ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w18 ሚያዝያ ገጽ 2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
w18 ሚያዝያ ገጽ 2

ትሕዝቶ

4-10 ሰነ 2018 ዘላ ሰሙን

3 መገዲ ናይ ሓቂ ሓርነት

11-17 ሰነ 2018 ዘላ ሰሙን

8 ነቲ ኣምላኽ ሓርነት ዝዀነ የሆዋ ኣገልግሎ

ኣብ መላእ ዓለም ዘለዉ ሰባት፡ ዝያዳ ሓርነት ኪረኽቡ ይጽዕሩ እዮም። ክርስትያናት ብዛዕባ ሓርነት እንታይ ዓይነት ኣረኣእያ እዩ ኺህልዎም ዘለዎ፧ እዘን ክልተ ዓንቀጻት እዚአን፡ ናይ ሓቂ ሓርነት እንታይ ምዃኑን ብኸመይ ክንረኽቦ ኸም እንኽእልን ነቲ ዝረኸብናዮ ተዛማዲ ሓርነት ንጥቕሚ ርእስናን ንጥቕሚ ኻልኦትን ብኸመይ ክንጥቀመሉ ኸም እንኽእልን ኪገልጻ እየን። ልዕሊ ዅሉ ድማ፡ ነቲ ኣምላኽ ናይ ሓቂ ሓርነት ዝዀነ የሆዋ ብኸመይ ከነኽብሮ ኸም እንኽእል ክንምሃር ኢና።

13 ኣቱም እተሸምኩም ሰብኡት—ካብ ጢሞቴዎስ ተምሃሩ

18-24 ሰነ 2018 ዘላ ሰሙን

15 ነቲ ዜተባብዕ ኣምላኽና የሆዋ ንምሰሎ

25 ሰነ 2018–1 ሓምለ 2018 ዘላ ሰሙን

20 ንሓድሕድና “ብዝያዳ” ንተባባዕ

እዘን ዓንቀጻት እዚአን፡ የሆዋ ወትሩ ንኣገልገልቱ ኸም ዜተባብዖምን ኣገልገልቱ እውን ኣብ ዝሓለፈ ዘመናት ኣብነቱ ብምስዓብ ንኻልኦት ከም ዜተባብዑን ይገልጻ። ሎሚ ኻብ ቅድሚ ሕጂ ብዝያዳ ንሓድሕድና ኽንተባባዕ ዘሎና ስለምንታይ ከም ዝዀነ ኽንርኢ ኢና።

2-8 ሓምለ 2018 ዘላ ሰሙን

25 ኣቱም መንእሰያት፡ ኣብ መንፈሳዊ ሸቶታት ዲኹም እተተኵሩ፧

ኣብ ጉባኤ ዘለዉ መንእሰያት ንየሆዋ ኣብ ምሕጓስ ዜተኵሩ እንተ ደኣ ዀይኖም ንርእሶም ይጥቀሙ እዮም። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ካብ ንእስነትካ ኣትሒዝካ መንፈሳዊ ሸቶታት ምውጻእን ንኣገልግሎት ቀዳምነት ምሃብን ዘለዎ ጥቕምታት ትገልጽ።

30 ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

32 ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ