ትሕዝቶ
2-8 ሚያዝያ 2018 ዘላ ሰሙን
3 ኣስኣሰር እምነትን ተኣዛዝነትን ኖህን ዳንኤልን እዮብን ስዓብ
9-15 ሚያዝያ 2018 ዘላ ሰሙን
8 ከም ኖህን ዳንኤልን እዮብን ጌርካ ንየሆዋ ትፈልጦ ዲኻ፧
ኖህን ዳንኤልን እዮብን ከምቲ ሎሚ ዘጋጥመና ዘሎ ጸገማት ኣጋጢምዎም እዩ። እሙናትን እዙዛትን ኪዀኑ ዝሓገዞም ደኣ እንታይ እዩ፧ ንየሆዋ ኣጸቢቖም ኪፈልጥዎን ንጽህናኦም ኪሕልዉን ዝኸኣሉ ብኸመይ እዮም፧ እዘን ክልተ ዓንቀጻት እዚአን፡ ነዚ ሕቶታት እዚ ኺምልሳ እየን።
16-22 ሚያዝያ 2018 ዘላ ሰሙን
18 መንፈሳዊ ሰብ ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧
23-29 ሚያዝያ 2018 ዘላ ሰሙን
23 ከም መንፈሳዊ ሰብ መጠን ንቕድሚት ገስግስ!
ኣብታ ቐዳመይቲ ዓንቀጽ፡ መንፈሳውነት እንታይ ማለት ከም ዝዀነን ኣብነት ካብ ዝዀኑ መንፈሳውያን ሰባት እንታይ ክንምሃር ከም እንኽእልን ክንርኢ ኢና። ኣብታ ኻልአይቲ ዓንቀጽ ድማ፡ መንፈሳውነት ከነማዕብልን ኣብ መዓልታዊ ህይወትና ኽንጥቀመሉን እንኽእል ብኸመይ ምዃኑ ኽንመያየጥ ኢና።
31 ካብ መዛግብትና