ ድማ ሻማ ነበረ።+ 14 ዳዊት ከኣ ሕሳስ ልደ ነበረ፣+ እቶም ሰለስተ ዓበይቲ ድማ ንሳኦል ሰዓብዎ።

15 ዳዊት ከኣ ንኣባጊዕ ኣቦኡ ኣብ ቤት-ልሄም ኪጓሲ፡ ካብ ሳኦል ይመላለስ ነበረ።+ 16 እቲ ፍልስጥኤማዊ ድማ 40 መዓልቲ፡ ንግሆ ንግሆን ምሸት ምሸትን ቀሪቡ ኣብ ቅድሚኦም ይቐውም ነበረ።

17 እሴይ ከኣ ንወዱ ዳዊት፡ “በጃኻ፡ ሓደ ኤፋ* ቖሎን እዚ ዓሰርተ እንጌራ እዝን ሒዝካ፡ ቀልጢፍካ ናብ ኣሕዋትካ ናብቲ ሰፈር ኪድ። 18 ነቲ ሓለቓ ሽሕ ድማ እዘን ዓሰርተ ጎጎ ኣጅቦ* እዚአን ውሰደሉ፣ ኣሕዋትካ ደሓን እንተ ኣልዮም ርአ፡ ካባታቶም ከኣ መረጋገጺ ኣምጽኣለይ” በሎ። 19 ንሳቶም ድማ ምስ ሳኦልን ምስ ኵሎም ሰብ እስራኤልን ኣብ ስንጭሮ* ኤላህ+ ምስ ፍልስጥኤማውያን ይዋግኡ ነበሩ።+

20 ዳዊት ከኣ ኣንጊሁ ተንስአ፡ ነተን ኣባጊዕ ምስ ሓላዊ ሓዲጉ፡ ከምቲ እሴይ ዝኣዘዞ፡ ጾሩ ኣልዒሉ ኸደ። ናብቲ እተሓጽረ ሰፈር ኣብ ዝመጸሉ እዋን፡ እቲ ሰራዊት ጭድርታ ውግእ እናጨደረ ናብቲ መስመር ውግእ ይወጽእ ነበረ። 21 እስራኤልን ፍልስጥኤማውያንን ድማ ሓደ ሰልፈኛ ምስቲ ሓደ ሰልፈኛ ኺጋጠሙ ተሰለፉ። 22 ብኡብኡ፡ ዳዊት ነቲ ኣቕሑኡ ምስቲ ሓላው ኣቕሑ ሓዲጉ፡ ናብቲ መስመር ውግእ ጐየየ። ኣብኡ ምስ በጽሐ፡ ኣሕዋቱ ደሓን እንተ ኣልዮም ሓተተ።+

23 ንሱ ምሳታቶም ኪዛረብ ከሎ፡ እቲ ኻብ ጋት ዝዀነ ጐልያድ ዝስሙ ፍልስጥኤማዊ ጐብለል መጸ።+ ካብቶም ሰልፈኛታት ፍልስጥኤማውያን ወጺኡ ኸኣ፡ ከምቲ ኣቐዲሙ እተዛረቦ ዘረባ ተዛረበ፣+ ዳዊት ድማ ሰምዖ። 24 ኵሎም ሰብ እስራኤል ከኣ ነቲ ሰብኣይ ምስ ረኣይዎ፡ ካብኡ ሃደሙ፡ ተሸበሩ እውን።+ 25 እቶም ሰብ እስራኤል ድማ፡ “ነዚ ዚወጽእ ዘሎ ሰብኣይሲ ትርእይዎዶ ኣለኹም፧ ንእስራኤል ኬባጭወሉ* እዩ መጺኡ።+ ነቲ ንዕኡ ዚቐትሎ ሰብኣይ፡ ንጉስ ብብዙሕ ሃብቲ ኼሀብትሞ፡ ጓሉ እውን ኪህቦ እዩ፣+ ንቤት ኣቦኡ ድማ ኣብ እስራኤል ሓራ ኺገብራ እዩ” በሉ።

26 ዳዊት ከኣ ነቶም ኣብ ጥቓኡ ደው ኢሎም ዝነበሩ ሰባት፡ “እቲ ነቲ ፍልስጥኤማዊ ዚቐትሎ እሞ ኻብ እስራኤል ጸርፊ ዜርሕቕ ሰብኣይ እንታይ ኪግበረሉ እዩ፧ ንሰልፈኛታት እቲ ህያው ኣምላኽ ዜባጭወሎምሲ* እዚ ዘይግዙር ፍልስጥኤማዊ እዚ መን እዩ፧” በሎም።+ 27 እቶም ህዝቢ ድማ፡ “ነቲ ዚቐትሎ ሰብኣይ ከምዚ ኺግበረሉ እዩ” ኢሎም ከምተን ዝቐደማ ቓላት ነገርዎ። 28 ኤልያብ እቲ ዓብዪ ሓዉ ኸኣ፡+ ነቶም ሰባት ኪዛረቦም ምስ ሰምዖ፡ ንዳዊት ተቘጥዖ እሞ፡ “እንታይ ክትገብር ናብዚ ወሪድካ፧ ነተን ሒደት ኣባጊዕከ ኣብ በረኻ ምስ መን ሓዲግካየን፧+ ድፍረትካን ክፍኣት ልብኻን ኣጸቢቐ እፈልጦ እየ፣ ውግእ ክትርኢ ኢኻ ወሪድካ” በሎ። 29 ዳዊት ከኣ፡ “ሕጂኸ እንታይ ገይረ ድየ፧ ሕቶ ጥራይ እየ ሓቲተ” በለ። 30 ካብኡ ናብ ካልእ ግልጽ ኢሉ ድማ ከምቲ ኣቐዲሙ ዝበሎ ኢሉ ሓተተ፣+ እቶም ህዝቢ እውን ከምቲ ኣቐዲሞም ዝበልዎ ኢሎም መለሱሉ።+

31 እቲ ዳዊት እተዛረቦ ዘረባ ምስ ተሰምዐ፡ ንሳኦል ነገርዎ። ንሱ ኸኣ ልኢኹ ኣምጽኦ። 32 ዳዊት ድማ ንሳኦል፡ “ብሰንኪ እዝስ ልቢ ሓደ ሰብ እኳ ኣይጃጁ። ጊልያኻ ኸይዱ ምስ እዚ ፍልስጥኤማዊ እዚ ኺዋጋእ እዩ” በሎ።+ 33 ሳኦል ግና ንዳዊት፡ “ንስኻ ቘልዓ ኢኻ፡+ ንሱ ግና ካብ ንእስነቱ ኣትሒዙ ተዋጋኢ እዩ እሞ፡ ምስ እዚ ፍልስጥኤማዊ እዚ ኽትዋጋእ ኣይትኽእልን ኢኻ” በሎ። 34 ዳዊት ከኣ ንሳኦል፡ “ጊልያኻ መጓሰ ኣቦኡ ይጓሲ ነይሩ፣ ኣንበሳ+ መጺኡ ኻብቲ መጓሰ ሓንቲ በጊዕ ምስ ወሰደ፡ ድቢ እውን ከምኡ ምስ ገበረ፡ 35 ኣነ ደድሕሪኡ ወጺአ ቐቲለዮ፡ ካብ ኣፉ እውን ኣናጊፈ። ምስ ተንስኣኒ ኸኣ፡ ብጸጕሩ* ሒዘ ወቒዐ ቐቲለዮ። 36 ጊልያኻ ኣንበሳን ድብን ቀቲሉ እዩ፣ እዚ ዘይግዙር ፍልስጥኤማዊ እዚ ድማ ንሰልፈኛታት እቲ ህያው ኣምላኽ ኣባጭዩሉ* እዩ እሞ፡ ከም ሓደ ኻባታቶም ኪኸውን እዩ” በሎ።+ 37 ዳዊት ከኣ፡ “እቲ ኻብ ኢድ ኣንበሳን ካብ ኢድ ድብን ዘናገፈኒ የሆዋ፡ ንሱ ኻብ ኢድ እዚ ፍልስጥኤማዊ እዚ ኼናግፈኒ እዩ” በለ።+ ሳኦል ድማ ንዳዊት፡ “ኪድ፡ የሆዋ ምሳኻ ይኹን” በሎ።

38 ሳኦል ከኣ ንዳዊት ክዳውንቱ ኸደኖ። ኣብ ርእሱ ድማ ቍራዕ ርእሲ ነሓሲ ገበረሉ፣ ድሕርዚ፡ ድርዒ ኸደኖ። 39 ዳዊት ከኣ ሰይፉ ኣብ ልዕሊ ኽዳውንቱ ተዓጢቑ ኪኸይድ ፈተነ፣ ስለ ዘይለመዶ ግና፡ ኣይከኣለን። ዳዊት ድማ ንሳኦል፡ “ኣይለመድክዎን እሞ፡ ነዚ ገይረስ ክኸይድ ኣይክእልን እየ” በሎ። ዳዊት ከኣ ኣራገፎ። 40 በትሩ ኣብ ኢዱ ሒዙ ድማ፡ ካብ ርባ ሓሙሽተ ልሙጻት ኣእማን ሓርዩ ኣብ ሕሽኩል እቲ ቝርባብሻኡ ኣንበሮ፣ ወንጭፉ+ እውን ኣብ ኢዱ ሓዘ። ናብቲ ፍልስጥኤማዊ ኣቢሉ ኸኣ ቀረበ።

41 እቲ ፍልስጥኤማዊ ድማ ናብ ዳዊት እናቐረበ መጸ፣ እቲ ጸዋር ዋልታኡ ኸኣ ቀቅድሚኡ ነበረ። 42 እቲ ፍልስጥኤማዊ ንዳዊት ኣተኲሩ ምስ ረኣዮ፡ ንሱ ቐይሕን ጽቡቕ ዝትርኢቱን ወዲ ስለ ዝነበረ፡ ብንዕቀት ኣናሸዎ።+ 43 እቲ ፍልስጥኤማዊ ድማ ንዳዊት፡ “ብበትሪ እትመጸንስ፡ ኣነዶ ኸልቢ እየ፧”+ በሎ። እቲ ፍልስጥኤማዊ ኸኣ ንዳዊት ብኣማልኽቱ ረገሞ። 44 እቲ ፍልስጥኤማዊ ድማ ንዳዊት፡ “ናባይ ንዓ እሞ፡ ስጋኻ ንኣዕዋፍ ሰማያትን ንኣራዊት መሮርን ክህቦም እየ” በሎ።

45 ዳዊት ከኣ ነቲ ፍልስጥኤማዊ ኸምዚ ኢሉ መለሰሉ፦ “ንስኻ ብሰይፍን ብዂናትን ብመዝረቕን ትመጸኒ ኣለኻ፣+ ኣነ ግና ብስም የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡+ እቲ ንስኻ ዘባጨኻሉ* ኣምላኽ ሰልፈኛታት እስራኤል እመጸካ ኣለኹ።+ 46 በዛ መዓልቲ እዚኣ የሆዋ ንዓኻ ኣብ ኢደይ ኣሕሊፉ ኺህበኒ እዩ፣+ ኣነ ኸኣ ክቐትለካን ርእስኻ ክቘርጽን እየ። በዛ መዓልቲ እዚኣ ድማ ሬሳታት ሰፈር ፍልስጥኤማውያን ንኣዕዋፍ ሰማያትን ንኣራዊት ምድርን ክህቦም እየ፣ ህዝቢ ዅላ ምድሪ ኸኣ ኣብ እስራኤል ኣምላኽ ከም ዘሎ ኺፈልጡ እዮም።+ 47 እቲ ውግእ ናይ የሆዋ እዩ እሞ፡+ ኵሎም እዞም ኣብዚ ተኣኪቦም* ዘለዉ፡ የሆዋ ዜድሕን ብሰይፍን ብዂናትን ከም ዘይኰነ ኺፈልጡ እዮም፣+ ንዅላትኩም ከኣ ኣብ ኢድና ኺህበና እዩ።”+

48 ሽዑ፡ እቲ ፍልስጥኤማዊ ተንሲኡ ናብ ዳዊት ቀረበ፣ ዳዊት ድማ ነቲ ፍልስጥኤማዊ ኺቀባበሎ ናብቲ መስመር ውግእ ቀልጢፉ ጐየየ። 49 ዳዊት ከኣ ኢዱ ናብቲ ቝርባብሻኡ ኣእትዩ፡ ካብኡ እምኒ ወሲዱ ወንጨፋ። ነቲ ፍልስጥኤማዊ ድማ ኣብ ግምባሩ ወቕዖ፡ እታ እምኒ ኸኣ ናብ ግምባሩ ኣተወት፣ ንሱ ኸኣ ብገጹ ናብ ምድሪ ወደቐ።+ 50 በዚ ኸምዚ፡ ዳዊት ነቲ ፍልስጥኤማዊ ብወንጭፍን ብእምንን ኣሰነፎ፣ ኣብ ኢድ ዳዊት ሰይፊ ዘይነበረ ኽነሱ፡ ነቲ ፍልስጥኤማዊ ወቒዑ ቐተሎ።+ 51 ዳዊት ድማ ጐይዩ ኣብ ልዕሊኡ ደው በለ። ሰይፊ እቲ ፍልስጥኤማዊ ሒዙ+ ኸኣ ካብ ሰገባኡ መልሖ፣ ብእኡ ገይሩ ርእሱ ብምቝራጽ ድማ፡ ሙማቱ ኣረጋገጸ። ፍልስጥኤማውያን ከኣ እቲ ጅግናኦም ከም ዝሞተ ምስ ረኣዩ፡ ሃደሙ።+

52 ሰብ እስራኤልን ይሁዳን ከኣ ተንሲኦም ጨደሩ፣ ንፍልስጥኤማውያን ድማ ካብታ ስንጭሮ+ ኽሳብ ኣፍ ደገታት ዔቅሮን ሰጐጕዎም፣+ ቅቱላት እቶም ፍልስጥኤማውያን ከኣ ካብ ሻዓራይም+ ክሳብ ጋትን ዔቅሮንን ኣብ መገዲ ወደቑ። 53  እስራኤላውያን ንፍልስጥኤማውያን ካብ ምስጓጎም ምስ ተመልሱ፡ ነቲ ሰፈሮም ዘመትዎ።

54 ዳዊት ድማ ንርእሲ እቲ ፍልስጥኤማዊ ወሲዱ ናብ የሩሳሌም ኣምጽኦ፣ ኣጽዋር እቲ ፍልስጥኤማዊ ግና ኣብ ድንኳኑ ኣንበሮ።+

55 ሳኦል ከኣ ዳዊት ነቲ ፍልስጥኤማዊ ኺቀባበሎ ኺወጽእ ምስ ረኣየ፡ ንኣብኔር እቲ ሓለቓ ሰራዊቱ፡ “ኣብኔር፡+ እዚ መንእሰይ እዚ ወዲ መን እዩ፧”+ በሎ። ኣብኔር ከኣ፡ “ኦ ንጉስ፡ ከምቲ ህያው ዝዀንካ፡* ኣይፈልጥን እየ” ኢሉ መለሰሉ። 56 እቲ ንጉስ ድማ፡ “እዚ መንእሰይ እዚ ወዲ መን ምዃኑ ሕተት” በሎ። 57  ዳዊት ነቲ ፍልስጥኤማዊ ቐቲሉ ምስ ተመልሰ፡ ኣብኔር ወሲዱ ናብ ቅድሚ ሳኦል ኣእተዎ፣ ርእሲ እቲ ፍልስጥኤማዊ+ እውን ኣብ ኢዱ ነበረት። 58 ሳኦል ከኣ፡ “ኣታ ወዲ፡ ወዲ መን ኢኻ፧” በሎ። ዳዊት ድማ፡ “ወዲ ጊልያኻ እሴይ+ ብዓል ቤት-ልሄም” በለ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ