ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • CA-copgm17 ገጽ 4
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
  • መደብ ኣኼባ ወረዳ 2016-2017—ምስ ሓላው ወረዳ (CA-copgm17)
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ምእንቲ ኽትረኽብዋ . . . ጕየዩ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ኣምላኻዊ ባህርያት ኣማዕብል—እምነት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ብሓቂዶ ብወንጌል ትኣምን ኢኻ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
  • “እምነት ወስኸና”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
ዝያዳ ርአ
መደብ ኣኼባ ወረዳ 2016-2017—ምስ ሓላው ወረዳ (CA-copgm17)
CA-copgm17 ገጽ 4

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ፦

  1. ኣብ ዝዀነ ይኹን ኵነታት እምነት ክትህልወና ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ (ማር. 11:22)

  2. ነቲ ብዛዕባ የሆዋ ዚገልጽ ስእላዊ ቓላት ምስ እነስተንትነሉ ብኸመይ ንጥቀም፧ (መዝ. 28:7፣ ሉቃ. 11:11-13፣ ዘዳ. 32:4፣ መዝ. 23:1)

  3. እምነትና ኸነዕቢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ማር. 9:24)

  4. እቲ “ብቐሊሉ ዚሓላልኸና ሓጢኣት” እንታይ እዩ፧ ብኸመይከ ኸነወግዶ ንኽእል፧ (እብ. 12:1)

  5. እቶም ናይ ሓቂ እምነት ዘላቶም ዓስቦም ከም ዚረኽቡ ዜተኣማምነና እንታይ እዩ፧ (እብ. 11:6)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ