ሕታም መጽናዕቲ
ግንቦት 2017
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 3-30 ሓምለ 2017
© 2017 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ገበር፦
ኤኳዶር
ኣብታ ኦታቫሎ እትብሃል ኣብ ሰሜናዊ ኤኳዶር እትርከብ ከተማ፡ ሓንቲ ስርዕቲ ፈላሚት ንሓንቲ ሸያጢት ኢደ ጥበባዊ ስርሓት ብቛንቋ ኴቹዋ (ኢምባቡራ) መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ ትነግራ።
ኣስፋሕቲ
90,110
መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ
148,637
ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ (2016)
274,593
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ።
ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ www.pr2711.com ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ —ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።