ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb25 መጋቢት ገጽ 11
  • 14-20 ሚያዝያ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 14-20 ሚያዝያ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2025
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2025
mwb25 መጋቢት ገጽ 11

14-20 ሚያዝያ

ምሳሌ 9

መዝሙር 56ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. ጥበበኛ ደኣ እምበር መላገጺ ኣይትኹን

(10 ደቒቕ)

መላገጺ ፍቕራዊ ምኽሪ ኣብ ክንዲ ዚቕበል ንመኻሪኡ ይቕየሞ (ምሳ 9:7, 8ሀ፣ w22.02 9 ¶4)

ጥበበኛ ሰብ ንምኻሪኡን ንምኽሩን የማስወሉ (ምሳ 9:8ለ, 9፣ w22.02 12 ¶12-14፣ w01 15/5 30 ¶1-2)

ጥበበኛ ሰብ ይጥቀም፡ መላገጺ ግና ይጕዳእ (ምሳ 9:12፡ w01 15/5 30 ¶5)

ሓንቲ መንእሰይ ሓብቲ ኣብ ቤት ምግቢ ምስ ሓንቲ ዓባይ ሓብቲ እናበልዓ ንእትህባ ምኽሪ ጽን ኢላ ትሰምዓ።

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • ምሳ 9:17—“ናይ ስርቂ ማይ” እንታይ እዩ፧ “ጥዑም” ዝዀነኸ ስለምንታይ እዩ፧ (w06 15/9 17 ¶5)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

(4 ደቒቕ) ምሳ 9:1-18 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ንግዱሳት ምክትታል

(4 ደቒቕ) ኣብ በቤት። እቲ ብዓል ቤት ኣብ በዓል ዝኽሪ ተኣኪቡ ነይሩ። (lmd ትምህርቲ 8 ነጥቢ 3)

5. ንግዱሳት ምክትታል

(4 ደቒቕ) ብግህዶ ዚግበር ምስክርነት። ቅድሚ ሕጂ በዓል ዝኽሪ ኣበይ ከም ዚብዓል ሓቢርካዮ ኔርካ። (lmd ትምህርቲ 7 ነጥቢ 4)

6. ንግዱሳት ምክትታል

(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ቅድሚ ሕጂ ንዘመድካ በዓል ዝኽሪ ኣብ ከባቢኡ ኣበይ ከም ዚብዓል ሓቢርካዮ ኔርካ። (lmd ትምህርቲ 8 ነጥቢ 4)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 84

7. ፍሉይ መሰል፡ ስምዒት ጸብለልትነት የሕድረልካ ድዩ፧

(15 ደቒቕ) ምይይጥ።

ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕትኻ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦

  • “ፍሉይ መሰል” ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧

  • ኣብ ጉባኤ ፍሉይ መሰል ዘለዎም ንርእሶም ብኸመይ እዮም ኪርእይዋ ዘለዎም፧

  • ንኻልኦት ናይ ምግልጋል ፍሉይ መሰል ካብ ስልጣን ንላዕሊ ዝያዳ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 25 ¶5-7፡ ኣብ ገጽ 200 ዘላ ሳጹን

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 42ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ