ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ግንቦት ገጽ 2
  • 2-8 ግንቦት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 2-8 ግንቦት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ግንቦት ገጽ 2

2-8 ግንቦት

እዮብ 38-42

  • መዝሙር 18ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ምእንቲ ኻልኦት ምጽላይ ንየሆዋ የሐጕሶ”፦ (10 ደቒቕ)

    • እዮብ 42:7, 8—የሆዋ ንእዮብ ምእንቲ ኤሊፋዝን ቢልዳድን ሶፋርን ኪጽሊ ትጽቢት ገበረሉ (w13 15/6 21 ¶17፣ w98 1/5 30 ¶3-6)

    • እዮብ 42:10—እዮብ ምእንቲ ብጾቱ ምስ ጸለየ፡ የሆዋ ኻብ ሕማሙ ኣሕወዮ (w98 1/5 31 ¶3)

    • እዮብ 42:10-17—የሆዋ ንእዮብ ስለቲ ዘርኣዮ እምነትን ተጻዋርነትን ኣብዚሑ ባረኾ (w94 1/11 27 ¶19-20 ወይ w94-E 15/11 20 ¶19-20)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • እዮብ 38:4-7—“ከዋኽብቲ ጽባሕ” መን እዮም፧ ብዛዕባኦምከ እንታይ ኢና እንፈልጥ፧ (bh 97 ¶3፣ w06 15/1 3 ¶2)

    • Job 42:3-5—ከም እዮብ ንኣምላኽ ክንርእዮ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (w15 15/10 8 ¶16-17)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) እዮ 41:1-26

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይዚ ወርሒ እዚ ኣቀራርባታት ተዳሎ፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነተን ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ግምቢ ዘብዐኛ ዜርእያ ቪድዮታት ወልዓየን፡ ድሕሪኡ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ተመያየጡሉ። ንኣጠቓቕማ ሞባይል ብዚምልከት ክትመያየጡ ኸለኹም፡ ነታ “ጀይ ዳብሊው ላይብረሪ እትጥቀመሉ መገድታት” ዘርእስታ ዓንቀጽ ኣሕጽር ኣቢልካ ጥቐስ። ኣብ ወወርሒ ኣብ ኣገልግሎት ክንደይ ግዜ ቪድዮ ኸም ዘርኣዩ ኺምዝግቡ ድማ ንሰማዕቲ ኣዘኻኽሮም። ኣስፋሕቲ ናይ ገዛእ ርእሶም ኣቀራርባ ኼዳልዉ ኣተባብዓዮም።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 23

  • “ንጀይ ዳብሊው ላይብረሪ ትጥቀመሉዶ ኣሎኻ፧” (15 ደቒቕ) ብዛዕባ እታ ዓንቀጽ ን5 ደቒቕ ብምምይያጥ ጀምር። ነታ “ጀይ ዳብሊው ላይብረሪ” ተጠቐም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ኣሕጽር ኣቢልኩም ከኣ ተመያየጡላ። ድሕሪኡ፡ ነተን ሕታማት ኣራጊፍካ ተጠቐም ከምኡ እውን ትርኢት ጽሑፋት ኣተዓራሪ ዘርእስተን ቪድዮታት እውን ብተመሳሳሊ መገዲ ርኢኹም ተመያየጡለን። ኣብታ 16 ግንቦት እትጅምር ሰሙን፡ ነታ “ጀይ ዳብሊው ላይብረሪ እትጥቀመሉ መገድታት” እትብል ክፍሊ ቕድሚ ምውሳድኩም፡ ዚኽእሉ ንዘበሉ ኣብ ሞባይሎም ጀይ ዳብሊው ላይብረሪ ኣፕሊኬሽን ኪጽዕኑን ጽሑፋት ኬራግፉን ኣተባብዓዮም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 9 ሕ.ጽ. 22-26፡ “ንምስትንታን ዚኸውን ጥቕስታት” ዘርእስታ ሳጹን፡ መመላእታ ጽሑፍ “ንግብረ-ሕቡእ ምስናፉ”

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 35ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ