ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • wp17 ቍ. 3 ገጽ 1-2
  • ኣርባዕተ ፈረሰኛታት—ምግላቦም ብኸመይ ይጸልወካ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣርባዕተ ፈረሰኛታት—ምግላቦም ብኸመይ ይጸልወካ፧
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2017
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2017
wp17 ቍ. 3 ገጽ 1-2
መጽሔት ግምቢ ዘብዐኛ፡ ቍ. 3, 2017 | ኣርባዕተ ፈረሰኛታት—ምግላቦም ብኸመይ ይጸልወካ፧

ኣርባዕተ ፈረሰኛታት​—ምግላቦም ብኸመይ ይጸልወካ፧

ቍ. 3 2017

© 2017 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ።

ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ www.pr2711.com ርአ።

ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ —ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።

እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ማለት ግምቢ ዘብዐኛ፡ ነቲ ዝለዓለ ጐይታ ዅሉ ፍጥረት ዝዀነ የሆዋ ኣምላኽ ተኽብሮ እያ። እታ ኣብ ሰማይ እትርከብ መንግስቲ ኣምላኽ ድሕሪ ሓጺር ግዜ ንዅሉ እከይ መወዳእታ ኸም እትገብረሉን ንምድሪ ናብ ገነት ከም እትቕይራን ብምግላጽ ንሰባት ብብስራት ተጸናንዕ። ኣብቲ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኽንረክብ ኢሉ ዝሞተ፡ ሕጂ ድማ ኣብ ሰማይ ንጉስ መንግስቲ ኣምላኽ ኰይኑ ዚገዝእ ዘሎ የሱስ ክርስቶስ፡ እምነት ከነሕድር ተተባብዕ። እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ካብ 1879 ኣትሒዛ ኸየቋረጸት ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እትሕተም ዘላ ኻብ ፖለቲካዊ ጕዳያት ናጻ ዝዀነት መጽሔት እያ። ቀንዲ ምንጪ እቲ ኣብዛ መጽሔት እዚኣ ዘሎ ሓሳብ፡ መጽሓፍ ቅዱስ እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ