ድሕሪት ገበር
ኢሳይያስ 40:11 ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ፡ “ንመጓሰኡ ኸም ጓሳ ኺከናኸነን እዩ። ንዕያውቲ ኣብ ቅልጽሙ ኺእክበን፡ ኣብ ሕቝፉ ድማ ኪስከመን እዩ” ትብለና። ነዛ ኣብ ሕቝፊ ጓሳኣ ዘላ ዕየት ክትርኢ ኸለኻ፡ ምስ ሰማያዊ ኣቦኻ ኸምኡ ዝበለ ቕርርብ ኪህልወካ ሃረር ትብልዶ፧ እሞኸ ደኣ ብኸመይ ኢኻ ንየሆዋ ኽትቀርቦ እትኽእል፧
ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።
እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።