ገጽ ሰላሳን ክልተን
ሰብ ናብ ሰማይ ኪኸይድ ድዩ ተፈጢሩ፧ ገጽ 5 ርአ።
ዓስቢ ጻድቃን ምእንቲ ኽንረክብ እንታይ ክንገብር ኣሎና፧ ገጽ 6 ርአ።
ክርስትያናት ሰንበት ኬብዕሉ ትጽቢት ይግበረሎም ድዩ፧ ገጽ 13-15 ርአ።
ነቶም ናይ ሓቂ ኣምለኽቲ ብኸመይ ከተለልዮም ትኽእል፧ ገጽ 16-17 ርአ።
እንዳ ኣሕሙኻ ብቐጻሊ ኣብ ሓዳርካ ጣልቃ ዚኣትዉ እንተ ዀይኖም፡ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧ ገጽ 26-28 ርአ።