ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 መስከረም ገጽ 4
  • 11-17 መስከረም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 11-17 መስከረም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 መስከረም ገጽ 4

11-17 መስከረም

ህዝቅኤል 46-48

  • መዝሙር 139ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ናብ ንጹህ ኣምልኾ እተመልሰት እስራኤል እተስተማቕሮ በረኸት”፦ (10 ደቒቕ)

    • ህዝ 47:1, 7-12—እታ እተሓደሰት ሃገር ፍረ ትፈሪ (w99 1/3 10 ¶11-12)

    • ህዝ 47:13, 14—ነፍሲ ወከፍ ስድራ ቤት ርስቲ ትቕበል (w99 1/3 10 ¶10)

    • ህዝ 48:9, 10—እታ ሃገር ነቶም ህዝቢ ተኸፋፊላ ቕድሚ ምውሃባ፡ ዝበለጸ ኽፋል መሬታ ንየሆዋ ‘ተፈልዩ’ ኸም “መባእ” ይቐርብ

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ህዝ 47:1, 8፣ 48:30, 32-34—እቶም እተማረኹ ኣይሁድ ኵሉ ዝርዝር እታ ህዝቅኤል ዝረኣያ ቤተ መቕደስ ቃል ብቓሉ ኺፍጸም ትጽቢት ዘይገበሩ ስለምንታይ እዮም፧ (w99 1/3 11 ¶14)

    • ህዝ 47:6—ህዝቅኤል “ወዲ ሰብ” እተባህለ ስለምንታይ እዩ፧ (it-2-E 1001)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ህዝ 48:13-22

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp17.5 ገበር—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp17.5 —እታ መጽሔት ኣብ ዝሓለፈ ምብጻሕ ተበርኪታ ነይራ እያ። ተመላሊስካ ምብጻሕ ኪግበር ከሎ ኣርኢ፡ ሓደ ኻብቲ ንመጽናዕቲ እንጥቀመሉ ሕታማትና ድማ ኣፋልጥ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 33 ¶17—ናብ ኣኼባ ዓድሞ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 62

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (8 ደቒቕ) ከም ኣማራጺ፡ ነቲ ኻብ መጽሓፍ ዓመት ዝረኸብኩምዎ ትምህርቲ ተመያየጡሉ። (yb17-E 64-65)

  • ውድባዊ ዕማማት፦ (7 ደቒቕ) ነታ ንመስከረም እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 23 ሕ.ጽ. 15-29፡ ክለሳ ምዕራፍ

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 43ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ