ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 2/15 ገጽ 4
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 2/15 ገጽ 4

ምልክታታት

◼ ለካቲት፦ ብስራት ኣምላኽ ወይ ንኣምላኽ ስምዓዮ ወይ ከኣ ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ። (እታ ንኣምላኽ ስምዓዮ እትብሃል ብሮሹር፡ ብዙሕ ትምህርቲ ንዘይብሎም ወይ ከኣ ፈጺሞም ንዘይተማህሩ ኽትጥቀሙላ ትኽእሉ ኢኹም። እዚኣቶም ንሕጻናት እውን የጠቓልሉ እዮም።) መጋቢትን ሚያዝያን፦ መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛን ንቕሑ!ን። ግንቦት፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ወይ ካብዘን ዚስዕባ ትራክትታት፦ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧ (T-30)፡ ንመጻኢ ብኸመይ ኢኻ እትርእዮ፧ (T-31)፡ መፍትሕ ሓጐስ ስድራ ቤት እንታይ እዩ፧ (T-32)፡ ንዓለም ዚቈጻጸራ ዘሎ መን እዩ፧ (T-33)፡ መከራ የኽትም ደዀን ይኸውን፧ (T-34)፡ ምዉታት ኪትንስኡ ድዮም፧ (T-35)፡ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧ (T-36)፡ ንኣገዳሲ ሕቶታት ህይወት ኣበይ መልሲ ኽንረኽበሉ ንኽእል፧ (T-37)፡ ሓቂ ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧ (kt)።

◼ እቲ ኣብ ወቕቲ በዓል ዝኽሪ 2015 ዚውሃብ ፍሉይ መደረ ኣርእስቱ፡ “ፍጹም ሓጐስ ስድራ ቤት ዚህልወሉ ግዜ ቐሪቡ!” ዚብል እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ