ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 35
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • ገነት ክትምለስ እያ (1-7)

        • ዕዉራት ኪርእዩ፡ ጸማማት ኪሰምዑ እዮም (5)

      • ብጁዋት ብመገዲ ቕድስና ኺመላለሱ እዮም (8-10)

ኢሳይያስ 35:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 29:17፣ 32:14, 15
  • +ኢሳ 4:2፣ 27:6፣ 35:6፣ 51:3፣ ህዝ 36:35

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንቕሑ!፡

    ቍ. 1 2021፡ ገጽ 13

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1996፡ ገጽ 10-11፡ 14-15፡ 18

ኢሳይያስ 35:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሆሴ 14:5, 6
  • +ኢሳ 60:13
  • +ኤር 50:19
  • +ኢሳ 65:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/1996፡ ገጽ 7

    15/2/1996፡ ገጽ 10-11፡ 14-15፡ 16-17

ኢሳይያስ 35:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 12:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1996፡ ገጽ 11፡ 14

ኢሳይያስ 35:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 51:56
  • +ኢሳ 25:9፣ ጸፎ 3:16, 17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1996፡ ገጽ 11

ኢሳይያስ 35:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 146:8፣ ኢሳ 42:16፣ ማቴ 9:28-30
  • +ኢሳ 29:18፣ ኤር 6:10፣ ማር 7:32-35፣ ሉቃ 7:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ራእይ፡ ገጽ 303

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1996፡ ገጽ 11-12፡ 14-16፡ 18

ኢሳይያስ 35:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 11:5፣ ግብ 8:7፣ 14:8-10
  • +ማቴ 15:30

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ራእይ፡ ገጽ 303

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1996፡ ገጽ 11-12፡ 16፡ 18

ኢሳይያስ 35:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጋውሕታታት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 44:3
  • +ኤር 9:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1996፡ ገጽ 12፡ 18

ኢሳይያስ 35:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዝ 1:3፣ ኢሳ 11:16፣ 49:11፣ 62:10፣ ኤር 31:21
  • +ኢሳ 52:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2023፡ ገጽ 30

    5/2023፡ ገጽ 14-19

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2008፡ ገጽ 26-28

    15/2/1996፡ ገጽ 12፡ 16

ኢሳይያስ 35:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 11:6, 7፣ 65:25፣ ህዝ 34:25፣ ሆሴ 2:18
  • +መዝ 107:2, 3፣ ኢሳ 62:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2008፡ ገጽ 28

    15/2/1996፡ ገጽ 12-13

ኢሳይያስ 35:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 30:4
  • +ኢሳ 51:11፣ ኤር 31:11, 12
  • +ኤር 33:10, 11
  • +ኢሳ 30:19፣ 65:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ራእይ፡ ገጽ 303

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/1997፡ ገጽ 20-21

    15/2/1996፡ ገጽ 8-9፡ 12-13፡ 16-18

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 35:1ኢሳ 29:17፣ 32:14, 15
ኢሳ. 35:1ኢሳ 4:2፣ 27:6፣ 35:6፣ 51:3፣ ህዝ 36:35
ኢሳ. 35:2ሆሴ 14:5, 6
ኢሳ. 35:2ኢሳ 60:13
ኢሳ. 35:2ኤር 50:19
ኢሳ. 35:2ኢሳ 65:10
ኢሳ. 35:3እብ 12:12
ኢሳ. 35:4ኤር 51:56
ኢሳ. 35:4ኢሳ 25:9፣ ጸፎ 3:16, 17
ኢሳ. 35:5መዝ 146:8፣ ኢሳ 42:16፣ ማቴ 9:28-30
ኢሳ. 35:5ኢሳ 29:18፣ ኤር 6:10፣ ማር 7:32-35፣ ሉቃ 7:22
ኢሳ. 35:6ማቴ 11:5፣ ግብ 8:7፣ 14:8-10
ኢሳ. 35:6ማቴ 15:30
ኢሳ. 35:7ኢሳ 44:3
ኢሳ. 35:7ኤር 9:11
ኢሳ. 35:8እዝ 1:3፣ ኢሳ 11:16፣ 49:11፣ 62:10፣ ኤር 31:21
ኢሳ. 35:8ኢሳ 52:1
ኢሳ. 35:9ኢሳ 11:6, 7፣ 65:25፣ ህዝ 34:25፣ ሆሴ 2:18
ኢሳ. 35:9መዝ 107:2, 3፣ ኢሳ 62:12
ኢሳ. 35:10ዘዳ 30:4
ኢሳ. 35:10ኢሳ 51:11፣ ኤር 31:11, 12
ኢሳ. 35:10ኤር 33:10, 11
ኢሳ. 35:10ኢሳ 30:19፣ 65:19
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 35:1-10

ኢሳይያስ

35 በረኻን ምድሪ ኣጻምእን ኪፍሳህ፡+

ጐልጐል ምድረ በዳ ኺሕጐስ፡ ከም ሳፍሮን ድማ ኪዕምብብ እዩ።+

 2 ብርግጽ ኪዕምብብ እዩ፣+

ኪሕጐስን እልል ኪብልን እዩ።

ክብሪ ሊባኖስ፡+

ግርማ ቀርሜሎስን+ ሳሮንን+ ኪውሃቦ እዩ።

ክብሪ የሆዋ፡ ግርማ ኣምላኽና፡ ኪርእዩ እዮም።

 3 ንዝደኸማ ኣእዳው ኣበርትዑ፣

ወለል ንዝበላ ኣብራኽ ድማ ኣደልድሉ።+

 4 ነቶም ጭኑቕ ዝልቦም፡

“በርትዑ። ኣይትፍርሁ።

እንሆ፡ ኣምላኽኩም ምስ ሕነ ኺመጽእ፡

ምስ ፍዳ እውን ኪመጽእ እዩ።+

ኪመጽእን ኬድሕነኩምን እዩ”+ በልዎም።

 5 ሽዑ፡ ኣዒንቲ ዕዉራት ኪኽፈታ፡+

ኣእዛን ጸማማት ከኣ ጋህ ኪብላ እየን።+

 6 ሽዑ፡ ሓንካስ ከም እራብ ኪሰራሰር፡+

ልሳን ዓባስ ድማ እልል ኪብል እዩ።+

ከመይሲ፡ ማያት ኣብ በረኻ፡

ወሓይዝ እውን ኣብ ጐልጐል ምድረ በዳ ኺፍልፍል እዩ።

 7 ምድሪ ረመጽሲ ሻምብቆ ዝመልኦ ራህያ፡

ምድሪ ኣጻምእ ከኣ ዓይኒ ማያት ኪኸውን እዩ።+

ኣብ ሰፈር ወኻሩ፡*+

ሳዕርን ሻምብቆን ጳጲሮስን ኪኸውን እዩ።

 8 ጐደና ድማ ኣብኣ ኽትከውን፡+

እወ፡ መገዲ ቕድስና እትብሃል መገዲ ኽትህሉ እያ።

ርኹስ ብእኣ ኣይኪጕዓዝን እዩ።+

ነቶም በታ መገዲ ዚመላለሱ እተሓዝአት እያ፣

ዓሻ ኸኣ ስሒቱ ናብኣ ኣይኬብልን እዩ።

 9 ኣንበሳ ኣብኣ ኣይኪህሉን፡

ሕሱም ኣራዊት ድማ ኣይኪድይባን እዩ።

ኣብኣ እውን ኣይኪርከብን እዩ፣+

ብጁዋት ጥራይ ደኣ ኣብኣ ኺመላለሱ እዮም።+

10 እቶም የሆዋ እተበጀዎም ከኣ ኪምለሱን+ ብእልልታ ናብ ጽዮን ኪመጹን እዮም።+

ዘይውዳእ ሓጐስ ድማ ኣብ ርእሶም ከም ዘውዲ ኪኸውን እዩ።+

ፍስሃን ሓጐስን ኪረኽቡ እዮም፣

ጓህን እህህታን ከኣ ኪሃድም እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ