ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/15 ገጽ 8
  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 3/15 ገጽ 8

ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብ መዛዘሚ ዝሓለፈ ኣገልግሎት ዓመት 3% ወሰኽ ኣስፋሕቲ ነይሩ። 513 ተጠሚቖም፡ 22 ድማ ምንባብን ምጽሓፍን ተማሂሮም። ነዞም ሓደስቲ ተጠመቕቲ ብሓጐስ ሓንጐፋይ ኢልና ንቕበሎም፣ ተወሰኽቲ ሰባት፡ መንፈሳዊ ምግቢ ባዕሎም ኬንብቡ ብምኽኣሎም ከኣ ተሓጒስና ኢና። ሰባት ምንባብን ምጽሓፍን ንኪኽእሉ ኣበርክቶ ንዝገበርኩም መምህራን እውን ከነመስግነኩም ንፈቱ፣ በዚ መዳይ እዚ ሓገዝ ንዜድልዮም ሰባት ንምሕጋዝ ወትሩ ንኽትጽዕሩ ኸኣ ነተባብዓኩም። እተዓደለ መጽሔት ብ23%፡ እተዓደለ መጻሕፍቲ ብ38%፡ እተዓደለ ብሮሹራት ከኣ (እንተላይ ትራክት) ብ845% ወሲኹ። እዚ ንሓያሎ ሰባት ነቲ ኽቡር ሓቅታት ቃል ኣምላኽ ንኺፈልጡ ኣጋጣሚ ስለ ዚኸፍተሎም ብሓቂ ዜደንቕ እዩ። ሃየ እምበኣር፡ ንሕታማትና፡ ብፍላይ ከኣ ንመጽሔታትናን ንትራክትታትናን ወትሩ ብጽቡቕ ንጠቐመሉ። ምስናይዚ እውን፡ ንእተረኽበ ተገዳስነት ብምምዝጋብን ብምክትታልን ነቲ እተዘርአ ኽቡር ዘርኢ ‘ኸተስትይዎ’ ነተባብዓኩም።—1 ቈረ. 3:6።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ