ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ለካቲት ገጽ 7
  • ኣስቴር ንህዝቢ ኣምላኽ ተሓለቐትሎም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣስቴር ንህዝቢ ኣምላኽ ተሓለቐትሎም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንህዝቢ ኣምላኽ ተሓለቐትሎም
    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ
  • ንህዝቢ ኣምላኽ ተሓለቐትሎም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ብጥበብን ብትብዓትን ጥቕሚ ርእሳ ብምስዋእን ስጕምቲ ወሰደት
    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ
  • ብጥበብን ብትብዓትን ጥቕሚ ርእሳ ብምስዋእን ስጕምቲ ወሰደት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ለካቲት ገጽ 7

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኣስቴር 1-5

ስቴር ንህዝቢ ኣምላኽ ተሓለቐትሎም

ኣስቴር ንህዝቢ ኣምላኽ ኣብ እተሓለቐትሎም እዋን ፍሉይ እምነትን ትብዓትን ኣርኣየት

  • ከይተጸዋዕካ ናብ ንጉስ ምእታው ሞት ኬስዕብ ይኽእል ነይሩ። ኣስቴር ድማ ን30 መዓልቲ ናብ ንጉስ ኣይተጸውዐትን እያ ነይራ

  • እቲ ዘርክሲስ ቀዳማይ ተባሂሉ እውን ዚፍለጥ ንጉስ ኣሓሽዌሮስ፡ ኣዝዩ ቝጡዕ ሰብ እዩ ነይሩ። ሓደ እዋን ንኻልኦት መጠንቀቕታ ምእንቲ ኪኸውን ኢሉ፡ ንሓደ ሰብኣይ ኣብ ክልተ ኪቝረጽ ኣዚዙ እዩ። ብዘይካዚ፡ ዋሽቲ ንዕኡ ብዘይምእዛዛ ኻብ ንግስነታ ኣውሪዱዋ እዩ

  • ኣስቴር ኣይሁዳዊት ከም ዝዀነት ክትገልጽ ነይርዋ፣ ነቲ ንጉስ ድማ ዚኣምኖ ኣማኻሪኡ ኸም ዘታለሎ ኸተእምኖ ነይርዋ

ኣብ ውሽጢ ቤተ መንግስቲ፡ ንግስቲ ኣስቴር ንጫፍ እታ ንጉስ ኣሓሽዌሮስ ዝዘርግሓላ ዘንጊ ትትንክፍ
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ