ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ሕዳር ገጽ 12
  • 18-24 ታሕሳስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 18-24 ታሕሳስ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ሕዳር ገጽ 12

18-24 ታሕሳስ

እዮብ 28-29

  • መዝሙር 39ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ከም ናይ እዮብ ዝበለ ጽቡቕ ስም ኣሎካዶ፧”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • እዮ 29:24—ካብ ኣብነት እዮብ እንታይ ንምሃር፧ (g01 8/1 23 ¶3)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እዮ 28:1-28 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ድማ ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 3)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ኣበርክት፣ ነታ “ኻብዚ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ከመይ ጌርካ ኣጸቢቕካ ኽትጥቀም ትኽእል፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ ኣሕጽር ኣቢልካ ተመያየጠላ። (th መጽናዕቲ 17)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 13 መእተዊ ኣዕሚቝካ ዅዓትን ነጥቢ 4ን (th መጽናዕቲ 6)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 121

  • “ነቲ ዘጥረናዮ ጽቡቕ ስም ንምዕቃብ እንታይ ክገብር እኽእል፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥን ቪድዮን።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) bt ምዕ. 3 ¶12-18

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 50ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ