ሕታም መጽናዕቲ
ግንቦት 2018
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 9 ሓምለ–5 ነሓሰ 2018
© 2018 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ገበር፦
ሰራ ልዮን
ኣብታ ነዊሕ ክራማት ዘለዋ ርእሲ ኸተማ ዝዀነት ፍሪታውን፡ ክልተ ፈለምቲ ንሓንቲ ሓላፊት መገዲ ትራክት የበርክታላ
ኣስፋሕቲ
2,171
መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ
5,291
ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ (2017)
8,831
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ።
ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ www.pr2711.com/ti ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።