መእተዊ
እንታይ ይመስለካ፧
ሓደ ሰብ፡ ‘ሰማይ እንታይ ይመስል፧’ ኢሉ እንተ ዚሓትተካ፡ እንታይ ኢልካ ምመለስካ፧
የሱስ፡ “ኣነ ኻብ ላዕሊ እየ” ስለ ዝበለ፡ ካብኡ ኽንምሃር ንኽእል ኢና። —ዮሃንስ 8:23።
እዛ ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ እዚኣ፡ የሱስን ኣቦኡን ብዛዕባ ሰማይ እንታይ ከም ዝበሉ ትገልጽ።
ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።
እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።