ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 መስከረም ገጽ 2
  • 5-11 መስከረም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 5-11 መስከረም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 መስከረም ገጽ 2

5-11 መስከረም

መዝሙር 119

  • መዝሙር 48ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ‘ብሕጊ የሆዋ ተመላለስ’፦ (10 ደቒቕ)

    • መዝ 119:1-8—ናይ ሓቂ ሓጐስ ክንረክብ እንኽእል፡ ብሕጊ ኣምላኽ ንመላለስ እንተ ዄንና ጥራይ እዩ። (w05 15/4 10 ¶3-4)

    • መዝ 119:33-40—ቃል ኣምላኽ፡ ኣብ ህይወትና ንዜጋጥመና ፈተናታት ንምስጋር ዜድልየና ትብዓት ይህበና። (w05 15/4 13 ¶12)

    • መዝ 119:41-48—ልክዕ ፍልጠት ቃል ኣምላኽ ምጥራይና ኽንሰብኽ ምትእምማን የሕድረልና (w05 15/4 13 ¶13-14)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • መዝ 119:71—ጸበባ እንታይ ሰናይ ነገር ኪህልዎ ይኽእል፧ (w06 1/9 14 ¶4)

    • መዝ 119:96—“ንዅሉ ፍጽምና ደረቱ ርእየ እየ” ኺብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (w06 1/9 14 ¶5)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 119:73-93

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይዚ ወርሒ እዚ ኣቀራርባታት ተዳሎ፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነተን ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ዜርእያ ቪድዮታት ወልዓየን፣ ደድሕሪ ሓንቲ ቪድዮ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ተመያየጡሉ። ኣስፋሕቲ ናይ ገዛእ ርእሶም ኣቀራርባ ኼዳልዉ ኣተባብዓዮም።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 11

  • “ቈልዓ ማዕጾ ምስ ዚኸፍተልና”፦ (5 ደቒቕ) መደረ።

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (10 ደቒቕ) ከም ኣማራጺ፡ ነቲ ኻብ መጽሓፍ ዓመት ዝረኸብኩምዎ ትምህርቲ ተመያየጡሉ። (yb16 59-62)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 15 ሕ.ጽ. 10-17፡ ኣብ ገጽ 177 ዘላ ሳጹን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 13ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ