ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሮሜ 15-16 ተጻዋርነትን መጸናንዕን ንምርካብ ናብ የሆዋ ጠምት 15:4-7 ንሕና መጸናንዕን ተጻዋርነት ክንረክብ፡ የሆዋ ንዓና ዚሕግዘሉ ሓደ መገዲ ብቓሉ እዩ። ካብዞም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሶም ዘለዉ ኣብነታት፡ እንታይ መጸናንዕን መተባብዕን ረኺብካ፧ ኖህ ዮሴፍ ዳዊት