ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb25 መጋቢት ገጽ 10
  • 7-13 ሚያዝያ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 7-13 ሚያዝያ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2025
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2025
mwb25 መጋቢት ገጽ 10

7-13 ሚያዝያ

ምሳሌ 8

መዝሙር 89ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሱስ ኣብ ግዳም ንሰባት ይምህሮም።

1. ንጥበብ የሱስ ስምዓዮ

(10 ደቒቕ)

እቲ ብጥበብ እተመሰለ የሱስ፡ የሆዋ ኣብ “መጀመርታ መገዱ” ገበሮ (ምሳ 8:1, 4, 22፣ cf 131 ¶7)

የሱስ ታእላው ንዘይብሉ ግዜ ምስ ኣቦኡ ዀይኑ ኣብ ዕዮ ፍጥረት ኪሳተፍ ከሎ፡ ንኣቦኡ ዘለዎ ፍቕርን ጥበቡን እናዓበየ እዩ ኸይዱ (ምሳ 8:30, 31፣ cf 131-132 ¶8-9)

ንየሱስ ብምስማዕ ካብ ጥበቡ ኽንጥቀም ንኽእል ኢና (ምሳ 8:32, 35፣ w09 15/4 31 ¶14)

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • ምሳ 8:1-3—ጥበብ፡ “ዓው ኢላ ትጭድር” ዘላ ብኸመይ እያ፧ (g 14/5 16)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

(4 ደቒቕ) ምሳ 8:22-36 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ንግዱሳት ምክትታል

(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ኣብ በዓል ዝኽሪ ኺእከብ ድሌት ንዘሕደረ ሰብ፡ ብዛዕባ እቲ በዓል ንዜልዕሎ ሕቶታት መልሰሉ። (lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 3)

5. ዝርርብ ምጅማር

(3 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ኣብ ኣፍ ደጊኡ ወረቐት ዕድመ ረኺቡ ናብ በዓል ዝኽሪ ንዝመጸ ሕቶታት መልሰሉ። (lmd ትምህርቲ 3 ነጥቢ 5)

6. እምነትካ ምግላጽ

(5 ደቒቕ) መደረ። ijwbq ዓንቀጽ 160—ፍረ ነገር፦ የሱስ ወዲ ኣምላኽ ተባሂሉ ዚጽዋዕ ስለምንታይ እዩ፧ (th መጽናዕቲ 1)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 105

7. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(15 ደቒቕ)

8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 25 ¶1-4፡ ኣብ ገጽ 199 ዘላ ሳጹን

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 7ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ