15-21 መጋቢት
ዘሁልቍ 11-12
መዝሙር 46ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ናይ ምጕርምራም መንፈስ ከነወግድ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘሁ 11:7, 8—ትርኢትን መቐረትን እቲ ማና፡ ሕያውነት የሆዋ ዚገልጽ ብኸመይ እዩ፧ (it-2 309)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘሁ 11:1-15 (th መጽናዕቲ 2)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። እቲ ብዓል ቤት ተገዳስነት ምስ ኣርኣየ፡ ነታ ሞት የሱስ ዘክር ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 11)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ንሓደ ተገዳስነት ዘርኣየን ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ እተቐበለን ተመላሊስካ ምብጻሕ ግበረሉ። (th መጽናዕቲ 4)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ድሕሪ መደረ በዓል ዝኽሪ፡ ምስ ሓደ ኣብቲ በዓል ዝመጸ ተገዳስነት ዘርኣየ ሰብ ዝርርብ ጀምር። ብዛዕባ እቲ በዓል ንዜልዕሎ ሕቶታት ከኣ መልሰሉ። (th መጽናዕቲ 2)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ንበዓል ዝኽሪ ትዳሎዶ ኣለኻ፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ብዛዕባ ምድላዋት በዓል ዝኽሪ ዜድሊ ምልክታታት ንገር። ነታ ቅጫ በዓል ዝኽሪ ዚዳለወሉ መገዲ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 106
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 16ን ጸሎትን