8-14 ጥሪ
ማቴዎስ 4-5
መዝሙር 82ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“የሱስ ኣብ ከረን ካብ ዝሃቦ ስብከት እንረኽቦ ትምህርቲ”፦ (10 ደቒቕ)
ማቴ 5:3—መንፈሳዊ ነገራት ንሃርፍ እንተ ዄንና፡ ሕጉሳት ንኸውን (“ሕጉሳት፡” “መንፈሳዊ ነገራት ዚሃርፉ” nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ ኣብ ማቴ 5:3)
ማቴ 5:7—መሓርትን ርሕሩሓትን እንተ ዄንና፡ ሕጉሳት ንኸውን (“መሓርቲ” nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ ኣብ ማቴ 5:7)
ማቴ 5:9—ገበርቲ ሰላም እንተ ዄንና፡ ሕጉሳት ንኸውን (“ገበርቲ ሰላም” nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ ኣብ ማቴ 5:9 w07 1/12 17)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማቴ 5:31-48
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ርአ።
ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w16.03 31-32—ፍረ ነገር፦ ሰይጣን ንየሱስ ኪፍትኖ ኸሎ፡ ብኣካል ናብ ቤተ መቕደስ ወሲድዎ ድዩ፧
ክርስትያናዊ ህይወት
ምእንቲ ጽድቂ ዚስጐጉ፡ ሕጉሳት እዮም፦ (9 ደቒቕ) ነታ ስድራ ናምኩን፦ ብምኽንያት እምነቶም ተኣስሩ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ እንታይ ትምህርቲ ኸም ዝረኸብኩም ተመያየጡ
“ቅድም፡ ምስ ሓውካ ተዓረቕ—ብኸመይ፧”፦ (6 ደቒቕ) ምይይጥ። ኣብ ክልቲኡ ዓምዲ ኻብ ዘሎ ዝርዝር፡ እተን ናይ መወዳእታ ሓሳባት ጥራይ ቅኑዓት ዝዀና ስለምንታይ ምዃነን ግለጽ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 6 ሕ.ጽ. 8-15፡ “ንዕዮ ስብከት ድርኺት ዝዀነ ቐዳሞት ዓበይቲ ኣኼባታት” ዘርእስታ ሳጹን
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 37ን ጸሎትን