መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም ሮሜ—ትሕዝቶ ሮሜ ትሕዝቶ 1 ሰላምታ (1-7) ጳውሎስ ናብ ሮሜ ንምብጻሕ ዝነበሮ ድሌት (8-15) ጻድቕ ብእምነት ይነብር (16, 17) ንኣምላኽ ዘይፈርሁ ሰባት ዜመኻንይዎ የብሎምን (18-32) ባህርያት ኣምላኽ ኣብ ፍጥረት ይርአ (20) 2 ፍርዲ ኣምላኽ ኣብ ኣይሁድን ግሪኻውያንን (1-16) ሕልና ዚዓይየሉ መገዲ (14, 15) ኣይሁድን ሕግን (17-24) ግዝረት ልቢ (25-29) 3 ‘ኣምላኽ ሓቀኛ ዀይኑ ይረኸብ’ (1-8) ኣይሁድን ግሪኻውያንን ኣብ ትሕቲ ሓጢኣት እዮም (9-20) ጽድቂ ብእምነት ይርከብ (21-31) ኵሎም ክብሪ ኣምላኽ ጐዲልዎም (23) 4 ኣብርሃም ብእምነት ጸደቐ (1-12) ኣብርሃም፡ ኣቦ እቶም ዚኣምኑ (11) ብእምነት ዚርከብ ተስፋ (13-25) 5 ብክርስቶስ ምስ ኣምላኽ ተዓረቕና (1-11) ሞት ብኣዳም፡ ህይወት ብክርስቶስ (12-21) ሓጢኣትን ሞትን ናብ ኵሉ ሓለፈ (12) ሓንቲ ግብሪ ጽድቂ (18) 6 ምስ ክርስቶስ ሓድነት ኪህልዎም እተጠምቁ ዚረኽብዎ ሓድሽ ህይወት (1-11) ሓጢኣት ኣብ ሰብነትኩም ኣይንገስ (12-14) ካብ ባሮት ሓጢኣት ናብ ባሮት ኣምላኽ (15-23) ዓስቢ ሓጢኣት–ሞት፣ ውህበት ኣምላኽ–ህይወት (23) 7 ካብ ሕጊ እተፈታሕናሉ መገዲ ብምሳሌ ተገልጸ (1-6) ሓጢኣት ብሕጊ ተፈልጠ (7-12) ምስ ሓጢኣት ዘሎና ቓልሲ (13-25) 8 ብመንፈስ ዚርከብ ህይወትን ሓርነትን (1-11) መንፈስ ውሉድነት ይምስክር (12-17) ፍጥረት፡ ሓርነት ደቂ ኣምላኽ ይጽበ (18-25) ‘እቲ መንፈስ ይልምነልና’ (26, 27) ኣምላኽ ኣቐዲሙ ዝመደቦ (28-30)) ብፍቕሪ ኣምላኽ ንስዕር ኢና (31-39) 9 ጳውሎስ በቶም ብስጋ እስራኤላውያን እተሰምዖ ጓሂ (1-5) ናይ ሓቂ ዘርኢ ኣብርሃም (6-13) ኣምላኽ ዚገብሮ ሕርያ ኣብ ሕቶ ዚኣቱ ኣይኰነን (14-26) ኣቕሑ ቝጥዓን ኣቕሑ ምሕረትን (22, 23) ተረፍ ጥራይ ይድሕን (27-29) እስራኤል ተዓንቀፈ (30-33) 10 ጽድቂ ኣምላኽ ብኸመይ ከም ዚርከብ (1-15) ብኣፍ ተኣሚኑ (10) ስም የሆዋ ዚጽውዕ ይድሕን (13) ጽቡቓት ኣእጋር ሰበኽቲ (15) ነቲ ብስራት ኣይተቐበልዎን (16-21) 11 እስራኤል ጠሪሱ ኣይተደርበየን (1-16) ምሳሌ ኦም ኣውልዕ (17-32) ዕምቈት ጥበብ ኣምላኽ (33-36) 12 ንሰብነትኩም ህያው መስዋእቲ ጌርኩም ኣቕርብዎ (1, 2) በበይኑ ውህበት፡ ግናኸ ሓደ ሰብነት (3-8) ብዛዕባ ናይ ሓቂ ክርስትያናዊ ናብራ እተዋህበ ምዕዶ (9-21) 13 ንሰበ ስልጣን ተገዝኡ (1-7) ምኽፋል ግብሪ (6, 7) ፍቕሪ ንሕጊ ትፍጽሞ (8-10) ከም ብመዓልቲ ተመላለሱ (11-14) 14 ንሓድሕድኩም ኣይትፋረዱ (1-12) ንኻልእ ኣይትዓንቅፉ (13-18) ሰላምን ሓድነትን ኣስፍኑ (19-23) 15 ከምቲ ክርስቶስ ዝገበሮ፡ ንሓድሕድኩም ተቓባበሉ (1-13) ጳውሎስ፡ ኣገልጋሊ ኣህዛብ (14-21) መደባት ጕዕዞ ጳውሎስ (22-33) 16 ጳውሎስ ንፌቤን እታ ኣገልጋሊት ኣፋለጦም (1, 2) ናብ ሮማውያን ክርስትያናት እተላእከ ሰላምታ (3-16) ፍልልይ ከይህሉ እተዋህበ መጠንቀቕታ (17-20) ካብ መዓይይቲ ጳውሎስ እተላእከ ሰላምታ (21-24) ቅዱስ ምስጢር ሕጂ ተፈልጠ (25-27)