ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w98 15/7 ገጽ 24
  • ዓመታዊ ኣኼባ 3 ጥቅምቲ 1998

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ዓመታዊ ኣኼባ 3 ጥቅምቲ 1998
  • መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1998
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዓመታዊ ኣኼባ 3 ጥቅምቲ 1998
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1998
  • ዓመታዊ ኣኼባ 7 ጥቅምቲ 2000
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
  • ዓመታዊ ኣኼባ 7 ጥቅምቲ 2000
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
  • ዓመታዊ ኣኼባ 4 ጥቅምቲ 1997
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1997
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1998
w98 15/7 ገጽ 24

ዓመታዊ ኣኼባ 3 ጥቅምቲ 1998

ዓመታዊ ኣኼባ ኣባላት ናይ ማሕበር ግምቢ ዘብዐኛ መጽሓፍ ቅዱስን ትራክትን ፐንሲልቫንያ 3 ጥቅምቲ 1998 ኣብቲ ኣብ ኒው ጀርሲ: ጀርሲ ሲቲ 2932 ኬነዲ ቡልቫርድ ዝርከብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ናይ ኣሰምብሊ ኣደራሽ ክግበር ኢዩ። እቶም ኣባላት ጥራይ ዝገብርዎ ናይ መጀመርታ ኣኼባ ሰዓት 9:15 ቅ.ቐ. ክግበር ኢዩ: ስዒቡ ሰዓት 10:00 ቅ.ቐ. ድማ ሓፈሻዊ ዓመታዊ ኣኼባ ክግበር ኢዩ።

ኣባላት ናይቲ ትካል ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝዀነ ይኹን ናይ ኣድራሻታት ለውጢ ዝገበርዎ እንተድኣ ኣሎ ዀይኑ: እቲ ናይ ምልክታ ደብዳበን ናይ መምረጺ ወረቐትን ኣብ ሓምለ ምእንቲ ክበጽሖም ነቲ ጸሓፊ ሕጂ ከፍልጥዎ ይግባእ።

እቲ ነቶም ኣባላት ምስቲ ናይ ዓመታዊ ኣኼባ ምልክታ ዝስደደሎም ናይ መምረጺ ወረቐት: ነቲ ናይ ማሕበር ጸሓፊ ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ከይደንጐየ ቅድሚ 1 ነሓሰ ምእንቲ ክበጽሖ ክምለስ ኣለዎ። ነፍሲ ወከፍ ኣባል ብኣካል ኣብቲ ኣኼባ ክህሉ ምዃኑን ዘይምዃኑን ብምጥቃስ ነቲ ናይ መምረጺ ወረቐት ቀልጢፉ ብምምላእ ክመልሶ ኣለዎ። እቲ ናይ መምረጺ ወረቐት ብኣካል መን ኣብቲ ኣኼባ ከም ዝርከብ ንምውሳን ዝጠቅም ስለ ዝዀነ: ብዛዕባ እዚ ነጥቢ እዚ ነፍሲ ወከፍ ኣብኡ ተዋሂቡ ዘሎ ሓበሬታ ንጹር ክኸውን ኣለዎ።

እቲ ፕሮግራም ብምሉኡ: ነቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ኣኼባን ጸብጻብን ሓዊስካ: ሰዓት 1:00 ድ.ቐ. ወይ ድሕሪኡ ቁሩብ ጸኒሑ ክውዳእ ትጽቢት ተገይርሉ ኣሎ። ናይ ድሕሪ ቐትሪ ፕሮግራም ኣይክህሉን ኢዩ። ብምኽንያት እቲ ዘሎና ውሱን ቦታ: ምእታው ብወረቐት ጥራይ ክኸውን ኢዩ። ነቲ ዓመታዊ ኣኼባ ናብ ካልኦት ኣደራሻት ብቴሌፎን ናይ ምትሕልላፍ መደብ ኣይክህሉን ኢዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ