ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w18 ሕዳር ገጽ 2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
w18 ሕዳር ገጽ 2

ትሕዝቶ

31 ታሕሳስ 2018–6 ጥሪ 2019 ዘላ ሰሙን

3 “ንሓቂ ዓድጋ እሞ ኸቶ ኣይትሽጣ”

7-13 ጥሪ 2019 ዘላ ሰሙን

8 “ብሓቅኻ ኽመላለስ እየ”

እዘን ክልተ ዓንቀጻት እዚአን፡ ብዛዕባ ዋጋ እታ የሆዋ ዚህበና ኽብርቲ ሓቂ ይገልጻ። ዋጋ ሓቂ ኻብ ኵሉ እቲ ኽንከፍሎ እንኽእል መስዋእቲ ኣጸቢቑ ይበልጽ። ብዘይካዚ፡ እዘን ዓንቀጻት እዚአን፡ ንሓቂ ወትሩ ኸም ክብርቲ ጌርና ምእንቲ ኽንርእያ፡ ንሓደ ኽፋል እታ የሆዋ ዝመሃረና ኽብርቲ ሓቂ እውን እንተ ዀነ ኣሕሊፍና ምእንቲ ኸይንህብ፡ እንታይ ክንገብር ከም ዘሎና ይገልጻ።

14-20 ጥሪ 2019 ዘላ ሰሙን

13 ብየሆዋ ተኣመን እሞ ብህይወት ክትነብር ኢኻ

ጭንቂ ኼጋጥመና ኸሎ፡ ከመይ ጌርና ብየሆዋ ኸም እንእመን፡ ኣብ መጽሓፍ ኣንባቆም ተገሊጹ ኣሎ። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ጭንቀትናን ፈተናናን ስቓይናን እኳ እንተ በዝሐ፡ ኣብ መወዳእታ እቲ ኣብ የሆዋ ዘሎና እምንቶ፡ ድሕነት ከም ዜምጽኣልና ትገልጽ።

21-27 ጥሪ 2019 ዘላ ሰሙን

18 ንኣተሓሳስባኻ ዚቐርጾ ዘሎ መን እዩ፧

28 ጥሪ 2019–3 ለካቲት 2019 ዘላ ሰሙን

23 ንኣተሓሳስባኻ ኸም ኣተሓሳስባ የሆዋ ትገብሮዶ ኣለኻ፧

ብመንፈሳዊ መዳይ እናዓበና ምስ ከድና፡ ኣተሓሳስባ የሆዋ ብሉጽ ምዃኑ ንርዳእ ኢና። እዘን ክልተ ዓንቀጻት እዚአን፡ ኣተሓሳስባ ዓለም ከይቀርጸና ብኸመይ ክንጥንቀቕ ከም እንኽእልን ንኣተሓሳስባና ኸመይ ጌርና ኸም ናይ የሆዋ ኸም እንገብሮን ይገልጻ።

28 ለውሃት—ብቓልን ብተግባርን እትግለጽ ባህርይ

31 ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

32 ንየሆዋ እንታይ ውህበት ክንህቦ ንኽእል፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ