27 ጥሪ-2 ለካቲት
ዘፍጥረት 9-11
መዝሙር 101ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ኵላ ምድሪ ብሓደ ቛንቋ . . . ትዛረብ ነበረት”፦ (10 ደቒቕ)
ዘፍ 11:1-4—ገሊኦም ምስ ፍቓድ ኣምላኽ ዚጻረር ከተማን ግምብን ኪሃንጹ ወሰኑ (it-1 239፣ it-2 202 ¶2)
ዘፍ 11:6-8—የሆዋ ንቛንቋኦም ደባለቖ (it-2 202 ¶3)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘፍ 9:20-22, 24, 25—ኖህ ንካም ዘይኰነስ፡ ንከነኣን ዝረገሞ ስለምንታይ እዩ፧ (it-1 1023 ¶4)
ዘፍ 10:9, 10—ኒምሮድ “ንየሆዋ ዚጻረር ጅግና ሃዳኒ” ዝነበረ ብኸመይ እዩ፧ (it-2 503)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘፍ 10:6-32 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ እሞ ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ እቶም ኣስፋሕቲ ነዚ ተመላሊስካ ምብጻሕ ሓቢሮም ምድላዎም እንታይ ይሕብር፧ እቲ ሓው ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ዘላለየን መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘጀመረን ብኸመይ እዩ፧
ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 4)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ እተዳለወ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጌርካ ጀምር፣ ድሕሪኡ በታ መጽሓፍ ይምህረና ጌርካ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (th መጽናዕቲ 2)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ክኢላ ዓያዪ ኹን”፦ (15 ደቒቕ) ሓላው ኣገልግሎት ብምይይጥ ዜቕርቦ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 50
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
መዝሙር 128ን ጸሎትን