ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 139
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ኣምላኽ ንገላዉኡ ኣጸቢቑ ይፈልጦም

        • ካብ መንፈስ ኣምላኽ ዚሃድም የልቦን (7)

        • ‘ድንቂ ዀይነ ተፈጢረ እየ’ (14)

        • ‘ድቂ ኸለኹ ርኢኻኒ’ (16)

        • ‘ብመገዲ ዘለኣለም ምርሓኒ’ (24)

መዝሙር 139:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 16:6, 7፣ 1ዜና 28:9፣ መዝ 17:3፣ 139:23፣ ኤር 20:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2011፡ ገጽ 15

መዝሙር 139:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 16:13
  • +መዝ 94:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2011፡ ገጽ 15

መዝሙር 139:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ትልክዖ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 28:15፣ 2ሳሙ 8:14፣ እዮ 31:4፣ መዝ 121:8፣ ምሳ 5:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2011፡ ገጽ 15

    1/6/2006፡ ገጽ 5-6

    1/4/1995፡ ገጽ 12-13

መዝሙር 139:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 4:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2014፡ ገጽ 4-5

መዝሙር 139:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እምብዛ ዜገርም።”

  • *

    ወይ፡ “ንምግንዛቡ እምብዛ ይበዝሓኒ እዩ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 26:14፣ 42:3፣ መዝ 40:5፣ ሮሜ 11:33

መዝሙር 139:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮና 1:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2011፡ ገጽ 27

መዝሙር 139:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሲኦል፡” ማለት፡ ሓፈሻዊ መቓብር ደቂ ሰብ። ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 26:6፣ ምሳ 15:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 123

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2011፡ ገጽ 27

መዝሙር 139:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2011፡ ገጽ 27

መዝሙር 139:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 63:8፣ 73:23፣ ኢሳ 41:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2011፡ ገጽ 27

መዝሙር 139:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዳን 2:22
  • +እብ 4:13

መዝሙር 139:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብሓደ ኣሊምካኒ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 22:9፣ 71:6፣ ኤር 1:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 38

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2007፡ ገጽ 21-22

መዝሙር 139:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነዚ ነፍሰይ ኣጸቢቓ ትፈልጦ እያ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:26
  • +መዝ 19:1፣ 104:24፣ 111:2፣ ራእ 15:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 171-173

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2007፡ ገጽ 21

    1/4/1996፡ ገጽ 14

    ዕላማ ህይወት፡ ገጽ 9-10

መዝሙር 139:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 10:10, 11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 38

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2007፡ ገጽ 22

መዝሙር 139:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 172

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 38

    ንቕሑ!፡

    ቍ. 3 2017፡ ገጽ 4

    8/2015፡ ገጽ 5-6

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2007፡ ገጽ 22-23

    15/4/1999፡ ገጽ 4-5

መዝሙር 139:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 55:9
  • +ሮሜ 11:33

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2007፡ ገጽ 23-24

መዝሙር 139:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ገና ምቘጸርክዎ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 40:5
  • +መዝ 63:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2007፡ ገጽ 23-24

መዝሙር 139:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዕዳ ደም ዘለዎም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 5:6

መዝሙር 139:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ከም ሓሳቦም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 20:7

መዝሙር 139:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 19:2፣ 2ቈረ 6:14
  • +መዝ 119:158

መዝሙር 139:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 101:3

መዝሙር 139:23

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዚርብሸኒ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 20:12
  • +መዝ 94:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 60

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2009፡ ገጽ 3

    15/6/2007፡ ገጽ 24-25

    1/9/2006፡ ገጽ 16

    15/6/2001፡ ገጽ 22-23

    1/3/1995፡ ገጽ 6

መዝሙር 139:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 17:3
  • +መዝ 5:8፣ 143:8, 10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 60

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    5/2020፡ ገጽ 29

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2007፡ ገጽ 24-25

    1/9/2006፡ ገጽ 16

    15/6/2001፡ ገጽ 22-23

ሓፈሻዊ

መዝ. 139:11ሳሙ 16:6, 7፣ 1ዜና 28:9፣ መዝ 17:3፣ 139:23፣ ኤር 20:12
መዝ. 139:2ዘፍ 16:13
መዝ. 139:2መዝ 94:11
መዝ. 139:3ዘፍ 28:15፣ 2ሳሙ 8:14፣ እዮ 31:4፣ መዝ 121:8፣ ምሳ 5:21
መዝ. 139:4እብ 4:12
መዝ. 139:6እዮ 26:14፣ 42:3፣ መዝ 40:5፣ ሮሜ 11:33
መዝ. 139:7ዮና 1:3
መዝ. 139:8እዮ 26:6፣ ምሳ 15:11
መዝ. 139:10መዝ 63:8፣ 73:23፣ ኢሳ 41:13
መዝ. 139:12ዳን 2:22
መዝ. 139:12እብ 4:13
መዝ. 139:13መዝ 22:9፣ 71:6፣ ኤር 1:5
መዝ. 139:14ዘፍ 1:26
መዝ. 139:14መዝ 19:1፣ 104:24፣ 111:2፣ ራእ 15:3
መዝ. 139:15እዮ 10:10, 11
መዝ. 139:17ኢሳ 55:9
መዝ. 139:17ሮሜ 11:33
መዝ. 139:18መዝ 40:5
መዝ. 139:18መዝ 63:6
መዝ. 139:19መዝ 5:6
መዝ. 139:20ዘጸ 20:7
መዝ. 139:212ዜና 19:2፣ 2ቈረ 6:14
መዝ. 139:21መዝ 119:158
መዝ. 139:22መዝ 101:3
መዝ. 139:23ኤር 20:12
መዝ. 139:23መዝ 94:19
መዝ. 139:24መዝ 17:3
መዝ. 139:24መዝ 5:8፣ 143:8, 10
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 139:1-24

መዝሙር

ንኣላዪ። ናይ ዳዊት። መዝሙር።

139 ኦ የሆዋ፡ ውሽጠይ ፈቲሽካንን ፈሊጥካንን።+

 2 ንምቕማጠይን ንምትንሳአይን ትፈልጦ።+

ንሓሳባተይ ካብ ርሑቕ ተስተውዕሎ።+

 3 ንጕዕዞይን ንበጥ ምባለይን ትዕዘቦ፣*

ንዅሉ መገድታተይ ድማ ኣጸቢቕካ ትፈልጦ።+

 4 ኦ የሆዋ፡ ሓንቲ ቓል ኣብ ልሳነይ ከየላስ፡

እንሆ፡ ኣጸቢቕካ ትፈልጣ ኢኻ።+

 5 ብድሕረይን ብቕድመይን ከቢብካኒ፣

ኢድካ እውን ኣብ ልዕለይ ኣንቢርካ።

 6 እዚ ፍልጠት እዚ ንምርዳኡ ልዕሊ ዓቕመይ* እዩ።

ኣዝዩ ልዑል ብምዃኑ እውን ክበጽሖ ኣይክእልን እየ።*+

 7 ካብ መንፈስካ ናበይ ከምልጥ እኽእል፧

ካብ ገጽካኸ ናበይ ክሃድም እኽእል፧+

 8 ናብ ሰማይ እንተ ዝድይብ፡ ንስኻ ኣብኡ ምሃለኻ፣

ኣብ መቓብር* ዓራተይ እንተ ዘንጽፍ እውን፡ እንሆ፡ ንስኻ ኣብኡ ምሃለኻ።+

 9 ኣብ ወሰን ባሕሪ ኽነብር ኢለ፡

ብኣኽናፍ ወጋሕታ እንተ ዝነፍር፡

10 ኣብኡ እኳ ኢድካ ምመርሓትኒ፡

የማነይቲ ኢድካ እውን ምሓዘትኒ።+

11 “ብርግጽ ጸልማት ኪኽውለኒ እዩ!” እንተ ዝብል፡

እቲ ኣብ ዙርያይ ዘሎ ለይቲ፡ ብርሃን ምዀነ።

12 ንዓኻስ ጸልማት እኳ ኣይምጸልመተካን፣

የግዳስ፡ ለይቲ ኸም መዓልቲ ምበርሃልካ፣+

ንዓኻስ ጸልማት ከም ብርሃን እዩ።+

13 ንስኻስ ንዀላሊተይ ጌርካየን፡

ኣብ ማሕጸን ኣደይ ድማ ጋሪድካኒ።*+

14 መስተንክርን ድንቅን ኰይነ ተፈጢረ እየ እሞ ኽውድሰካ እየ።+

ግብርታትካ ድንቂ እዩ፣+

ነዚ ኣጸቢቐ እፈልጦ እየ።*

15 ብምስጢር ምስ ተገበርኩ፡

ኣብ መዓሙቝ ምድሪ ምስ ተኣለምኩ፡

ኣዕጽምተይ ካባኻ ኣይተሓብኣን።+

16 ኣዒንትኻ፡ ድቂ ኸለኹ እኳ ርእየናኒ፣

ሓዲኡ እኳ ኸይሃለወ፡

ኵሉ እቲ ኣካላት ብዛዕባ እተሰርሓሉ መዓልትታት

ኣብ መጽሓፍካ ተጻሒፉ ነይሩ፣

17 ሓሳባትካ ንዓይ ክንደይ ኰን ክቡር እዩ!+

ኦ ኣምላኽ፡ ድምሩስ ክንደይ ኰን ብዙሕ እዩ!+

18 ክቘጽሮ እንተ ፈቲነ፡ ካብ ሑጻ ይበዝሕ።+

ምስ ነቓሕኩ፡ ገና ምሳኻ እየ።*+

19 ኦ ኣምላኽ፡ ንእኩይ እባ እንተ ትቐትሎ!+

ሽዑ፡ ዓመጽቲ* ሰባት ካባይ ምረሓቑ፣

20 ንሳቶም ብኽፉእ ሓሳብ* ኣንጻርካ ይዛረቡ፣

ንሳቶም ስምካ ብኸንቱ ዜልዕሉ ተጻረርትኻ እዮም።+

21 ኦ የሆዋ፡ ነቶም ዚጸልኡኻስ ኣይጸልኦምንዶ፧+

ነቶም ካባኻ ዚዓልዉኸ ኣይፍንፍኖምንዶ፧+

22 ፈጺመ እጸልኦም እየ፣+

ናይ ሓቂ ጸላእቲ ዀይኖምኒ ኣለዉ።

23 ኦ ኣምላኽ፡ ውሽጠይ ፈትሽ፡ ልበይ ከኣ ፍለጥ።+

መርምረኒ፡ ዜጨንቐኒ* ሓሳባተይ ድማ ፍለጥ።+

24 ጐዳኢ መገዲ እንተ ኣልዩኒ ርአ፣+

ብመገዲ ዘለኣለም ከኣ ምርሓኒ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ