መእተዊ
እንታይ ይመስለካ፧
መጽሓፍ ቅዱስ ቃል ኣምላኽ እንተ ደኣ ዀይኑ፡ ንህላወኡ ዜስግእ ንዘበለ ነገራት ኪሰግሮ ድዩ ዘለዎ፧
መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ይብል፦ “ሳዕሪ ይነቅጽ፡ ዕምባባ ይጽምሉ፣ ቃል ኣምላኽና ግና ንዘለኣለም ይነብር።”—ኢሳይያስ 40:8።
እዘን ቀጺለን ዘለዋ ተኸታተልቲ ዓንቀጻት፡ ዜደንቕ ታሪኽ ዕቃበ መጽሓፍ ቅዱስ ይገልጻ።
ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።
እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።