ሕታም መጽናዕቲ
ነሓሰ 2021
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 27 መስከረም–31 ጥቅምቲ 2021
© 2021 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።
ስእሊ ገበር፦
ሰብ ሓዳር ዝያዳ ኣስፋሕቲ መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ዜድልዩሉ ቦታ ይሰብኩ፣ ሓንቲ መንእሰይ ሓብቲ ኣብ ህንጸት ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ትሕግዝ፣ ብዕድመ ዝደፍኡ ሰብ ሓዳር ብተሌፎን ይምስክሩ። ኵላቶም ብኣገልግሎቶም ብዙሕ ይሕጐሱ (ዓንቀጽ መጽናዕቲ 34፡ ሕጡብ ጽሑፍ 11 ርአ)