ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ቈሎሴ—ትሕዝቶ

ቈሎሴ

ትሕዝቶ

  • 1

    • ሰላምታ (1, 2)

    • ብዛዕባ እምነት ሰብ ቈሎሴ ዝቐረበ ምስጋና (3-8)

    • መንፈሳዊ ዕቤት ኪገብሩ እተጸለየ ጸሎት (9-12)

    • ክርስቶስ ዘለዎ ኣገዳሲ ግደ (13-23)

    • ጳውሎስ ምእንቲ እታ ጉባኤ ዝገበሮ ጻዕሪ (24-29)

  • 2

    • ቅዱስ ምስጢር ኣምላኽ፡ ክርስቶስ (1-5)

    • ካብ መታለልቲ ተጠንቀቑ (6-15)

    • እቲ ናይ ሓቂ፡ ክርስቶስ እዩ (16-23)

  • 3

    • ኣረጊት ስብእናን ሓድሽ ስብእናን (1-17)

      • ኣካላትኩም ቅተሉ (5)

      • ፍቕሪ፡ ፍጽምቲ ማእሰር ሓድነት (14)

    • ንክርስትያን ቤተ ሰብ እተዋህበ ምኽሪ (18-25)

  • 4

    • ንጐይተት እተዋህበ ምኽሪ (1)

    • “ብጸሎት ጽንዑ” (2-4)

    • ምስቶም ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ብጥበብ ምምልላስ (5, 6)

    • ናይ መወዳእታ ሰላምታ (7-18)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ