ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w08 1/8 ገጽ 32
  • ገጽ 32

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ገጽ 32
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
w08 1/8 ገጽ 32

ገጽ 32

◼ እቲ ብዛዕባ መጻኢ ዚገልጽ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ መብጽዓታት ከም ዚፍጸም ክትኣምን ዜኽእለካ ኣርባዕተ ምኽንያት እንታይ እዩ፧ ገጽ 8 ርአ።

◼ ሓቲትካዮ ምላሽ ንዘይህበካ ዀተቴ ብኸመይ ከተዘራርቦ ትኽእል፧ ገጽ 11 ርአ።

◼ ወለዲ ንደቆም: መማሰውቲ ንኪዀኑ ምእንቲ ኺምህርዎም እንታይ ስጕምትታት ኪወስዱ ይኽእሉ፧ ገጽ 13 ርአ።

◼ የሱስ ንኣይሁድ ኪሰብኽ ከሎ: ስም ኣምላኽ ይጥቀምዶ ነይሩ፧ ገጽ 19 ርአ።

◼ ንሓደ ኣብ መክሲኮ ዚርከብ ኣባል ንኣሽቱ ሰይጣውንቲ እተባህለ ጕጅለ ዓዋሉ ዝነበረ ሰብ: ኣብ ህይወቱ ዓብዪ ለውጢ ንኺገብር ዝደረኾ እንታይ እዩ፧ ገጽ 28 ርአ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ