ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ሕዳር ገጽ 8
  • 28 ሕዳር–4 ታሕሳስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 28 ሕዳር–4 ታሕሳስ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ሕዳር ገጽ 8

28 ሕዳር–4 ታሕሳስ

መሃልየ መሃልይ 1-8

  • መዝሙር 27ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “እታ ሹላማዊት—ክንመስላ ዚግባእ ሰናይ ኣብነት”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ መሃልየ መሃልይ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • መሃ 2:7፣ 3:5—እታ ሹላማዊት ብሓቂ ንእተፍቅሮ ሰብ ንምጽባይ ቈሪጻ እያ ነይራ (w15 15/1 31 ¶11-13)

    • መሃ 4:12; 8:8-10—ኣብ እትጽበየሉ እዋን እምንትን ንጽህትን እያ ነይራ (w15 15/1 32 ¶14-16)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • መሃ 2:1—ንጽባቐ እታ ሹላማዊት ዘማዕረጎ ባህርያት እንታይ እዩ፧ (w15 15/1 31 ¶13)

    • መሃ 8:6—ናይ ሓቂ ፍቕሪ ኸም “ሃልሃልታ ያህ እዩ” እተባህለ ስለምንታይ እዩ፧ (w15 15/1 29 ¶3፣ w06 15/11 20 ¶7)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መሃ 2:1-17

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh—ምስታ መጽሓፍ ምእንቲ ኸተፋልጦ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ተጠቐም። (መዘኻኸሪ፦ ኣብ እዋን እቲ መርኣያ ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ።)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh—ናብ ኣኼባ ዓድሞ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 29-31 ¶8-9

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 48

  • “መንእሰያት ዚሓትዎ—ዓርኪ ኽሕዝ ተዳልየ ድየ፧” (9 ደቒቕ) ኣብታ “መንእሰያት ዚሓትዎ—ዓርኪ ኽሕዝ ተዳልየ ድየ፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ እተመስረተ መደረ። (ናብ jw.org ኣቲኻ፡ ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ።)

  • ናይ ሓቂ ፍቕሪ ድዩ ኣይኰነን፧ (6 ደቒቕ) ነታ ናይ ሓቂ ፍቕሪ ድዩ ኣይኰነን፧ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን። (ቪድዮ ኣብ ትሕቲ ዚብል ክፋል፡ OUR MEETINGS AND MINISTRY ርአ።)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 3 ሕ.ጽ. 1-13፡ “እታ ኣብራምን ሳራይን ዝሓደግዋ ኸተማ” ዘርእስታ ሳጹን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 34ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ