መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም መሃልየ መሃልይ—ትሕዝቶ መሃልየ መሃልይ ትሕዝቶ እታ ሹላማዊት ኣብ ሰፈር ንጉስ ሰሎሞን (1:1–3:5) 1 መሃልየ መሃልይ (1) ጓል (2-7) ኣዋልድ የሩሳሌም (8) ንጉስ (9-11) “ስልማት ወርቂ ኽንገብረልኪ ኢና” (11) ጓል (12-14) ‘ፍቱወይ ከም ምዑዝ ቍጻር ከርበ እዩ’ (13) ጓሳ (15) “ፍቕርተየ፡ ጽብቕቲ ኢኺ” ጓል (16, 17) ‘ፍቱወየ፡ ጽቡቕ ኢኻ’ (16) 2 ጓል (1) ‘ኣነስ ሳፍሮን እየ’ ጓሳ (2) ‘ፍቕርተይ ከም ዕምባባ ሹሻን እያ’ ጓል (3-14) ‘ባዕሉ ኽሳዕ ዜንቅድሲ፡ ፍቕሪ ኣይተተንስኣ’ (7) ጓሳ ተጠቒሱ (10ለ-14) “ጽብቕተየ፡ ምሳይ ንዒ” (10ለ, 13) ኣሕዋት እታ ጓል (15) “ወኻሩ ሓዙልና” ጓል (16, 17) “ፍቱወይ ናተይ እዩ፡ ኣነ እውን ናቱ እየ” (16) 3 ጓል (1-5) ‘ብለይቲ ነቲ ዘፍቅሮ ደለኽዎ’ (1) እታ ሹላማዊት ኣብ የሩሳሌም (3:6–8:4) 3 ኣዋልድ ጽዮን (6-11) ዓጀባ ሰሎሞን ተገልጸ 4 ጓሳ (1-5) “ፍቕርተየ፡ ጽብቕቲ ኢኺ” (1) ጓል (6) ጓሳ (7-16ሀ) “መርዓተየ፡ ልበይ ማሪኽክዮ” (9) ጓል (16ለ) 5 ጓሳ (1ሀ) ኣንስቲ የሩሳሌም (1ለ) ‘ብፍትወት ስኸሩ!’ ጓል (2-8) ሕልማ ተዘንቱ ኣዋልድ የሩሳሌም (9) ‘ፍቱውኪ ኻብ ካልእ ከመይ ኢሉ ይበልጽ፧’ ጓል (10-16) “ኣብ መንጎ ዓሰርተ ሽሕ ምርኡይ እዩ” (10) 6 ኣዋልድ የሩሳሌም (1) ጓል (2, 3) “ኣነ ናይ ፍቱወይ እየ፣ ፍቱወይ ድማ ናተይ እዩ” (3) ንጉስ (4-10) ‘ከም ቲርጻ ጽብቕቲ ኢኺ’ (4) ኣንስቲ ተጠቒሰን (10) ጓል (11, 12) ንጉስ (ምስ ካልኦት ሓቢሩ) (13ሀ) ጓል (13ለ) ንጉስ (ምስ ካልኦት ሓቢሩ) (13ሐ) 7 ንጉስ (1-9ሀ) ‘ፍቕርተየ፡ ክንደይ ባህ ተብሊ’ (6) ጓል (9ለ-13) “ኣነ ናይ ፍቱወይ እየ፣ ትምኒቱ ኸኣ ናባይ እዩ” (10) 8 ጓል (1-4) “ሓወይ እንተ ትኸውን” (1) እታ ሹላማዊት ተመልሰት፡ ተኣማንነታ ተረጋገጸ (8:5-14) 8 ኣሕዋት እታ ጓል (5ሀ) ‘እዛ ኣብ ፍቱዋ ተመርኲሳ ዘላ መን እያ፧’ ጓል (5ለ-7) “ፍቕርስ ከም ሞት ሓያል እያ” (6) ኣሕዋት እታ ጓል (8, 9) “መንደቕ እንተ ዀይና፡ . . . ማዕጾ እንተ ዀይና ግና፡ . . .” (9) ጓል (10-12) “ኣነስ መንደቕ እየ” (10) ጓሳ (13) ‘ድምጽኺ ግዳ ኣስምዕኒ’ ጓል (14) ‘ከም ሰስሓ ፍጠን’