ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 127
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ብዘይ ኣምላኽ፡ ኵሉ ኸንቱ እዩ

        • “የሆዋ ንቤት እንተ ዘይሃነጻ” (1)

        • ውሉዳት፡ ካብ ኣምላኽ ዚውሃቡ ዓስቢ (3)

መዝሙር 127:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 3:6፣ 10:22፣ 16:3
  • +ኢሳ 27:3

መዝሙር 127:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 3:5፣ መክ 5:12

መዝሙር 127:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 33:4, 5፣ 48:3, 4፣ 1ሳሙ 2:21
  • +ዘፍ 41:51, 52፣ ዘሌ 26:9፣ እዮ 42:12, 13፣ መዝ 128:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2019፡ ገጽ 22

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2005፡ ገጽ 8-19

    1/10/1996፡ ገጽ 31

    ሓጐስ ስድራ ቤት፡ ገጽ 126

መዝሙር 127:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 17:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2019፡ ገጽ 26-27

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2013፡ ገጽ 17

    1/4/2008፡ ገጽ 13-16

    1/9/2007፡ ገጽ 26፡ 30

መዝሙር 127:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 50:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2008፡ ገጽ 13-16

ሓፈሻዊ

መዝ. 127:1ምሳ 3:6፣ 10:22፣ 16:3
መዝ. 127:1ኢሳ 27:3
መዝ. 127:2መዝ 3:5፣ መክ 5:12
መዝ. 127:3ዘፍ 33:4, 5፣ 48:3, 4፣ 1ሳሙ 2:21
መዝ. 127:3ዘፍ 41:51, 52፣ ዘሌ 26:9፣ እዮ 42:12, 13፣ መዝ 128:3
መዝ. 127:4ምሳ 17:6
መዝ. 127:5ዘፍ 50:23
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 127:1-5

መዝሙር

መዝሙር ምድያብ። ናይ ሰሎሞን።

127 የሆዋ ንቤት እንተ ዘይሃኒጽዋ፡

ሃነጽቲ ንኸንቱ ይጽዕሩላ።+

የሆዋ ንኸተማ እንተ ዘይሓልይዋ፡+

ሓላዊ ንኸንቱ ይነቅሕ።

 2 ኣንጊህኩም ምትንሳእኩም፡

ኣምሲኹም ምድቃስኩም፡

ንእንጌራ ምጽዓርኩም ከንቱ እዩ፣

ንሱስ ንፍቑራቱ ድቃስ ሂብዎም ከሎ እውን ይናብዮም እዩ።+

 3 እንሆ፡ ውሉዳት ካብ የሆዋ እተዋህቡ ርስቲ እዮም፣+

ፍረ ኸርሲ ኸኣ ዓስቢ እዩ።+

 4 ከምቲ ኣብ ኢድ ጅግና ዘሎ ፍላጻታት፡

ውሉዳት ንእስነት ከምኡ እዮም።+

 5 ጕልድባኡ ብኣታቶም ዝመልአ ሰብኣይ ሕጉስ እዩ።+

ኣብ ኣፍ ደገ ኸተማ ምስ ጸላእቲ ኺዛረቡ እዮም እሞ፡

ኣይኪሓፍሩን እዮም።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ