ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w12 1/7 ገጽ 32
  • ገጽ ሰላሳን ክልተን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ገጽ ሰላሳን ክልተን
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
w12 1/7 ገጽ 32

ገጽ ሰላሳን ክልተን

ኣምላኽ ንጸሎትና ዚሰምዖ እንተ ደኣ ዀይኑ፡ መከራ ኺህሉ ዝፈቐደ ስለምንታይ እዩ፧

ገጽ 6-8 ርአ።

ሓንቲ ኣብ ፊሊፒንስ እትነብር ሰበይቲ፡ ነቲ ዝነበራ ወልፊ ኣልኮላዊ መስተ ንኽትሓድጎን ሓዳራ ንኸተመሓይሽን ዝሓገዛ እንታይ እዩ፧

ገጽ 12-13 ርአ።

ኣምላኽ ይቕረ ኺብለልና ኸሎ፡ ንጌጋና ይርስዖ ድዩ፧

ገጽ 18 ርአ።

ካብታ እምንቲ ሰበይቲ ዝነበረት ሩት፡ ብዛዕባ ፍቕርን ተኣማንነትን እንታይ ክንመሃር ንኽእል፧

ገጽ 23-28 ርአ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ