ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 11/03 ገጽ 3
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2003
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2003
km 11/03 ገጽ 3

ምልክታታት

◼ ዝዕደል ጽሑፋት ኣብ ሕዳር:- ኣምላኽ ካባና ዝደልዮ ብቕዓት እንታይ ኢዩ፧ ወይ ናብ ዘለኣለማዊ ህይወት ዝመርሕ ፍልጠት። እዚ ጽሑፋት እዚ ንዘለዎም ሰባት ከኣ ሓድነት ኣምልኾ ወይ ናይ ቀደም ጽሑፋት ክዕደል ይከኣል እዩ። ታሕሳስ:- ኣብ ምድሪ ይነብሩ ካብ ዝነበሩ እቲ ዝዓበየ ሰብኣይ። ከም ኣማራጺ መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት: ዘ ባይብል—ጎድስ ዎርድ ኦር ማንስ፧: ወይ ኣብ ገነት ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር ትኽእል ኢኻ።

◼ እቲ ኣወሃሃዲ ተዓዛቢ ወይ ንሱ ዝወከሎ ሓው 1 ታሕሳስ ወይ ድሕሪኡ ኣብ ዝቐልጠፈ ግዜ ነቲ ናይ ጉባኤ ሕሳብ ክምርምሮ ኣለዎ። እዚ ምስ ተገብረ ደድሕሪ እቲ ኣብ ቀጻሊ ግዜ ዝህሉ ናይ ሕሳብ ጸብጻብ ነታ ጉባኤ ምልክታ ይንገር።

◼ ጉባኤታት በቲ ኣብ ዝቕጽል ዝለኣኽ ናይ ጽሑፋት መሕተቲ ቕጥዒ ገይረን ናይ 2003 ግምቢ ዘብዐኛ ከምኡውን ንቕሑ! ጥሙር ጥራዛት ካብ ሕጂ ጀሚረን ክሓታ ኣለወን።

◼ ኣብቲ ንዓለምለኻዊ ዕዮ ዝብል ሳጹን ወይ ኣብቲ ንማዕከን ኣደራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ዝብል ሳጹን ብቸክ ኣቢልካ ዝወሃብ ወፈያታት: “ንናይ የሆዋ መሰኻኽር” ዝኽፈል ምዃኑ ኽጸሓፈሉ ኣለዎ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ