ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/08 ገጽ 5
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2008
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2008
km 3/08 ገጽ 5

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ መጋቢት:- መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧፣ ሚያዝያን ግንቦትን:- መጽሔታት፣ ሰነ:- መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧

◼ ጉባኤታት ሓደስቲ ሕታማት ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ንቕሑ! ምስ መጸን ብኡንብኡ ንኣስፋሕቲ ኪቕርባሎም ኣለወን። እዚ ኸኣ ነቶም ኣስፋሕቲ ምስ ትሕዝቶ እቲ ኣብ ኣገልግሎት ዜበርክትዎ መጽሔታት ንኺላለዩ ይሕግዞም።

◼ እቲ ኣስተናባሪ ሓላዊ ዝመዘዞ ሓው: ናይ ታሕሳስ: ጥሪ: ከምኡውን ለካቲት ሕሳብ እታ ጉባኤ ኺምርምሮ ኣለዎ። ሓደ ሓው ተኸታታሊ ምርመራ ሕሳብ ኪገብር የብሉን። እቲ ሕሳብ ምስ ተመርመረ: ኣብ ቀጻሊ ግዜ ዚህሉ ናይ ሕሳብ ጸብጻብ ነታ ጉባኤ ምልክታ ኺንገራ ኣለዎ።—መምርሒታት ሕሳብ ጉባኤ (S-27) ርአ።

◼ ናይ 2008 ኣኼባ ኣውራጃ ዚግበረሉ ዕለትን ቦታን:-

3-5 ጥቅ. ኣዲስ ኣበባ ኣምሓርኛ

10-12 ጥቅ. ኣዲስ ኣበባ ኣምሓርኛ/ቋንቋ ምልክት

ድሬዳዋ ኣምሓርኛ

ነቀምቴ ኣምሓርኛ

ሶዶ ኣምሓርኛ

17-19 ጥቅ. ኣዲስ ኣበባ ኣምሓርኛ

ደሴ ኣምሓርኛ

ጊምቢ ኦሮምኛ

ናዝሬት ኣምሓርኛ

ይርጋኣለም ሲዳምኛ

24-26 ጥቅ. ኣዲስ ኣበባ ኣምሓርኛ/እንግሊዝኛ

ኣምቦ ኦሮምኛ

ኣለታ ወንዶ ኣምሓርኛ

ሻሸመኔ ኣምሓርኛ

31 ጥቅ.–2 ሕዳ. ኣዲስ ኣበባ ኣምሓርኛ

ባህር ዳር ኣምሓርኛ

ጅማ ኣምሓርኛ

መቐለ ትግርኛ

ሶዶ ወላይትኛ

◼ ፍረ ነገር ኣኼባ ኣውራጃ 2008: “ብመንፈስ ኣምላኽ ዚምርሑ” ዚብል እዩ። ናይ መጻኢ ሕታም ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና ብሕታዊ መደባትካ ንኸተጻፍፍን ኣብ ሰለስቲኡ መዓልቲ እቲ ኣኼባ ኣውራጃ ንኽትካፈልን ዚሕግዘካ ዝርዝር ሓበሬታ ሒዛ ኽትወጽእ እያ። ኣብ ሰለስቲኡ መዓልቲ እቲ ኣኼባ ንኽትካፈል ካብ ኣስራሒኻ ዕረፍቲ ኽትሓትት እንተ ደኣ ኣድልዩካ: ከምዚ ንምግባር ኣይትደናጐ።

◼ ኣብ መኽዘን ዝመጸ ሓድሽ:- ትግርኛ:- ካብ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት ተጠቐም፣ እንግሊዝኛ:- ቱ ዘ ኤንድስ ኦቭ ዘ ኤርዝ/ዲቫይን ቲቺንግ ኣብ ዲቪዲ፣ ፈረሳይኛ:- ቅዱሳት ጽሑፋት መዓልቲ መዓልቲ ምምርማር 2008።

◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ:- ስጳንኛ:- መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፣ ትግርኛ:- ንየሆዋ ቕረቦ፣ ራእይ ፍጻሜኡ፣ ኦሮምኛ:- መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፣ ፈረንሳይኛ:- ሪዝኒን፣መንእሰያት ዝሓትዎ ሕቶታት፣ ንዅሎም ሰባት ዝኸውን መጽሓፍ፣ ዓርኪ ኣምላኽ፣ መገዲ ናይ ዘለኣለም ህይወት።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ