ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ሰነ ገጽ 6
  • ከም የሱስ ንፈተናታት ተቓወሞ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ከም የሱስ ንፈተናታት ተቓወሞ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንዓለም ወይስ ነቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ኣይትፍተዉ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ከመይ ዝበልካ ኽትከውን ከም ዚግብኣካ ሕሰብ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • ጽድቂ ፍቶ፡ ጥሕሰት ሕጊ ኸኣ ጽላእ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ንፈተና ብኸመይ ክጻረሮ እኽእል፧
    መንእሰያት ዚሓትትዎ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ሰነ ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሉቃስ 4-5

ከም የሱስ ንፈተናታት ተቓወሞ

ሰይጣን ንትምኒት ልብና ብምብልሻው ነቲ ምስ የሆዋ ዘሎና ርክብ ኪበትኮ ይጽዕር እዩ። ንሜላታቱ ድማ ምስቲ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ዘለዎ ዝንባለን ኵነታትን እዩ ዜሰማምዖ።

የሱስ ልሙድ ንዝዀነ ሰለስተ ፈተና ንምቅዋም እንታይ ሓያል ኣጽዋር እዩ ተጠቒሙ፧ (እብ 4:12፣ 1ዮሃ 2:15, 16) ኣብነቱ ኽስዕብ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧

  • የሱስ ንኣእማን ናብ እንጌራ ምልዋጥ ይኣቢ

    4:1-4

    “ትምኒት ስጋ”

  • የሱስ፡ ድያብሎስ ኵለን መንግስትታት ዓለም ከም ዚህቦ ንዘቕረበሉ ፈተና ይነጽጎ

    4:5-8

    “ትምኒት ኣዒንቲ”

  • የሱስ ኣብ ላዕለዋይ ጫፍ መንደቕ ቤተ መቕደስ ኰይኑ

    4:9-12

    “መነባብሮኻ ርኣዩለይ ምባል”

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ